(ቓል ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ። ኣብ ቖላታት ኤርትራ ብስርዓት ኢትዮጵያ ካብ ወርሒ ጥቕምቲ ክሳብ ወርሒ ጥሪ ዘካሕኪሕ ኢሰብኣዊ ቅትለትን ምብራስ ንብረትን ከም ዝተፈጸመ ኣብ ቀዳሞት ጹሑፋትናን ብኻልኦት ደቂ ሃገርን ተጻሑፉ’ዩ። ነቲ ዕለታት ህዝብናን ስቓይን ምዝካርን ነቲ ዝሞቱሉ ዕላማ ናብ መጠረሽታ ምዕራፍ ክነብጽሖ ከኣ ኣብ ቓልሲ ስለ ዘሎና ዋልታን ሞራልን ክኾኑና ናባኹም ንዝርግሖ። ጽቡቕ ዝደሊ … Continue reading ሰማእታት በሲግዲራ ዖናን ካብ ብሌን ዝተተርጎመ
Copy and paste this URL into your WordPress site to embed
Copy and paste this code into your site to embed