Category archives for: Interviews

ርክብ ምስ ተጋዳላይ ሓሚድ ሳልሕ (5)

ሓምሻይ ክፋል ሓድሽ ዓመት 1968 ተጀምሩ ። ሰራዊት ሓርነት ከምቲ ልሙድ ኣንጻር ጸላኢ ምክልኻልን መጥቃዕትታቱ ምውርዋርን ቀጸሎ ። ቁጽሩ እንዳበዘሔ ከደ ፣ ስሪሒታቱ ድማ እንዳማዕበለ ስሌ ዝኸደ ኡሙን ደጀን ዝኾኖ ሓድሽ መሬት ኣብ ትሕቲ ምቁጽጻሩ ከእቱ ጀመረ ። ጸላኢ   መጥቃዕታት ሰራዊት ሓርነት ናብ ዓበይቲ መደበራትን ከተማታት ገጹ ከይየመሪሕ ፍርሒ ጀመሮ ። ገለ ካብቲ ስሪሒታት ድማ […]

ርክብ ምስ ተጋዳላይ ሓሚድ ሳልሕ (4)

ራብዓይ ክፋል ብዛዕባ ኩነታት ናይዚ ወታሃደራዊ ክፍሊ ክገልጽ ከሎ ፣ ሓፈሻኡ ኩሉ ከበሳ ዘጠቃለለ     ኣውራጃታት ኣከለጉዛይን ሰራየን ሓማሴንን ምብራቃዊ  ገማግም ባሕሪ ኣከለጉዛይ ፣  ምዃኑ ገሊጹ ። ሓይሊ ጸላኢ ጦር ሰራዊት ኮነ ካልእ ወታሃደራዊ ሓይሊታቱ  ፖሊስ ፣ ኮማንዶስ ፣ ከተማ ኣስመራ ሓዊስካ ቀንዲ መደበራት ጸላኢ ዝርከቦ ክፍሊ እዩ ። ብተወሳኺ ጸላኢ ኣብ ፈቀዶ ዓድታት ንህዝቢ ( […]

ርክብ ምስ ተጋዳላይ ሓሚድ ሳልሕ – ካልኣይ ክፋል

ሓምድ ቀጽሉ ፣ ካብ ወገናት ባጽዕ ንባርካ ተመሊሰ ካብኡ ከሰላ ኣቲየ ምስ ስዉእ ሳቤ ተራኽቤ ዳግም ንሜዳ ተመሊሰ ኣብተን ኣሃዱታት ተጸምበርኩ ። እዚ ድማ ብ1964 እዩ ነሩ ይብል ። መን እዩ እቲ ምስ ስዉእ ጣህር ሳልም ኮይኑ ዝላኣኸካ ዑስማን ኣደም ንዝብል ሕቶ ክምልሽ ከሎ ፡ ዑስማን ኣደም ኣባል ፖሊስ ኤርትራ ዝነበረ ኮይኑ ምስ ብጻዩ ስዉእ […]

“ሕቶ ብሄርነት ጀበርቲ ኣብ ቅዋም ኤርትራ ሰፊሩ ንሓዋሩ ክዕጾ ዘለዎ ጉዳይ’ዩ” ኡስታዝ ሑሴን ዓብደልዋስዕ

Mr. Hussien Abdulwase (sourse:sbs.com.au)

14th March, 2015By Beyene Semere ነቲ መንግስቲ ኤርትራ ጀሚርዎ ዘሎ መስርሕ ምሕዳስ መንነት ካርድ ኣብ ዝምላእ ቅጥዒ፡ ንጀበርቲ ከም ሓደ ካብ ብሄራት ኤርትራ ኣፍልጦ ስለዘይሃበ ብምቅዋም፡ ኢርትራዊያን ጀበርቲ ነበርቲ ኣውስትራሊያ ናይ ተቓዉሞ ኣኼባታት ኣብ ምክያድ ይርከቡ። ምስኡ ዝተኣሳሰር ሕቶታት ክምልሰልና ካብ ቀንዲ ኣተሓባበርቲ እቲ ናይ ተቓዉሞ ኣኼባታት ዝኾነ ንኡስታዝ ሑሴን ዓብደልዋስዕ ዘዛርብናዮ ኣብዚ ብምጥዋቕ ክትሰም […]

Eritrean Community in Australia Radio 3CR Interview with ESMNS Leaders

3CR Interview with Tesfu Asbaha & Mustafa Mohamed Noor in Melbourne – Australia Monday 2 Feb 2015

Surviving the terror of the organ-harvesting trade

Samson Habtemariam, an Eritrean refugee living in Melbourne. (Source: SBS)

An Eritrean refugee living in Melbourne has spoken to SBS in graphic detail about being kidnapped and held captive in Egypt by

ERI Adal & Eritrean National Salvation Front

ERI Adal Interview with Mr. Jabir Yassin Eritrean National Salvation Front

Inside Story – When mutiny came to Eritrea

Published on Jan 23, 2013 Was the latest challenge to President Isaias Afawerki’s rule just a taste of things to come? Inside Story with presenter Shiulie Ghosh discusses with Abdurrahman Elsayyid, from the Eritrean National Democratic Forces – a pro-democracy network committed to the advocacy and promotion of human rights; Jason Mosley – an associate […]

TV Eri Adal interview

TV Eri Adal interview Abdulkarim Mustafa, Aisha Gaas amd Nagash Osman

Saleh Gadi Johar In Australia – Lecture part 1 & 2

Saleh Gadi Johar In Australia – Lecture part 1   Saleh Gadi Johar In Australia – Lecture part 2

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net