Category archives for: Notices

What can you do?

Melbourne Rally

Melbourne Rally to support the report of UN Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea. We to call upon the UN security Council to take urgent and effective sanctions and to hold the Eritrean dictator to be accountable for the atrocities committed in Eritrea by referring it to the International Criminal Court

ኣብየት!!ኣብየት!!!ክቡር ኣቶ ባን ኪ ሙን!!!!! ዋና ጸሓፊ፡ ሕቡራት መንግስታት፡ ዓለም።

ኣብ ስደት እንነብር ኤርትራውያን፡ ኣብየት!! ኣብየት!!!!ኣብየት!!!ስለ ዝግበር ዘሎ ገበናት፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት፡ ኣብ ልዕሊ ህዝብና፡ ብሰበስልጣን፡ መንግስቲ ኤርትራ። ንኩሉኹም ወከልቲ፡ ኣባላት ሕቡራት መንግስታት ዓለም። ንሕና፡ ኣብ ታሕቲ ዝኸተምና፡ ኣብ ስደት እንነብር ኤርትራውያን፡ ንኽቡር ዋና ጸሓፊ፡ ኣትሪርናን፡ ዓው ኢልናን፡ ነቲ ብውርሒ 21 ሰነ 2016 ዝቐረበ፡ ብመርማሪት ኮምሽን፡ ብናይ ሕቡራት መንግስታት፡ ኣማኻሪ፡ መሰል ሰብኣዊ መሰላት፡ ዝቐረበ፡ ጸብጻብ […]

Important Demonstration Information

Demonstration Location or Address: 405 E 42Nd St (46th St. & 1st Ave) New York, NY 10017   Parking for the demonstration

ኣገዳሲ ዕድመ ንህዝባዊ ኣኼባ ዋሽንግቶን ዲሲን ከባቢኣን

ዕዙዝ ሕውነታውን ገድላውን ሰላምታና ብድሕሪ  ምቕዳም፡– ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ኣቲናዮ ዘለና ተሃዋሲ መድረኽ ቃልስን ኣገጣጥምኡን ብዝምልከት ንዓሚቕ ሃገራዊ ዘተን ልዝብን ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ ኣዳልዩ ምህላዉ ይሕብር። እዚ ብኣቦ መንበር ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ተጋ/ዮሃንስ ኣስመላሽ ዝምራሕ ህዝባዊ ኣኼባ’ዚ ብዙሕ እዋናዊ ኣገዳሲ ሃገራዊ ጉዳያትን ነጥብታትን ዝድህስስ መድረኽ ኮይኑ፡ ህዝቢ ንፖሎቲካዊ […]

ናይ ሓዘን ተኻፋልነት ( ማ. ኣ .ጽ. ኤ- ጨንፈር ሆላንድ )

ገዲም ተጋዳላይ ሓውና ዑስማን ኣሕመድ ፥ ኣባል ምምሕዳር ኣካለ ጽጉማን ኤርትራ መደበር ከሰላ ( ሱዳን ) ብዝጸንሖ መውጋእትን ፥ ስዒቡ ዝመጽኤ ሕማማትን ንነዊሕ እዋን ብጽንዓትን ትዕግስትን ክቃለሶ ድሕሪ ምጽናሕ፥ ብዕለት 26-09-2016 ብሞት ስለዝተፈልየና ዝተሰምዓና መሪር ሓዘን ንገልጽ ። ንሕና ማሕበር ኣካለ ጽጉማን ኤርትራ – ጨንፈር ሆላንድ ከቢድ ሓዘን እንዳተሰምዓና ፥ ንሓውና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ፥

Dr. Andebrhan Welde Giorgis in Toronto

Dr. Andebrhan Welde Giorgis  Educated at the University of Colorado and Harvard University, freedom fighter, scholar, central banker, diplomat, and now unhappy exile, no one could be better placed than Andebrhan Welde Giorgis to trace Eritrea’s distressing slide from triumph to tragedy.  The future can be rescued, but only if the past is understood, and the present […]

ኣገዳሲ ሓቤረታ ንደለይቲ ፍትሒ

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ጨንፈር ስዊዘርላንድ ንዕለት 01/10/2016 ብላዕልዋይ ኣመራርሓ ዞና ኤውሮፓ ግሃድኤ – ሕድሪ ዝምራሕ ህሉው ኩነታት ውድብን ሰራዊትን ዝምልከት ሰፊሕ መብሪሂ ክህቡ ስለዝኮኑ፡ ኣብዚ ኩፉት ህዝባዊ ሰሚናር እዚ ኩሉ ጉዱስ ደላይ ፍትሒ ንኽሳተፎ ብክብሪ ንዕድም::

Rally against PFDJ festival in Stockholm SM

Important Public Announcement Democracy activists are planning to demonstrate against the PFDJ festival in Stockholm. This festival is being used by the regime as a source of income and for propaganda purpose claiming that there are many who support the regime. Now that the wind of change in blowing all over the world in favor […]

ብምንክያት 25 ብዓል ናጽነት‏

  ኩልኹም ፈተውቲ ፍትሕን ሰላምን ዝኾንኩም  ኤርትራውያንን ተቐማጦ ቶሮንቶ፡ ብምክንያት ሃገራዊ ብዓል ናጽነት ኤረትራ  ሃገራዊ ዘተ ከምኡውን በቶም ወናማት ሙዚቀኛታት ደለይቲ ፍትሒ ቶሮንቶ ተዳልይልኩም ኣሎ።      ሃገራዊ ቆጸራ ዝብል ተማ እንታይ ንግበር እስከ ንዛተ: 25 ዓምት ናጽነት ካብ ኮነ ስደት : እስርባት: ቅትለት: ባርነት: ውርደት: ጥምየት: ጥፍኣት :ሞት እስከ በሉ ንዛተ ህዝብን ክረክብ ሓርነት። […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net