NewsResistance

ካልኣይ መግለጺ ብርጌድ ንሓመዱ ኣውስትራልያ

10/01/2024

ካልኣይ መግለጺ ብርጌድ ንሓመዱ ኣውስትራልያ

ወፍሪ ንዘይተርፍ ዓወት፥ ተጀሚሩ እምበር ኣይተዛዘን፤
ሕጂውን እቲ Croatian Catholic Centre Sunshine ፣ ኣዳራሽ ዝኽፈል ከፊሎም ዝሓዝዎ ኣሰሪዝናዮ ኣለና።

cancelled

ብዓቢኡ ፖሊስ ኣውስትራልያ፣ ንዝህሉ ነዉጺ ኣብ ተጠንቀቕ ምህላዎም፣ ኣብ ዜና ተሓቢሩ ክነሱ፡ ኣብ ፈቐዶ ስፍራ ዝስዕስዑሉ ይደልዩ ኣለዉ። በዚ ኣጋጣሚ ሕብረተሰብና፣ ካብ ከምዚ ዝበለ ናይ ጽልእን ህልኽን ፈስቲቫል ከይርከብ እናሓበርና፣ ነፍሲ ወከፍ ተቓላሲ ንፍትሒ፣ ካብ 11-14 ዝግበር ወፍሪ ንዘይተርፍ ዓወት፣ ሓባራዊ ዘተ ስለዘጠቓልል፣ ኩልና ክንሳተፍ ደጊምና ነዘኻኽር።

ኣብ ኣውስትራልያውን ኣይትኸውንን እያ ጥራይ ዘይኮነ ትምህርቲ ሰብኣዊ-ናጽነት ክወሃቦም እዩ።

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top