Category archives for: Poetry

ዝኽሪ ንተ. ኣድሓነት ዓንዱ

ብ ረ.ክ. (ባሻይ)ሚያዝያ 10-2005   መን’ያ ኣድሓነት ዓንዱ ‘ዛ ትማል ዝኸደት? ማሕላ ናይ ማዕርነት ነሕዋታ ዘውረሰት መን’ያ ኣድሓነት ዓንዱ ካብ እግራ ናብ ርእሳ? እታ ተጋደለት ኣብ ላዕሊ ኣብ ከበሳ       መን’ያ ኣድሓነት ዓንዱ ትፈልጦ እንተሎካ? እታ ተቓለሰት ንመሰል ኣብ ባርካ መን’ያ ኣድሓነት ዓንዱ ኣሎዶ ዝነግር?  እታ ምስ ብጾታ ንመስል ትጭድር   ኣብ ዝረገጽናዮ […]

ጭሕሚ ብጻይካ ክላጸ ጭሕምኻ ማይ ልኸ

መስከረም 18-2005 ብ ረ.ክ. (ባሻይ) ጭሕምኻ ማይ ልኸ ጎረቤት ክላጸ ሓርማዝ ‘ተመሰሉ ዘይትኸውን ጻጸ ክገሃድ ጀሚሩ ባይታ-ባይታ ሕጸ       ኣየኖት’የን መርዑ ኣየናይከ ሰብኣይ       ተር ክብላ’የን እምበር ቀዳማይ ካልኣይ       መለሳ የብሉን ተሰሪዕካ ምብካይ ምውዳቕሲ ወዲቐ ምዓስ ጠፊኡኒ ምትሳእ ስኢነ ዓጽሚ ተሰይሩኒ ከምታ መብጽዓኹም ዘይትጽግኑኒ       ከም ውዕልና ኰይኑ ተወዲኡ ኩሉ       ቍሩብ’የ ተጋግየ ዓው-ዓው […]

ነብስኻ ሓኸኽ ህዝበይ

ሓወየ ተኲሾም ሰጢሖምኻ ኣብ ጽርግያ ስእሊ ሬሳኻ ኩሉ ሰብ ብእንተርኔጥ ዝራኣያ ምረት መግለጺ ሓዘና ብዙሕ ከተቃልዕ ቀንያ ኩለን ወነንቲ ሓቤሬታ እንተርነጥ ሰብ ሞያ ብህግደፍ ዝተረሸነ መንእሰይ ስእሉ ዘ ላለያ ጻማኽን ንህዝብኽን ከሲብክን ዘይቡሉ ማእለያ       ወትሩ   ወግሔ ጸብሔ ምርሻን ካብ በዝሔ   ትሕቲ ዕድመ ዓቅሚ ኣዳም ዘይ በጽሔ   ሪኢኹሞዶ ተረሽኑ ኣብ ጽርግያ ተሰጥሔ […]

ኳሕ ኳሕ ገም ገም ኣብዚ ጠዊኩም ክፈቱ ክትሰምዑ

ስምዑ      ደቂ ሃገረይ ደናክልና ዓዳትኩም ላዛ ዘለዎ      ዳጎ ማሓ ታበ ኢልኩም ሓበሬታ ትረኽብዎ     ንሓባሪኹም ብኽብሪ ህ..ህ እናባልኩ ትሰምዕዎ     ንፈታዊኽምን ጽላኢኹም ብቅጽበት ተለልዩዎ      ሕኩመት ኢሳያስ ወደራዓይሰ ምኻኑ ፍለጥዎ     ሓንሳብ ንሓዋሩ ብዘይ የዳግም ቐርኑ ዝብጥዎ                                 ስምዑ    ደቂ ሃገረይ ኣኮሎግዛይና ዓባይ እምባሴራ    ሕማቕ ተረኺቡ ነዊሕ መሪር ቓልሲ ኮይኑ ክሳራ […]

ኣግሂድኩምዶ? ወይ ‘ቲ ለይተይ!

ነሐሰ 18-2005 ብ ረ.ክ. (ባሻይ) ዘልሓጥ-ሓጥ ከምዘሎ ምዓስ ጠፊኡና ድጒሽተተይ ኰይኑ ስጒምቲ ከይከድና ዝሰዓበ ይስዓብኩም ጥራይ ርሓቑልና       ብዶብ ኣሳቢብኩም ብዙሕ ተዕገርግሩ       ልሳን ቀያይርኩም ሸንኮለል ትምህሩ       ሓቂ ከተምስሉ ብዙሕ ተማርሩ ኣመል ቀደምኩም’ዩ አሎና’ኮ መዝገብ ትርር ክብል ከሎ ናብ ጸላኢ ዘብዘብ ገና ‘ላ ኣብ ክሳድኩም ኣላሻዊት ማዕተብ       ሓንሳእ ብሄር ትብሉ ንሓንሳእ ሃይማኖት       […]

ሰልፊ ባይቶ ኤርትራ መርሓባ !!!

ሓምለ 30-2005 ዓ.ም. ብ ረ.ክ. (ባሻይ) ሰልፊ ባይቶ ኤርትራ መርሓባ ካብ ውሽጢ ዝወጸት ልበ-ልባ ፍረ ዲሞክራሲ እንካ ሃባ      መገሻኺ ቀሊል ኣይነበረን      በቲ ዕርፊ በቲ ድማ መምረን      ነዊት ኢኺ ብድርብ ዝቝረን ኣብ ዶብ ናይ ኤርትራ ባይቶ ጌርኪ ጽባሕ ድማ ዓወት ስግር ኢልኪ ከምታ መብጽዓኺ ኪዳን ሒዝኪ      ተቓሊስኪ ሓቅታት ንምውጻእ      ዘይፈለጠ ቀስ […]

ደለይቲ ሓድነት ንሓዋሩ ምስ ዕግበት ዘይብሎም ኣይትስመሩ

ረ.ክ. (ባሻይ) ሓምለ 21-2005 ካብ ታሕቲ ተበገስ ደፋእ ኢልካ ምእንቲ ክትድይብ ላዕሊ ገጽካ ካብ ላዕሊ ኣይትንቀል ቍልቍል ኣፍካ መታን ከይትወድቕ ሸታሕ ኢልካ       ረጋእ በል ኣየድልን ዘብ-ዘብ       ምስ ዕግበት ዘለዎም ተላዘብ       ማይ ኣጻምእ ኣራግጽ ይበዝሖ       ስራሕ ሃወኽ ጒዝጒዝ ይፍንጥሖ ኣልዕሎ ጭራኻ ሰስ ኣብሎ ወይልኻ ሃመማ ድኣ በሎ ክኣትዉኻ ይመስሉ ጓዕማማት ጽንሕ ኢሎም […]

ካስላዊት ንግደት

ኣትያ’ምበር ’ታ ዕለት! ብ ረ.ክ.(ባሻይ) ሓምለ 17-‘05 ህረሚ ነጋሪት ንገርዮም ኢኺ ዘምባዕ-ባዕ ዘይብሉ ፈንዊ ዜናኺ ግዲ የለን ድሓን ሰማዕቲ ‘ለዉኺ ከም ሰርቢ ማይ ቀርኒ ላም ዝፈሊ ተቓላሳይ ህዝቢ ፈተውትኻ ኣለሊ ጸላእትኻስ’ምበር ዳርጋ መሚኻዮም ፈተውትኻ’ንደሞ ቍሩብ ዘንጊዕካዮም       ጸላእቲ ፈሊጥካስ እንታ’ዩ ዝግበር       ምስ ንጹር ፈታዊ ‘ተሰመርካ ኢዩ’መበር       ነቕ ዘይብል መርገጽ ዘይቅየር ዘረባ       ተጨርጊፉ […]

ህግደፍ ኣብ ርእሲ ህዝብና ላምባ ኲዖም ክርቢት ሸጠጥ

ካብ ገብሪሂይወት ኣቡዓሸራ እንታይዩ በደሉ ዝህዝብና        የዕጫው ገረብ ተቖጺሩ ሂወት ናይ ህዝብና      ክርቢት ሸጠጥ ኣቢሎም ላምባ ክኽዕውልና      ንኸይ ንሳማማዕ ብኣውራጃታት ዝፈላሉዩና     ኣስላማይ ክርስትያናይ ብምባል ከራሓሑቑና      ብደም  ድመጽኤት ኤርትራ ክገብርዋ ዑና     ንበይኖም ክብሕቱ ኣጥፊኦም ንኹሉ ህዝብና እንታይዩ በደሉ ዝህዝብና 60 ዓመት ለይትን ምዓልትን ተጋዲሉ ድሕሪ መሪር ቃልሲ ናጽነት ኮነ […]

ብዓል መርገም ስንቆም

ገብሪሂይወት ኣቡዓሸራ         ብዓል መርገም ስንቆም ንህዝቢ ንምጽናት ዓጢቖም         ነቶም ኣብ ትሕቲኡ ዘለዉ ኲናት ወሊዑ ከደስቖም         ኣብ ውጻኢ ዘለዉ ድርሃጽሉ ገንዘቦም እንዳ ምሓቖም       ዝተቓሞም ኣብ ጎዳጉድ ኣሲሩ ብዘይ ፍርዲ ከሕቅቖም       ብጓሂ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ይመስሎም ኣሎ ዝስሕቖም   ንኤርትራ ሃገርና ኣድፊሮም ብዓለምና ኣንዒቖም   ንብረቶም ከየልዓሉ ጠንጢኖሞ ናይ ዕርዲ መንደቖም […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net