ግጉይ መግለጺ ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ
ሃገራዊባይቶንደሞክራስያዊለውጢሕዳር2011ድሕሪምቛሙህዝቢዝሃቦሓላፍነትረሲዑአብነንሕድሕዱክዋጠጥማለትፈጻሚትባ፡
መሪሕነትባይቶባእንዳተበሃሃለ፡አብ ክንዲህዝቢምእካብ፡አኪብካአንጻርህግደፍክቓለስትመርሖ፡ 2 ዓመታትዝአክልከንቱጠፊኡ።
እቲዘገርምድማአብዘይመሰረታዊቓላትክሰሓሓብምምራጹን፡ቀዳማይጸላኢኡምርስዑን፡ ንመንከምዘርብሕንዝጠቕምምዃኑናይብሓቒጠፊኡናአሎ።
አብቓልሲዘይምስምማዕ፡ብርእይቶምፍልላይክረአዝነበረንዘሎንእዩ፡ግንካልአዊግርጭትማለትናእሽቱዘይምርድዳእዝርክብወጊንካ፡ናብቀንዲጸላኢኻ አብክንዲዝጥመት፡እቲቀንዲጺላኢገዲፍካ፡አብነንሕድሕድካክትዳኸምምምራጽናይብሕቂዘሕዝንምዃኑበዚአጋጣሚክንገልጽንፈቱ።
አብመንጎአባላትባይቶዘይምቕዳውከምዘሎኩሉዓለምዝፈልጦእዩ።ግንብዋጋሓደ፡መራሒ፡ውልቀሰብወይውድብአጸሊምካ ተፈታዊኮንካክትቐርብ ምፍታንግንአሰካፍንሓደገኛመደብይመስል።
ነዚተርእዮ‘ዚዘብረሆ፡ “ኤርትራዊስምረትንደሞክራስያዊለውጢአኼባማእከላይመሪሕነትን ፈጻሚትአካልንደምዳሚመግለጺዘውጸኦ“
ከምዚዝስዕብይብል፡ “መሪሕነትኤርትራዊሃገራዊባይቶንደሞክራስያዊለውጢ፡በብእዋኑክገብሮዝጸንሐዘይስርዒታውንዘይሕጋውንውሳኔ፡ሕጂ‘ውንአብዑደትሰሜንአሜሪካንጉዳይበርጌሳዊማሕበራትይኹንዝምድናናምስዝምልከቶምአካላትመንግስቲኢትዮጵያአመልኪቱዝሃቦመግለጺዘይሓላፍነታዊምዃኑ‘ውንተገንዚቡ“ ብደረጃሓደተቓውሞግንባርእየዝብልእዚጽሑፍ’ዚንዑደትአቦመንበርንምክትልአቦመንበርንዘይተባህለ ምውጽኡ፡ከየገረመናአይተረፈን።
ዑደትመሪሕነትባይቶ፡አብ 11 ከተማታትሰሜንአሜሪካሒዝዎዝቐረበአርእስታት 1. ኩነታትባይቶንቕርጻታቱን፡ 2. አብጉዕዞከጓንፎዝጸንሐጸገማት። 3. ዝምድናታትአብመንጎባይቶን፡ፈጻምትን፡ 4 ዝምድናታትአብመንጎፈጻሚትንናይዞባዊምምሕዳራትን።እዚከምአጀንዳታትአብአኼባብመሪሕነትብምቕራብሰፊሕመግለጺድሕሪምሃብ፡ገዛተኻቲዑብምርድዳእ አብ 11 ከተማታትዝነበረጉድለታትመዚኑብሰላምተደምዲሙ።አብ‘ዚክርሳዕዘይብሉህዝቢክእከብከሎ፡መግለጺሂብካጥራሕዝውዳእዘይኮነ፡አብውሽጢገዛዝተረኽበአኼበኛዘይበርሃሉክሓትት፡ርእይቶክህብ፡አብመጨረሻ’ውንብለበዋአኼባይድምደም።እዚአገባብመስርሕ’ዚእዩተኻይዱ።
ዑድትመሪሕነትባይቶካብዚወጻኢንጎረቤትሃገርይኹንካልኦትሃገራትዘሎዝምድናዝተመደበአጀንዳአይነበሮምንጥራሕዘይኮነ፡
ናብኡዝጠመተክትዕአይነበረን፡ምኽንያቱሽግርተቓውሞናውሽጣዊኩነታትና ደአምበርግዳማዊጸገማትስለዘይኮነ።
እዚአብላዕሊዝጠቐስናዮምንቕስቓስዘይተባህለዘረባብፍላይድማንገለሰበስልጣንኢትዮጵያአመልኪቱዝሃብዎአሉታዊመግለጺዝበሎ፡ጉጉይመግለጺምዃኑ 11 ከተማታትንሕብር።ተባሂሉዝብልዎዘለውእንተሃልዩድማ፡
አበየናይከተማ፡እንታይ‘ከተባሂሉምግላጽአገዳሲይኽውን።
ስለዚንሕናአብሰሜንአሜሪካእንርከብአባላትባይቶ፡ብዓይንናእንዳረአና፡ብእዝንንናእንዳሰማዕናዘይተባህለተባሂሉኢልካምጽላም፡ዘይሓላፍነታዊምዃኑእንዳገለጽናመርገጽናነነጽር።ስለዚእዚምንቕስቓስ‘ዚብግልጺነዚዘይተባህለመግለጺብደራጃውድብዘውጸኦብዝቀልጠፈንጉጉይሐበሬታብሽም 11 ከተማታትዘውጸኦክስሕቦነተሓሳስብ።
ዓወትንቓልሲህዝቢኤርትራ!
ውድቀትንፋሺስታዊስርዓትህግደፍ!
ዝኽርንሞገስንንጀጋኑስውአት!
Short URL: https://english.farajat.net/?p=8685