Category archives for: Interviews

ፕረስደንት ሶማሊላንድ ድሕሪ ነዊሕ ስቕታ ምስ ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር   ትርጉም ፍ.ገብረሂወት   ካርቱም ሚይዝያ 28, 2005   ሓታትን ኣዳላውን መሓመድ ጠሃ ተወከል   ቅልውላው ደቡብ ሶማል፡ ኣህጉራዊ ተፈላጥነት ንምርካብ ኢልና ኣይንምዝምዞን ። ንሕና ምስ ማሕበር ሃገራት ዓረብ ክንዘራረብ ድሌት ኣለና።እቲ ማዕጾ ግን ክዕጸወና የብሉን።   መእተዊ   ሶማሊላንድ (እታ ዝተነጸለት ሪፓፕሊክ ብዝብል ትፍለጥ) ምስቲ ኩሉ ጸገማትን ትጸባእነትን፡ ቁጠባዊ ምዕባለ፤ ፖለቲካዊ […]

Reyallee Comes out of His Silence and Speaks to GIC

We do not exploit the chaos in the South to get international recognition We are looking forward to a dialogue with the Arab League and it should not lock the doors up before us   Gulf Information Center   Khartoum   April21, 2005   Interviewed by Mohammed Taha Twekel Translated by Abdulhafiz Yassin Mohammed   […]

ቓለ መጠይቕ ምስ ኣቶ ዓንደብርሃን እስቲፋኖስ

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር(ጋኢሰ) ካርቱም ዕለት መጋቢት 26,2005              ክቡራት ተኸታተልትና ጋልፍ ኢንፎርኔሽን ሰንተር (ጋኢሰ) ምስ ኣቶ ዓንደብርሃን እስቲፋኖስ ቓለ ምልልስ ኣካይዳ። ኣቶ ዓንደብርሃን እስቲፋኖስ ገዲም ተጋዳላይ ኣብ ልዕሊ ምኻኑ ካብ ግዜ ንእስነቱ ኣትሒዙ ሙሉእ ሂወቱ ኣብ ቓልስን ምህናጽ ሃገርን ዘበርከተን ዘበርክት ዘሎን እዩ።ገዲም ተጋዳላይ ዓንደብርሃን እስቲፋኖስ ንመንግስቲ ኤርትራ ብምውካል ኣብ ምምላስ ስደተኛታት ኤርትራዊያን ናብ […]

Hussian Khalifa in a Downright Interview with the GIC:

* Popular Uprising and Diplomacy Will Speed up the Collapse of the Regime *Shiekh Zayed of UAE had pledged to provide Two Billion American Dollars Gulf Information Center Khartoum March13, 2005 He is a father of two boys and four girls. He joined the Eritrean Liberation Movement in 1961 and became from among its most […]

ቓለ መጠይቕ ምስ ኣቶ ሑሰን ከሊፋ

ጋልፍ ኢንፎርኔሽን ሰንተር (ጋኢሰ) ክቡራት ተኸታተልትና ካብ ዕለት 23/02/05 ክሳብ 05/03/05 ኣብ ከተማ ካርቱም ንምምስራት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ጉባኤ ከምዝተኻየደ ይፍለጥ።ኣቦ መንበር እቲ ኪዳን ኣቶ ሑሰን ከሊፋ ኣብ ቤ/ጽ ዓዲምናዮ ብዕለት 12/03/05 ምስ ጋልፍ ኢንፎርኔሽን ሰንተር (ጋኢሰ) ቓለ ምልልስ ኣካይዱ።ናይቲ ዝተገበረ ቓለ ምልልስ ሙሉእ ትሕዝቶ እነሆ፡ ኣቶ ሑሰን ከሊፋ ንዕድሜና ኣኽቢርካ ንሕቶታትና ክትምልስ ድልው ብምኻንካ […]

ኣባላት መርሒነት ዲሞክራሲያዊ ኤርትራዊ ኪዳን ምስ መደበር ዜና ሱዳን ጋዜጣዊ ዋዕላ ኣካይዶም

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር ፍ.ገብረሂወት  ካርቱም ሎሚ ዕለት 10/03/05 ኣባላት መርሒነት ዲሞክራሲያዊ ኤርትራዊ ኪዳን ድሕሪ ምፍራም ቻርተር ማለት 05/03/05፡ ካብ ማዕከናት ዜና ሱዳን፤ ኤም.ቢ.ሲ፤ ኣልጀዚራን ካልኦትን ዝርከብዎ ልዕሊ 25 ጋዜጠኛታትን ከምእዉን ሓሙሽተ ኣህጉራዊያ ሰተላይቲ ተሌቪዥን ቻነልስ ዝተረኸባሉን ኣብ መደበር ዜና ሱዳን ጋዜጣዊ ዋዕላ ገይሮም።ነዚ ዋዕላ መደበር ዜና ሱዳን የአንጊድዎ።ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር በቲ ምስ ዝተፈላልየ ማዕከናት ዜና […]

ቓለ መጠየቕ ምስ ኣቶ ሙሴ ኤፍሬም

ጋልፍ ኢንፎርኔሽን ሰንተር (ጋኢሰ) ፍ.ገብረሂወት ዕለት 09/03/05 ክቡራት ተኸታተልትና ካብ ዕለት 23/02/05 ክሳብ 05/03/05 ኣብ ከተማ ካርቱም ንምምስራት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ጉባኤ ከምዝተኻየደ ይፍለጥ።ምስቶም ኣብቲ ጉባኤ ዝተሳተፉ፡ ጋልፍ ኢንፎርኔሽን ሰንተር (ጋኢሰ) ቓለ ምልልስ ኣካይዳ ነይራ።ሓደ ካብኦም ኣቶ ሙሴ ኤፍሬም ይባሃል።ኣቶ ሙሴ ኤፍሬም ንዕድሜና ኣኽቢሩ ንሕቶታትና መልሲ ብምሃቡ ብስም ኣባላት ጋኢሰን ተኸታተልት እዚ መደብን ነመስግኖ። ኣቶ […]

Prime Minister Zenawee for al-Jezeera Channel:Nothing Stands against Eritrea’s Inclusion into the Sanna Axis for Cooperation if it Resolves all its Problems with its Neighbors

by Abdul hafiz Yassin Mohammed Gulf Information Center Khartoum March9, 2005. The Ethiopian Prime Minister Meles Zenawee has had an interview with the Qatar based al-Jezeera Channel on March 7, 2005, which was broadcast at 7:00 PM by Khartoum’s timing. In the interview Mr. Meles talked, among others, about the border conflict of his country […]

ጋዜጣዊ ዋዕላ ምስ ሓለፍቲ ውድባት ኣብ ትሕቲ ጽላል ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ዝሰመራ

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር መጋቢት 06/05 ካርቱም ኣብቲ ቦታ ተረኺቦም ነዚ ጸብጻብ ዘቕረቡ መሓመድጠሃ ተወከል፤ፍ.ገብረሂወት፤ዓብደልሓፊዝ ያሲን፤ዓብዱ ያሲን፤ ዓብዱ ሱሌማን እዮም። ካብ ዕለት ለካቲት 23,2005 ክሳብ መጋቢት 05,2005 ጉባኤ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ክምዝተጋበአ ኣብ ዜና ተከታቲልኩ።እዚ ጉብኤ ነቲ ሕቶ ህዝቢ ኤርትራ ክሳብ ሕጂ ዘይተመለሰ ክምላስ ዝትየጋበአ እዩ።ነቲ ሕቶ ዲሞክራሲን ክብሪ ሰባዊ መስል፤መሰል ብሄራት፤መሰል ቛንቛታት፤ምቛም ዲሞክራሲያዊ ስርዓትን ትግባረ […]

What Do the Participated Delegations of the Eritrean Opposition Organizations, at the Last Inclusive Meeting of Khartoum, Say?

Translated and edited by Abdul hafiz Yassin Mohammed Gulf Information Center Khartoum 25Jan.,2005 The team of the Gulf Information Center has had a cursory exploring interview with the members of the participated delegations at the last historical all-around meeting of the Eritrean Opposition Organizations which has produced the Eritrean Democratic Alliance. Reporters Abdul hafiz Yassin […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net