ማነፈስቶ 2020 ብኤርትራውያን ምሁራትን ሞያውያንን ኣብ ስደት

መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቡ ዘስካሕክሕ ሰብኣዊ በደል እንዳ ፈጸመ፡ ኣብ ዞባዊ ጉዳያት እውን ብዘይእዱብ ፖለቲካዊ ሽርሕታት እንዳ ተቛመረ እንከሎ፡ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ይላባዓሉ ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ከምኡ ድማ ትሕተ ቅርጺ ሕክምናዊ መሰላጥያታት ሃገርና ብደረጃ ዓለም ሓደ ካብ’ቶም ዝደኸሙ መሳለጥያታት ኮይኑ ይርከብ ብምህላዉ መጠን፡ ኤርትራ ናብ ሓደ ዓቢ ሰብኣውን ፖለቲካውን ቅልውላው ተቓሊዓ ትርከብ። ንሕና፡ እዞም ኣስማትና … Continue reading ማነፈስቶ 2020 ብኤርትራውያን ምሁራትን ሞያውያንን ኣብ ስደት