Author Archive
Stories written by admin

Refugee Day Assessment of NUEY/NUEW by the Tyrant’s Menus

June 20 is the International Refugee Day.  It is a day to be observed as a day to sympathize with all refugees of the world.  Listen to their stories and try to understand their sufferings at the hands of their abusive governments, governments that failed to react to their daily problems and forced them to […]

ንርትዕን ፍትሕን ዝቓለስ ንሓቂስ ኣይቐብርን’ዩ!!

ክቡራት ኣንበብቲ ብቀዳምነት ከምቲ ልሙድ ምውቕ ልባዊ ሰላምታይ ይብጻሕኩም። ብምቕጻል ግርማይ ወዲ ፊሊፖ ኣብ ልዕለይ ዝፈነዎ ክሲ ጭቡጥ መርትዖታት ከቕርብ ብተደጋጋሚ ተሓቲቱ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታት ክሳብ 5ይ ክፋል ዘርጊሕዎ ዘሎ ተኸታታሊ ትሕዝቶ ጽሑፋቱ ከቕርብ ኣይኸኣለን። ብርግጽ’ውን ከቕርብ ከም ዘይኽእል ብጣዕሚ ርግጸኛ’የ። ግርማይ ወዲ ፊሊፖ ምሳይ ብዘለዎ ዓሚቕ ሌላን ተመክሮን ዘይኾነ ክሳብ ክንድ’ዚ ዝምድር ዘሎ፡ ካብ […]

ኤስደለ ብሳምቡእ ኢሳያይስ ዘስተፍስ መርገጽ የብሉን!!

ክቡራት ኣንበብቲ ዕዙዝ ሰላምታይ ብድሕሪ ምቕራብ፡- ሕጂ’ውን ግርማይ ወዲ ፊሊፖ ካብ በላዕኩም ሰተኩም ዝብል ኣጉል ሞጎትን ተራ ጸለመታትን ጠቐናታትን ዘሊሉ ምስ ዕድሚኡ ዝኸይድ ከም ኣቦታቱ ጭውነት ዝመልኦ ኣንደበትን ኩሉ ዜጋ ብፍላይ’ውን እቲ መንእሰይ ወልዶ ክመሃረሉ ብዝኽእል ልዙብ መንገዲ ደሞክራስያዊ ትሕዝቶ ዘለዎ ሓሳብ ከቕርብ ዘይኽእል ባእታ ምዃኑ እናተጋህደ ዝመጸ ይመስለኒ። ከምቲ ካብ ጉጉይ ምውዓል ክሳድ ምሓዝ […]

ገማግም ባሕሪ ኤርትራ ናይ ዝተፈላለዩ ኮባንያታት መዐንደሪ ኮይኑ ይርከብ !!

ካብ ወደብ ዓሰብ ናብ ወደባት የመን፣ ኣጽዋርን መኻይንን፣ ከምኡ’ውን ካልእ ኣብ ውግእ ዘድሊ መሳለጥያታት ዘመላልሳ ዝነበራ መራኽብ፣ መብዛሕቲአን ናብ ኢማራት ዓረብ ከም ዝተመልሳ ምንጭታት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ካብ ከተማ ዓሰብ ሓቢሮም። መንግስቲ ኢማራት፣ ኣብ ከተማ ዓሰብ፣ ወትሃደራዊ ሓይልታቱ ዓሪደሙሉ ካብ ዘለዉ መደበር ፣ ናብ ዝተፈላለየ ወደባት የመን፣ ንሎጂስቲካዊ መደባት ንምስላጥ ንክጥቀመለን ብማለት፣ ብዙሓት መራኽብ […]

ፖሊቲካን ሃይማኖትን- ናይ ኤርትራ ቅልውላው- Eritrean Desintegration

ብፍስሃ ናይር ኣብ ታሪኽ ኤርትራ እንተረኤና ካብ ፖሊካዊ ቃልሲ ክሳብ ብረታዊ ቃልሲ ቀጺሉ ድማ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ እቲ ቀንዲ ምንጪ ክሳብ ሕጂ እውን ክፍታሕ ዘይተኻእለ ፖሊቲካዊ ምሕደራን ሃይማኖትን ፈሊኻ ዘይምርኣይ ኢዩ፣ምንጪ ናይ ግርጭት ኣብ ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ መንነት ወይ ድማ ካብ ስነ-ሓሳብ ዝመንጨወ ዘይኮነስ ኣብ ትሕቲ ሃገራዊ መንነታት ከም ሃይማኖት፣ ዓለት ቋንቋ፣ ኣውራጃ ኢዩ፣ እቲ […]

ኣብ ኣጀንዳታት ኢሳይያስ ዝቆጻጸ ሕልና የብለይን!!

ክቡራት ኣንበብቲ ብቀዳምነት ሰናይ ቅነ በዓል ነጻነት 2017 ክኾነልኩም ልባዊ ትምኒተይ ይገልጽ። ብምቕጻል ግርማይ ወዲ ፊሊፖ ነቲ ኣብ ልዕልይ ዘቕርቦ ተደጋጋሚ ኣጉል ጸለመታትን ጠቐነታትን ጭቡጥ መርትዖታት ናብ ህዝቢ ከቕርብ ኣይበቕዐን። ኮይኑ ግን ከምቲ በዓል ኣመል ኣመሉ እንባ ቦትኡ ነይገድፍ ዝብሃል ያታዊ ምስላ ንኩሉ ጉዳይ ካብቲ ናቱ ወጻኢ ቴሞ-ሜትር ክዕቕን ብሰንኪ ዘይምዕዳሉ ዝበልዔት ከብዲ የብላን መኣዲ […]

ንዕረ ናብ መዓር ምቕያር ዝኸኣል ኣይኮነን!!

ብቀዳምነት ክቡር ሰላምታይ ንክቡራት ኣንበብቲ፡- እቶም ክቡራትን ጭዋታትን ወለድና፡ ልዝቡነትን ቅርጡውነትን ስለ ዘውረሱና፡ ኩሉ ግዜ እቲ ከም ልሙድ ባህሊ ዝተወስደ ግርማይ ወዲ ፊሊፖ ዝኽተሎ ጸርፍታትን ዘለፋታትን ክኽተል ምርጫይ ዘይምዃኑ ከረጋግጽ ይፈቱ። ብካልእ መዳይ’ውን ንደሞክራስን ፍትሕን ይቃለስ ምህላወይ ክሳብ ዝኣመንኩ፡ ዝኾነ ዜጋ ይሕመቕ ይጸብቕ ዘለዎ ርእይቶ ከኽብር ውሽጣዊ ዕግብተይን ፖሎቲካዊ እምነተይን ስለ ዝድርኸኒ፡ ኣብቲ ንሱ ወዲቕዎ […]

The UN/USA/EU is against Isayas, as Claimed: Real or Nominal?

An enemy that tells one where her/his shortcoming is and how to improve the problem is a friend and not an enemy. Also, an enemy that emptily threatens one is not an enemy but a rewarder by reason of not carrying out the threat. In fact, an enemy that jumps with a warning or without […]

ኣገናዕ ንዘይርጡብ ተመራማሪ ወደባት

ብወገነይ ምስ ግርማይ ወዲ ፊሊፖ ዓሚቕ ሌላን ፍልጠትን ኣለኒ ክብል ኣይደፍርን’የ። ሃገራዊ ዋዕላ ኣብ ዝካየደሉ ዝነበረ እዋን ዝተራኸብናሉ ኩነታት ምህላዉ ዝፍለጥ’ኳ እንተኾነ፡ ምስቲ ሽዑ ዝህሉ ጋዕ ገልጠም ዕሙቕ ዝበለ ዕላል ክንብር’ውን ብዙሕ ዕድል ዝረኸብና ኣይመስለንን። ዕሙቕ ዝበለ ዕላል ስለ ዘይገበርና ድማ ክንፋላለ ወይ’ውን ብዓይኒ ቅርሕንትን ጽልእን ክንረኣአ ዘግብር ኩነታት’ውን ኣይተፈጥረን ይብል። ኮይኑ ግን ግርማይ ወዲ […]

ደለይቲ ፍትሒ ፍትሒ ትማሊ ሰንበት 14 ግንቦት 2017 አብ ከተማ ከሎን ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

“ያንግ” ህግደፍ YPFDJ መቐጸልታ ናይ’ቲ አብ ሓያሎይ ከተማታት አብ ሃገር ጀርመን ተዋፊርሉ ዝቐነየ ጽዑቝ ጎስጓሳት አብ ከተማ ከሎን እውን ሓደ ሰሚናር ጸዊዑ ነይሩ። ናይ እዚ ብጉልባብ 13th YPFDJ EURO CONFERENCE ዚተጸውዐ ሰሚናር ህግደፍ ሓቀኛ መንቀሊ-ዛዕባ ከአ አብ ሃገር ሆላንድ ወይ አብ ከተማ ፌልድሆቨን ስለ ዝፈሸልሉ ንሰዓብቶም ኣለዓዒሎም ገንዘብ ንምውጻእ ነይሩ። አብ’ቲ ሓውሲ ዕጹው ሰሚናር ዝተዘርበ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net