Category archives for: Notices

ኣኼባ ኮሚሽን ንደማክራሲያዊ ለውጢ ንኡስ ጨንፈር ካርልስሩሀን ከባቢኣን

መቐጸልታ ኣኼባና ንሰንበት ዕለት 27 መጋቢት 2011 ኣብ ሽታይን ስትራስሰ 23 ንሰዓት 15፡00 ተቖጺሩ ኣሎ። ኣብ መጻኢ ኣኼባና ብዛዕባ ዝሓለፈ ሃገራዊ ዋዕላን ኣብኡ ዝተበጽሐ ስምምዕን ተመርኲሱ ንዝቐርብ ካልእ ኣድላዪ ዝበሃል ጉዳያት ዝምልከት ሕቶታትን ክበርህ እዩ። ቀጻሊ ኣኼባታት ንምክያድ ዘኽእል መደባትን ንምድላው ሃገራዊ ጉባኤ ዘድሊ ስርሓትን ኣብኡ ክቐርብ ዝድለ ርእይቶታትን ሕሳባትን ህዝቢ ዝእከበሉ ኣገባባትን እንታይ ዝበለ […]

ሃገራዊ ኮምሽን ሰሜን ኣሜሪካ ኣብ ሻርሎት ሰሜን ካሮላይና ሕ.መ.ኣ.

 ከምቲ ኣቐዲሙ ዝተሓበረ፣ ኮምሽን ሰሜን ኣሜሪካ እቲ ናይ ጎስጓስ መድረኽ ደምዲምካ ናብ ናይ ጽሑፋት ክትዓትን ዘተን መድረኽ ንምእታው ዝገብሮ ህዝባዊ ኣኼባታት ብምቕጻል ዝመጽእ ሰሙንዕለት – ለካቲት ኣብ ሻርሎት ሰሜን ካሮላይና ህዝባዊ ኣኼባ ከካይድ እዩ። ነዚ ሓባርን መሃርን ዝኾነ መድርኽ’ዚ ንምስታፍ ኩሎም ንመስርሕ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝቃለሱ ኤርትራውያን ብኽብሪ ንዕድም። 26, 2011 ጊዜ – ሰዓት 3:00 ደሕሪ […]

…²ª[ï …‰òl }‰êDê „íXqVgñ …mk mkUp}¥

…²ª[ï …‰òl }‰êDê „íXqVgñ …mk mkUp}¥ oH³³sïq aL´D D}©}: }‰êDê ochL·ï mkUp}¥ „íXqVgñ }—Dq 13 ¢Šoñq, 2011 |§ B›kï …‰òl mk‹mkU q—©öM; —EL …‰òl aL´D M] ]VH }MFE§} ‰êDê „íXqVgñ …mk A²Vgñ ²él„ }©M‹V[ï¥gñ D‘é·ï mk}¹Êq sï\oÊDê K²ªï }M©öB\]} §‰‘é}; np: 45 Abrar House, Crawford Place, off Edgware Rd., Lon  W1H 4LP

NCDC Bay area Subcommittee presents Eritrean Youth superstars live

ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ካርልስሩሀን ከባቢኣን

ኣብ ከተማ ካርልስሩሀን ከባቢኣን ቀዳም 30 ጥቅምቲ 2010 ዝተጋበአ ህዝባዊ ኣኼባ ንሃገራዊ ጉባኤ ብውዕዉዕ ክትዓትን ልዙብ ምርድዳእን ተሰላሲሉ። ብኣባላት ኮምሽን ዝኾኑ ሓው ኣቶ ተኽለሰንበት ተኽላይን ወሮ. ፍረወይኒ ተኽለጻድቕን፡ መብርህን ድሕረ ባይታ ምቛም ኮምሽንን ድሕሪ ምቕራቦም፡ መደብ ዕዮን ዕላማን ናይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ዝርዝራዊ መብርሂ ኣቕሪቦም። እዚ ዕቱብ ተሳታፍነት ማሕበረሰብን፡ ብማሕበረሰብ ዓለም ዝለዓለ ኣቓልቦን […]

መጸዋዕታ ንኩሉ ኤርትራዊ ኣብ ሽወደን ዝነብር

Important Public Announcement from Sweden ከምዝፍለጥ ኣብ ሃገርና ኣትያቶ ካብ ዘላ ኩሉ መዳያዊ ወጥሪ ንምዉጻእን ዲክታቶርያዊ ኣገዛዝኣ ህግደፍ ብደሞክራሲያዊ ስርዓት ንምቕያሩን ኣብ ዝምልከት ሃገራዊ ጉዳይ ዝተጋብኤ ካብ 31 ሓምለ ክሳብ 9 ነሓሰ 2010 ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ከምዝተቓንዐ ዝዝከር እዩ፡፡ ኣብ ሽወደን ካብ ዝርከቡ ንፍትሒ ዝቃለሱ ፖለቲካዉያን ዉድባትን ሲቪል ማሕበራትን ብህዝቢ ናብቲ ዋዕላ ተመሪጾም ዝተላእኩ […]

Open Invitation

    Eritrean youth global movement (EYGM) has been working tirelessly to organize, mobilize and agitate among youth to stand for justice and democracy. Eritrean youth global movement believes that young generation is the future of Eritrea. It is also an agent of change. Indeed, if the young generation politically oriented and organized with their […]

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ በርሚንግሃም

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ንዕለት 04/07/2010 ብተጋዳላይ ዶር. ዩሱፍ ብርሃኑ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ወጻኢ ዝምድናታት ግ.ሃ.ድ.ኤ. ዝምእከል ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ ኩሉኹም ሃገራውያንን ብኤርትራ እትግደሱን ኣብ’ዚ ተወሲኑ ዘሎ ኣኼባ  ንክትሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም። ኣኼባ ብዛዕብ ህልዊ ፖለቲካዊ

አገዳሲ ሕዝባዊ ሓበረታ

ኤርትራዊ -ሶሽያል ደምክራስያ ማሕበር ብምትሕብባር ምስ ንኡስ ኮሚተ ሃገራዊ ዋዕላ ንደምክራስያዊ ለውጢ ብዛዕባ ኣገዳሲ ጉዳያት መሰል ምርጫ ኣብ ስዊደንን ከምኡ ድማ ብዛዕባ ምምራጽ ወከልቲ ዋዕላ ንደምክራስያዊ ለውጢ ኣኼባ ኣዳልዩልኩም ሰለ ዘሎ ኩሉኻትኩም ኣብዚ ኣገዳሲ ሰሚናር ክትካፈሉ ብኽብሪ ይዕድም።

Important Public Notice / Sweden

The Eritrean social democratic association in cooperation with the Eritrean subcommittee for the National Conference for democratic change in Sweden invite you to seminar to discuss on the rights of voting and participation in the coming national elections in Sweden and on election of its representatives to the Eritrean National conference that will be convened […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net