Category archives for: Interviews

ዶ/ር በየነ ኪዳነ ኣቦ-መንበር ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡ ምስ ድምጺ ኤርትራዊ ደሞክራሲያዊ ኪዳን መደብ ቋንቋ ትግርኛ ዘካየዶ ቃለ-መሓትት፡፡

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስይዊ ኪዳን (ቀዳማይ ወገን) 09.07.2007   ሕቶ – ዶ/ በየነ ኪዳነ ኣብዚ እዋን’ዚ እዚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሓፈሻዊ ኩነታት ከመይ ክግለጽ ይከኣል?   መልሲ፡ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት ብዙሕ ጊዜ ደጋጊምና ንርእዮ ጉዳይ ስለ ዝኾነ፡ ካብ’ቲ ዝነበሮ እንዳኸፍአን እንዳብኣሶን ምኻዱ፡ ምጥቃስ እንተዘይኮይኑ እዚኣ ኣላ ዝተመሓየሸት ኢልካ ትርእዮን ትዛረበሉን ኣርእስቲ ኣይህልውን’ዩ። ብኹሉ […]

ቃለ-መሓትት ምስ ሑሴን ኸሊፋ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን መጽሔት ኣልናህዳ 22.11.2006               ሑሴን ኸሊፋ ይብል፡- …ሜዳ ኤርትራ ክሓልፎ ብዝጸንሐ ሃለዋት ዕጉባት ኢና…. …ኣሰናዳኢት ሽማግለ፡ መጽናዕታ ኣዳልያ ንፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኣቕሪባቶ ኣላ … …ህልዊ ፖለቲካዊ ቻርተር፡ ገለገለ ተዓቕቦታት ክግበረሉ ዝጸንሐ’ዩ… …ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ፡ ንሲቪላዊ ማሕበራትን ካብ ኪዳን ወጻኢ ዘለዋ ውድባትን ኣብ ውዱእ መኣዲ ኣይኰናን ክንዕድሞም.. …ጕባኤ፡ ሓድነት ኪዳን […]

ቃለ-መሓትት ምስ ተጋዳላይ ተኽለ መለኪን

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 06.10.2006  ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን፡ ኣብ ዝመጽእ ዘሎ ግዜ ሓፈሻዊ ጕባኤኡ ንምግባር መዲቡ ኣሎ። ነዚ ዕላማ’ዚ ኣብ ግብሪ ንምውዓል፡ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት፡ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ፡ ብተጋዳላይ ተኽለ መለኪን፡ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ኣህጕራዊ ዝምድናታት ተሓኤ ሰውራዊ ባይቶ እትምራሕ ኣሰናዳኢት ሽማግለ ጕባኤ ኣቚሙ። ብዛዕባ’ዚ ንጥፈታት ናይ’ዛ ሽማግለ እዚኣን በጺሓቶ ዘላ ደረጃን […]

ምስ ዋና ዳይረክተር ጋዜጣ ኣልወጠን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተገብረ ርክብ ኣቶ ሑሴን ኸሊፋ

ኢስያስ ኣፈወርቂ ውልቀ መላኺን ህውኹን ኢዩ.. ረብሓታት ድማ ምስ መንግስታት እምበር ምስ ውልቀ ሰብ ኣይምስረትን’ዩ..! እቲ ቀንዲ ሓደጋ፡ ኤርትራ ብመንግስቲ ዘይኮነስ ብሓደ ውልቀ ሰብ ትመሓደር ምህላዋ ኢዩ.. መርገጻቱ 180 ዲግሪ ክቕይር ጸገም የብሉን .. ይብል። ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 22 ነሓሴ 2006 ዋና ኣካያዲ ሱዳናዊት ጋዜጣ “ኣልወጠን” ኣብ’ቲ ብ15 ነሓሰ 2006 ዝተኻየደ መኽፈቲ […]

ቃለ-መሓትት ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ወጻኢ ጕዳያት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ምስ ጋዜጣ ኣልሓያት

ሱዳናዊት ጋዜጣ ኣል ሓያት ሕታም ቍ. 1145 ቀዳም 01ሓምለ 2006 ገጽ 7፡ ፖለቲካ ንሕና ንልዝብ ድልዋት ኢና። መንግስቲ ሱዳን ድማ ኣብ መንጐናን ኣብ መንጐ ስርዓት ኢሳያስ ልዝብ ክግበር ኣዎንታዊ ግደ ክትጻወት ትጽቢት ንገብር። ነቲ ስርዓት ንምውዳቕ ኵሉ ኣገባብ ቃልሲ ንጥቀም። ሱዳን ንህላወ ናይ ተቓወምቲ ውድባት ኤርትራ ደው ከተብል’ያ ዝብል ትጽቢት የብልናን። ንሕና ዲሞክራስን ናጽነትን ፍትሕን […]

ቃለ-መሓትት ምስ ሸኽ ሓምድ ቱርኪ ሓላፊ ገንዘባዊ ጕዳያት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 14.06.2006 ኵነታት ኤርትራ ኣብ ኵሉ መዳያት ቅልጡፍ ምዕባለታት የርኢ ኣሎ። ኣብ ኣስመራ ዘሎ ስርዓት ከም ውጽኢት ናይ’ቲ በሓትን ቀንጻልን ፖሊሲታት ብቍጣባዊ ቅልውላው ይሳቐን፡ ናይ ህዝቢ ተቓውሞታት ካብ ዕለት ናብ ዕለት እናዓበየን ዓቕሉ እናጽበበሉን ይመጽእ ኣሎ። ብሸነኽ ደንበ ተቓውሞ ከኣ፡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ካብ 25 ሚያዝያ ክሳብ 4 ግንቦት ኣብ […]

From Achieve: Note to the statements of Dr. Aturabi about the Eritrean-Sudanese relations and Afwerki of the PFDJ in December 1998

Compiled by Abdulhafiz Yassin Gulf Information Center Khartoum (12Nov.)-The way the Eritrean president received Dr. Aturabi against, whom Isaias had always been carrying out an offensive media war since 1994, has astonished observers of the Eritrean-Sudanese relations’ course; in addition, the unpredictable acts of Isaias Afwerki have baffled many observers of the region. It is […]

Harron appreciates the EDA and blesses the unity of the Salvation Front

GIC Khartoum(Sept.30,2005)-Ibrahim Harron of the Afar Movement  talked to Gulf Information Center the time he arrived to Addis Ababa assessing the recommendations and the resolutions of the last conference of the Central Leadership of the Eritrean Democratic Alliance, his organization’s Relations with different Eritrean political organizations and his Organizations  attitude towards the declared  three-party integration […]

The World Satellite Channel’s “Under the Ash” Program Sheds light into Eritrea

why does Eritrea live in a constant state of mobilization? * Tewekel: dialogue is an inevitable matter and the PFDJ is a  victim of an individual rule in Asmara *Nassr: Eritrea is living in a big prison *Kahlifa: lessens the chances of dialogue with the regime Gulf Information Center Khartoum Sep.5,2005 The World Satellite Channel […]

ቃለ መሕትት ምስ መሓመድ ጣሃ ተወከል

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር   ነሓስ,21,2005  ካርቱም መሓመድ ጣሃ ተወከል ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ ግዜ ናብ ሃገራት ኣዕራብ በጺሑ። ኣብቲ ዑደቱ ምስ ዝመልከቶም ትካላተን ሰበሰልጣን ብዛዕባ ኣህጉራዊ ፖለቲካዊ ምዕባለታት ዝምልከት ተዘራሪቡ። ኣቶ ተወከል በቲ ዝገብሮ ዝነበረ ዓቢ ኣበርኪቶ ኣብ ናይ ሱዳን ፖለቲካዊ ሃዋሁ ኣብቲ መምራጽ ምክትል ፕረዚደንት ናይ ረፓብሊክ ሱዳን ክሳተፍ ተዓዲሙ ንሱዳን መጽዩ።ኣብቲ ዝመጻኣሉ ገዜ ምስ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net