Category archives for: Resistance

ካልኣይ መግለጺ ብርጌድ ንሓመዱ ኣውስትራልያ

10/01/2024 ካልኣይ መግለጺ ብርጌድ ንሓመዱ ኣውስትራልያ ወፍሪ ንዘይተርፍ ዓወት፥ ተጀሚሩ እምበር ኣይተዛዘን፤ሕጂውን እቲ Croatian Catholic Centre Sunshine ፣ ኣዳራሽ ዝኽፈል ከፊሎም ዝሓዝዎ ኣሰሪዝናዮ ኣለና። cancelled ብዓቢኡ ፖሊስ ኣውስትራልያ፣ ንዝህሉ ነዉጺ ኣብ ተጠንቀቕ ምህላዎም፣ ኣብ ዜና ተሓቢሩ ክነሱ፡ ኣብ ፈቐዶ ስፍራ ዝስዕስዑሉ ይደልዩ ኣለዉ። በዚ ኣጋጣሚ ሕብረተሰብና፣ ካብ ከምዚ ዝበለ ናይ ጽልእን ህልኽን ፈስቲቫል ከይርከብ እናሓበርና፣ […]

መግለጺ በርጌድ ንሓመዱ ኣውስትራልያ

መግለጺ በርጌድ ንሓመዱ ኣውስትራልያ 09/01/2024 ወፍሪ ንዘይተርፍ ዓወት፥ ኣውስትራልያ፥ ነቲ ንልዕሊ 22 ዓመት (ካብ 2001-23) ከይተደፍረ ፍንጥራዕ ዝበሃሎ ዝነበረ፣ ኣብ ሜልቦርን ናይ ፖላንድ ክለብ (Polish Club)፣ ብወፍሪ በርገዳውያን፣ እቲ ዝገብርሉ ቦታ ተሰሪዙ ኣሎ። እዚ ዘይተዋሕጠሎም ባራዩ፣ ሎሚ ተጓይዮም ኣብ ሓድሽ ቦታ ናይ Croatian Catholic Centre Sunshine ፣ ኣዳራሽ ዝኽፈል ከፊሎም ሒዞም ከም ዘለው፣ ምስ ዝምልከቶ […]

ሰላማዊ ሰልፊ ብህዝባዊ ምንቅስቓሳት አብ ከተማ ጊሰን ጀርመን

09 ሓምለ 2017 ትማሊ ቀዳም 08.07.2017 ንናይ ህግደፍ ፈስቲቫል ንምቅዋም፣ ብህዝባዊ ምንቅስቓሳት አብ ሃገር ጀርመን ዚተጸውዐ ሰላማዊ ሰልፊ ጸብለልትነት ደለይቲ ፍትሒ አብ ልዕሊ ህግደፍ’ን ሰዓብቲ ህግደፍ’ን  አመሰኪሩ። ምምሕዳርን ፓርላማን ከተማ ጊሰን ንኣዳለውቲ ፈስቲቫል-ህግደፍ ፌስታ ንዝገብርሉ ኣደራሽ ብባኮታትን ካልእ መኸወሊታትን ክሽፍንዎ መምርሒ ስለ ዘውረድሎም፣ ብሃተሃታ ህግደፍ’ውን ድሒሩ ዚተጸውዐ ሰላማዊ ሰልፊ ጌሮም ተባሂሉና። እቲ ናይ ህግደፍ ሰላማዊ […]

ደለይቲ ፍትሒ ፍትሒ ትማሊ ሰንበት 14 ግንቦት 2017 አብ ከተማ ከሎን ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

“ያንግ” ህግደፍ YPFDJ መቐጸልታ ናይ’ቲ አብ ሓያሎይ ከተማታት አብ ሃገር ጀርመን ተዋፊርሉ ዝቐነየ ጽዑቝ ጎስጓሳት አብ ከተማ ከሎን እውን ሓደ ሰሚናር ጸዊዑ ነይሩ። ናይ እዚ ብጉልባብ 13th YPFDJ EURO CONFERENCE ዚተጸውዐ ሰሚናር ህግደፍ ሓቀኛ መንቀሊ-ዛዕባ ከአ አብ ሃገር ሆላንድ ወይ አብ ከተማ ፌልድሆቨን ስለ ዝፈሸልሉ ንሰዓብቶም ኣለዓዒሎም ገንዘብ ንምውጻእ ነይሩ። አብ’ቲ ሓውሲ ዕጹው ሰሚናር ዝተዘርበ […]

ጋዜጣዊ መግለጺ : ኣዳላዊት ሽማግለ ሰለማዊ ሰልፊ ስቶክሆልም 2015

ዝኸበርኩም ዝኸበርክንን ሓርበኛታት ኤርትራውያን ተሳተፍቲ ሰላማዊ ሰልፊ ስቶኮሆልም ዕዙዝ ሃገራዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም። ሎሚ ዕለት 01/ ነሓሰ/ 2015 ብደለይቲ ፍትሒ ሰላማዊ ሰልፊ ንምክያድ ኣብ ከተማ ስቶኮሆልም ተኣኻኪብና ኣለና። ሰላማዊ ሰልፍና ከም ወትሩ ብሽዊደናዊ ኤርትራዊ ጽላል ንደምክራስያዊ ምዕባለ (ሰሳዱ) ዝተወደበ እዩ። ሰሳዱ ነዚ ሰላማዊ ሰልፊ ንምክያድ ኣብ ናይ ኣፈጻጽማ ኣገባቡ ንምውህሃድ ሽማግለ መዚዙ። ሰሳዱ ንፖለቲካዊ ውድባትን ሲቪላዊ […]

ሰለማዊ ሰልፊ ኣንጻር ህግደፍ 2015

ፈረጀት: መልበርን (ኣውስትራልያ) ኣብ መልበረን ኣውስትራልያ ንክልተ መዓልቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ህግደፍ ተኻይዱ። እዚ ብተቓወምቲ ኤርትራውያን ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ ነቲ ዓመት መጸ ብህግደፍ ዝዳሎ ብስም ፈስቲቫል ዝጽዋዕ ፕሮፓጋንዳዊ ዳንኪራ ብምቅዋም፡ ነቲ ድምጹ ተዓቢሱ ኣብ ስቓይን ዓመጽን ህግደፍ ዝነብር ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ድምጹ ብዓውታ ንምስማዕ ዝዓለመ ተቓውሞ እዩ ነይሩ። እዚ ንመበል 12 ዓመት ካብ ኣጋምሸት ሰዓት […]

ኣብ ቶረንቶ ውዕውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ምውጻእ ገንዘብ ቆንስል ኤርትራ ተኻይዱ

ኤርትራውያን ካናዳውያን ተቐማጦ ቶረንቶን ከባቢኣ ንብቆንስል ኤርትራ ዝተዳለወ ናይ ገንዘብ ምውጻእ ውራይ ብምቅዋም ኣብ ፊት ሸራተን ሆቴል ዳውንታውን ቶረንቶ ውዕውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እዚ ብ5 ነሓሰ ብተበግሶ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ዝተወሃሃደ፡ ሃገራዊ ባይቶ ኤርትራ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ( ENCDC ) ን ኢፒዲፒን ዝተዳለወ ሰላማዊ ሰልፊ፡  ንሕቡእ ኣጀንዳ ናይቲ ኣብ ሸራተን ሆቴል ዝካየድ ዝነበረ ናይ ገንዘብ […]

ጋዜጣዊ መግለጺ ዕዉት ሰላማ ሰልፊ

[cincopa AYKAQ_qulg3x] ኣንጻር ናይ ሓሶት ፈቲቫል ምልካዊ ህ.ግ.ዲ.ፍ ከተማ ስቶክሆልም ካብ ሰዓት 10ናይ ንግሆ ምትእኽኻብ ዝጀመረ፡ ልክዕ 1100 ኣብ ምዱብ ቦታ ሰላምዊ ሰልፊ ዝበጽሐ ምዑት ተቃላሳይን ተቃወማይን ኤርትራዊ ካብ ኩለን ሃገራት ኤውሮጳ ኖርወይ ጀርመን ስዊዘርላንድ ሆላንድ ከምኡ ድማ ካብ ኩለን ከተማታት ስዊደን ኣስታት 500 ዝኾኑ ዝበዝሑ መንእስያት ዝተሳትፍዎ ዉዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፊ ዕለት 4 ነሓሰ 2012 […]

ዕውት ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ጊሰን ሃገረ ጀርመን።

ዕለት 7.07.2012 ኣብ ከተማ ጊሰን ሃገረ ጀርመን ዕውትን ዘደንቅ ፍጻመታት ተራእዩ። ብሓቂ ልዑል ተሰታፍነት ናይ ተቓውምቲ ብዉዕዉዕ መንፈስ ፍሉይ ዘደንቅ ኣዋዳድባን፡ ንኽውንነት ህልዊ ዘስካሕክሕ ናብራ ኣህዛብ ኤርትራ ዝገልጽን፡ ንውድቀት ጉጅለ ህግደፍ ዘቓልዕን፡ ንሰዓብቱ ኣብ ራዕዲ ዝሽምምን፡ ኰይኑ ከም እተረኽበ ማንም ተቐምጣይ ጊሰን ዝዕዘቦ ዝነበረ እዩ። ኣገልገልቲ ህግደፍ ርእሶም ኣድኒኖም የማነ ጸጋም ቀባሕ ቀባሕ እናበሉ ክሓልፉ […]

Flash Mob For Eritrea ~ Melbourne, Australia

The First Flash Mob For Eritrea ~ Melbourne, Australia

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net