ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዒድ ኣል–ፈጥር ኣልሙባራክ፣ ንህዝቢ ኤርትራን ንኹሎም ሰዓብቲ ሃይማኖት እስልምና ኣብ ዓለምን፣ እንቋዕ ናብኡ ኣብጻሕኩም ብምባል፣ ርሑስ ዒድ ክገብረልና ልባዊ ምንዮትና ክንገልጽ ደስ ይብለና። ዝመጽእ በዓላትና ከኣ፣ ምልካዊ ስርዓት ብምልጋስ፣ ንሱ ካብ ዘስዓቦ ኩሉ መከራትን ሕሰምን ህዝብና ተናጊፉ፣ ስላምን ራህዋን ኣብ መላእ ሃገርና ኣብ ዝሰፈነሉ ኩነታት ከብዕሎ ተስፋና ወሰን የብሉን። […]
Jun 19 2018 | Posted in
Notices |
Read More »
ብስም መሪሕነትን ኣባላት ሰልፊ ንኩሎም ኣብ ውሽጥን ኣብ ወጻእን ሃገርን ዝርከቡ ኣመንቲ እስልማን ኤርትራውያን እንቋዕ ጾመ ልጓም ፈትሓልኩም፡ ርሑስ በዓል ኣልፈጥር ከኣ ይግበረልኩም ብምባል ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ።
Jun 19 2018 | Posted in
Notices |
Read More »
public seminar on Building a Democratic Movement for Transition
Dec 13 2017 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
This invitation is to All Eritreans residing in the Washington DC Metropolitan Area who are concerned about the increasingly worsening situation in Eritrea. Date and Time: Sunday May 20, 2017 starting at 1:00PM eastern time Meeting place: CA Building Room 302, Annandale Campus. 8333 Little River Turnpike, Annandale Virginia. Purpose of Seminar: The primary objective […]
May 7 2017 | Posted in
Notices |
Read More »
ሓበሬታ ብዛዕባ ስነ ስርዓት ሓዝን ስውእ ተጋደላይ/ ኣቡብከር ሱሌማን እድሪስን ስውእ ተጋደላይ/ ሱሌማን ኣደም ሱሌማንን። ፌደረላዊ ደሞክራስያዊ ምንቕስቃስ ኤርትራን ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራን ስነበት ዕለት 12 ለካቲት 2917፡ ስዓት 10፡00 ናይ ንግሆ ኣብ ዋና ቅጽሪ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስነ ስርዓት ሓዝን ስውእ ተጋደላይ/ ኣቡብከር ሱሌማን እድሪስን ስውእ ተጋደላይ/ ሱሌማን ኣደም ሱሌማንን ክካይዱ ምዃኖም […]
Feb 12 2017 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
Melbourne Rally to support the report of UN Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea. We to call upon the UN security Council to take urgent and effective sanctions and to hold the Eritrean dictator to be accountable for the atrocities committed in Eritrea by referring it to the International Criminal Court
Oct 29 2016 | Posted in
Notices |
Read More »
ኣብ ስደት እንነብር ኤርትራውያን፡ ኣብየት!! ኣብየት!!!!ኣብየት!!!ስለ ዝግበር ዘሎ ገበናት፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት፡ ኣብ ልዕሊ ህዝብና፡ ብሰበስልጣን፡ መንግስቲ ኤርትራ። ንኩሉኹም ወከልቲ፡ ኣባላት ሕቡራት መንግስታት ዓለም። ንሕና፡ ኣብ ታሕቲ ዝኸተምና፡ ኣብ ስደት እንነብር ኤርትራውያን፡ ንኽቡር ዋና ጸሓፊ፡ ኣትሪርናን፡ ዓው ኢልናን፡ ነቲ ብውርሒ 21 ሰነ 2016 ዝቐረበ፡ ብመርማሪት ኮምሽን፡ ብናይ ሕቡራት መንግስታት፡ ኣማኻሪ፡ መሰል ሰብኣዊ መሰላት፡ ዝቐረበ፡ ጸብጻብ […]
Oct 23 2016 | Posted in
Notices |
Read More »
Demonstration Location or Address: 405 E 42Nd St (46th St. & 1st Ave) New York, NY 10017 Parking for the demonstration
Oct 21 2016 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ዕዙዝ ሕውነታውን ገድላውን ሰላምታና ብድሕሪ ምቕዳም፡– ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ኣቲናዮ ዘለና ተሃዋሲ መድረኽ ቃልስን ኣገጣጥምኡን ብዝምልከት ንዓሚቕ ሃገራዊ ዘተን ልዝብን ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ ኣዳልዩ ምህላዉ ይሕብር። እዚ ብኣቦ መንበር ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ተጋ/ዮሃንስ ኣስመላሽ ዝምራሕ ህዝባዊ ኣኼባ’ዚ ብዙሕ እዋናዊ ኣገዳሲ ሃገራዊ ጉዳያትን ነጥብታትን ዝድህስስ መድረኽ ኮይኑ፡ ህዝቢ ንፖሎቲካዊ […]
Oct 9 2016 | Posted in
Notices |
Read More »