ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ጨንፈር ቶሮንቶ ኣካያዲት ሽማግለ ተመሪጻ ።

ኣገዳሲ መግለጺ
20/05/2012
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ
ጨንፈር ቶሮንቶ ኣካያዲት ሽማግለ ተመሪጻ ።
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ጨንፈር ቶሮንቶ ኣካያዲት ሽማግለ ብዕለት 20 ጉንበት 2012 ናይ ስራሕ መደባት ተኸፋፊላ ። ብከምዚ ዝስዕብ ድማ ነብሳ ሰሪዓ ።
ኣቶ ሱለማን ኢድሪስ …… ኣቦ መንበር
ኣቶ መሓመድ ኢድሪስ …… ዋና ጸሓፊ
ኣቶ ዳዊት ኣብርሃ …… ቁጠባ
ኣቶ ጴጥሮስ ተኽሉ …… ዜና
ኣቶ ጀማል ዑመር …… መንእሰያትን ተመሃሮን
ወይዘሮ ሩቐያ መሓመድሱለማን እኩድ …… ጉዳያት ደቂ-ኣንስትዮ
ዶክቶር ብርሃነ ኣብርሃ …… ህዝባዊ ጉዳይ
ኣቶ መስፍን ተላ …… ወጻኢ ጉዳይ
ኣቶ ገብረልዑል ዳኒኤል …… ማሕበራዊ ጉዳይ
ተጠባበቕቲ፡ ኣቶ ኣለም ተስፉን ኣቶ ሰመረ ገረዝጊሀርን ።
ከምዝዝከር ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ጨንፈራዊ ኣኼባ ተኻይዱስ፣ ኣኼበኛታት ኣርባዕተ ዝኣባላታ ኣማራጺት ሽማግለ መሪጹ ነይሩ፡ ኣቶ ኢዮብ መንግስቱ ከም ኣቦመንበር ዝመርሓ ኣማራጺት ሽማግለ፡ ኣቶ በረቐ ጳውሎስ፣ወይዘሮ ምሕረት ብርሃነን፣ኣቶ ዓብደልዋስዕ ዓብዱን ኣገባብ ብዘለዎ መንገዲ ሓንቲ ትሽዓተ ዝኣባላታ ኣካያዲት ሽማግለ ምስ ሰለስተ ተጠባበቕቲ ተመሪጾም ነይሮም

ዓወት ንህዝባዊ ቃልሲ!
ምስ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ንቅድሚት

Short URL: https://english.farajat.net/?p=7154

Posted by on May 30 2012 Filed under News. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net