Notices

ዕድመ ናብ ኣኼባ ተሌፎንኮንፈረንስ

ናብ ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ነበርቲ ኣውራጃ NRWን ከተማ ከለንን ከባቢኣን!
ሰላምታ ብምቅዳም፡ ኣብ ህወትኩም ጥዕና፡ ኣብ ትገብርዎ ስራሕ ድማ ኣሳልጦ ንምነየልኩም።
ኩልና ከምንፈልጦ፡ ዓለምለኸ ለበዳ ሐማም ኮሮና (COVID19)፡ ብደረጃ ዓለም ኣብ ሰብ ሰፍ ዝይብል መቅዘፍቲ የውርድ ኣሎ። ኣብቶም ማሕበራዊን ጥዕናውን መሰላጥያታት ብቀሊሉ ዘይርኽቡ ሕብረተሰባት፡ ብፍላይ ድማ ጠዋሪ ዘይብሎም ስደተኛታትን፡ ሓደገኛነቱን ሳዕቤኑን ከቢድ ከምዝኸውን ኣየጠራጥርን። ንዚ ኣብ ግምት ብምእታው እምብኣር፡ ኣብዚ ፈታኒ እዋን፡ ነቶም ኣብ ከም በዓል ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝርከቡ ስደተኛታት ወገናትና ብኸመይ ክንሕግዝ ከምንኽእል ክንመክር፡ ብመገዲ ተሌፎን ኮንፈረንስ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ንጽውዕ ኣለና። ኩላትኩም ኣብዚ ጉዳይ እዚ እትግደሱን፡ ከተበርክቱ እትደልዩን ደቂ ሃገር ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም።
ቁጽሪ ተሌፎን፡ 022198882119 ኮድ፡ 7066067# ዕለት፡ 23.04.2020 ሰዓት 20፡00 ኣሰራርሓ ተሌኮንፈረንስ፡ መጀመርያ 022198882119 ንድውል። ኦፐረተር ነታ ኮድ

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top