ዝተፈላለየ አርአእያ ኤርትራውያን ፣ ኣብ ልዕሊ ይርአ’ሎ ዝበሃል ዘሎ ዕብየት ኢኮኖሚ ሃገሮም

ሰሉስ, 20 መጋቢት 2012

ንመጸሔት ዘ-ኤኮኖሚስት ዝጠቐሱ ጸብጻብት፡ ንቐጠርን ጋናን ሓሊፋ ፡ናይ 17% ዕብየት ኣርእያ ይብሉ፡ ናይ ኣመሪካ ማእከል ስለያ (CIA) ድማ፡ ኤርትራ ኣብ 2011፡ ናይ 8.2% ዕብየት ከም ዘርኣየት ይጠቕስ

“ዓለም ኣብ 2011” ብዝብል ዘ ኢኮኖሚስት ዝተባህለ መፅሄት ኣብ ዝሓለፈ እዋን ዘውፅኦ ፀብፃብ ብምጥቃስ ሎሚ ቅነ ኣብ ዝተፈላለየ ዓንዲ እንተርኔት ዝወፀ ሓደ ፅሑፍ ኢኮኖሚ ኤርትራ ካብ ናይ ቃጣርን ጋናን ይዓቢ’ሎ ክብል ይገልፅ።

ናይ ኣመሪካ ማእከል ስለያ (CIA) ድማ፡ ኤርትራ ኣብ 2011፡ ናይ 8.2% ዕብየት ከም ዘርኣየት ይጠቕስ

ብዛዕባ ህልው ኩነታት ኢኮኖሚ ክዘራረቡ ሬድዮ ድምፂ አሜሪካ ዝዓደሞም ዶ/ር በርሄ ሃብተ ጊዮርጊስ ካብ ዩናይትድ ስቴይትስ ክፍለ ግዝአት ኒውጀርሲ ኣብ ሮዋን ዩኒቨርስቲ ፕሮፈሰር ዕዳጋን ምምሕዳርን ከምኡ’ዉን አቶ ዓብድራሕማን ሰይድ ካብ ሎንደን ዓባይ ብሪጣንያ ተሓላቂ ፖሎቲካውን ሰብአውን መሰላትን ምሁር ዓለም ለኸ ርክባትን አፈታትሓ ጎንፅታትን ነናቶም ርኢቶ ሂቦም’ለው።

ቀዳማይን ካልአይን ክፍሊ ቀሩቡ’ሎ። ንምስምዑ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

 

ቀዳማይ ክፍሊ

http://www.voanews.com/templates/mediaDisplay.html?mediaPath=http://www.voanews.com/MediaAssets2/tigrigna/dalet/Eritrean_Economy_debaite_3_20_12.Mp3&mediaContentID=143544306

 

ካልአይ ክፍሊ

http://www.voanews.com/templates/mediaDisplay.html?mediaPath=http://www.voanews.com/MediaAssets2/tigrigna/dalet/Eritreans_Debait_2nd_Part.Mp3&mediaContentID=143544306

 

Short URL: https://english.farajat.net/?p=6828

Posted by on Mar 30 2012 Filed under Articles. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net