ማህደር ጀጋኑ ተቃለስቲ ተ.ሓ. ኤ

News

ጋዜጣዊ መግለጺ መልሲ ንመግለጺ ዋሃብ ቃል ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኢትዮጵያ !! »

ዕላዊ ወሃብ ቃል ሚንስትሪ ወጻኢ ጉዳያት እትዮጵያ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ብዕለት 30 መጋቢት 2021 ኣብ ዘካየዶ ሰሙናዊ ርክብ፣ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣልዒሉ፣ ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ ዝተፈለዩሉ ማዓልቲ ኣየኽብሩዎን፣ ኣይፈትዉዎን እዮም፣…

Apr 5 2021 / No Comment / Read More »

Concerning the Statement of the Ethiopian Foreign Ministry Official Spokesperson »

The official spokesperson for the Ethiopian Foreign Ministry, Ambassador Dina Mufti, in the weekly meeting he held on the 30th of March 2021, concerning the Eritrean-Ethiopian relationship, stated that the…

Apr 5 2021 / 1 Comment / Read More »
The Unity of three Opposition organization

The Unity of three Opposition organization »

ee political movements: Eritrean Unity for Justice, United for Democratic Change and Eritrean National Salvation Front-HIDRI became one on February 28, 2021. The new name officially announced to all is…

Mar 22 2021 / No Comment / Read More »

ኣኼባ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ምስ ኣቦ ወንበር ማሕሙድ እስማኦኢል »

Sunday February 72021 ጽማቕ ኣቦወንበር ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ብጻይ ማሕሙድ እስማዒል ሰንበት ለካቲት 7/2021 ምስ ኩሎም ጨነፍራት ሰምየን ኣመርካን ከነዳ ኣገዳስን እዋናውን ኣኼባ ኣካይዱ። ብጻይ ማሕሙድ እስማዒል…

Feb 10 2021 / No Comment / Read More »

መግለጺ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ኢትዮጵያ »

ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ (ፖሓኤ)፡ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝጸንሐ ምስሕሓብ ካብ 3 ናብ 4 ሕዳር 2020 ኣብ ዘውግሕ ናብ ጎንጺ ከም ዝማዕበለ ብማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ምስ ተሓበረ ኣዝዩ ኣሕዚኑና። ብፍላይ ድሕሪ’ቲ…

Nov 5 2020 / No Comment / Read More »

Abiy Ahmed orders his army to deal with the situation in Tigray militarily, “War cannot be avoided unilaterally.” »

Farajat: Sources The Ethiopian Prime Minister’s Office issued an official statement today calling on the Ethiopian Defense Forces to deal with the situation  Tigray militarily after all peaceful means became…

Nov 4 2020 / No Comment / Read More »
Articles

The Ethiopian Bloodshed: Isu’s Win-Lose Crowded out by World Leaders’ Win-Win »

In terms of “Games,” what has gone wrong in Ethiopia started with Isu’s declaration of “Game over, TPLF.”  Then, Abiy…

Oct 18 2021 / No Comment / Read More »

​መግለጺ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ውሓኤ)​ »

​መግለጺ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ውሓኤ)​

ፈጻሚ ኣካል ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ፈጻሚ ኣካልውሓኤ) ኣብ ዕለት 13-07-2021 ህጹጽ ኣኼባ ኣካይዱ። ቀንዲ ኣጀንዳ’ቲ ህጹጽ ኣኼባ ከኣ ብዛዕባ’ዚ ኣብ ትግራይ ተኸሲቱ…

Jul 20 2021 / No Comment / Read More »

Going back to the future:መጻኢ ጉዕዞ ናብ ዘበነ ኣርባዓታት !! »

ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ብገለ ኤርትራውያን ረብሓና ምስ ኢትዮጵያ ወይ ትግራይ ኢዩ ዝብሉ ነቲ ናይ ቡዙሓን መራክቢ ዓብሊሎም ንቡዙሓት ኤርትራውያን ኣብ…

Apr 25 2021 / No Comment / Read More »

Federation and Confederation »

By Fesseha Nair I have been following the discussions on “ Federation and Confederation “of the EPDJ led by the…

Apr 25 2021 / No Comment / Read More »

Isayas and Meles: The Regional Confederalism That Divorced Their Alliance »

The EPLF and the TPLF, until early 1995, shared and believed in democratization process in their respective countries. The lesson…

Mar 22 2021 / No Comment / Read More »

ኣኼባ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ምስ ኣቦ ወንበር ማሕሙድ እስማኦኢል »

Sunday February 72021 ጽማቕ ኣቦወንበር ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ብጻይ ማሕሙድ እስማዒል ሰንበት ለካቲት 7/2021 ምስ ኩሎም ጨነፍራት ሰምየን ኣመርካን ከነዳ…

Feb 10 2021 / No Comment / Read More »

መሪሕነትን አመራርሓን- Leadership, theory and practice »

ክለሳ-ሓሳባውን ግብራውን ሓተታ   ብፍስሃ ናይር   መሪሕነት አብዚ ግዜዚ እቲ አገዳስን አድላይን አብ ኩሉ መዳያት ውዳቤ ናይ ሕይወትና ፣…

Feb 10 2021 / No Comment / Read More »
Resistance

ሰላማዊ ሰልፊ ብህዝባዊ ምንቅስቓሳት አብ ከተማ ጊሰን ጀርመን »

09 ሓምለ 2017 ትማሊ ቀዳም 08.07.2017 ንናይ ህግደፍ ፈስቲቫል ንምቅዋም፣ ብህዝባዊ ምንቅስቓሳት አብ ሃገር ጀርመን ዚተጸውዐ ሰላማዊ ሰልፊ ጸብለልትነት ደለይቲ ፍትሒ አብ ልዕሊ ህግደፍ’ን ሰዓብቲ ህግደፍ’ን  አመሰኪሩ። ምምሕዳርን ፓርላማን ከተማ ጊሰን ንኣዳለውቲ ፈስቲቫል-ህግደፍ ፌስታ ንዝገብርሉ ኣደራሽ ብባኮታትን ካልእ መኸወሊታትን ክሽፍንዎ መምርሒ ስለ ዘውረድሎም፣ ብሃተሃታ ህግደፍ’ውን…

Jul 11 2017 / No Comment / Read More »

ደለይቲ ፍትሒ ፍትሒ ትማሊ ሰንበት 14 ግንቦት 2017 አብ ከተማ ከሎን ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም »

“ያንግ” ህግደፍ YPFDJ መቐጸልታ ናይ’ቲ አብ ሓያሎይ ከተማታት አብ ሃገር ጀርመን ተዋፊርሉ ዝቐነየ ጽዑቝ ጎስጓሳት አብ ከተማ ከሎን እውን ሓደ ሰሚናር ጸዊዑ ነይሩ። ናይ እዚ ብጉልባብ 13th YPFDJ EURO CONFERENCE ዚተጸውዐ ሰሚናር ህግደፍ ሓቀኛ መንቀሊ-ዛዕባ ከአ አብ ሃገር ሆላንድ ወይ አብ ከተማ ፌልድሆቨን ስለ ዝፈሸልሉ…

May 17 2017 / No Comment / Read More »

ጋዜጣዊ መግለጺ : ኣዳላዊት ሽማግለ ሰለማዊ ሰልፊ ስቶክሆልም 2015 »

ዝኸበርኩም ዝኸበርክንን ሓርበኛታት ኤርትራውያን ተሳተፍቲ ሰላማዊ ሰልፊ ስቶኮሆልም ዕዙዝ ሃገራዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም። ሎሚ ዕለት 01/ ነሓሰ/ 2015 ብደለይቲ ፍትሒ ሰላማዊ ሰልፊ ንምክያድ ኣብ ከተማ ስቶኮሆልም ተኣኻኪብና ኣለና። ሰላማዊ ሰልፍና ከም ወትሩ ብሽዊደናዊ ኤርትራዊ ጽላል ንደምክራስያዊ ምዕባለ (ሰሳዱ) ዝተወደበ እዩ። ሰሳዱ ነዚ ሰላማዊ ሰልፊ ንምክያድ ኣብ…

Aug 3 2015 / No Comment / Read More »

ሰለማዊ ሰልፊ ኣንጻር ህግደፍ 2015 »

ፈረጀት: መልበርን (ኣውስትራልያ) ኣብ መልበረን ኣውስትራልያ ንክልተ መዓልቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ህግደፍ ተኻይዱ። እዚ ብተቓወምቲ ኤርትራውያን ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ ነቲ ዓመት መጸ ብህግደፍ ዝዳሎ ብስም ፈስቲቫል ዝጽዋዕ ፕሮፓጋንዳዊ ዳንኪራ ብምቅዋም፡ ነቲ ድምጹ ተዓቢሱ ኣብ ስቓይን ዓመጽን ህግደፍ ዝነብር ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ድምጹ ብዓውታ ንምስማዕ ዝዓለመ…

Jan 12 2015 / No Comment / Read More »
Notices

​መግለጺ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ውሓኤ)​ »

​መግለጺ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ውሓኤ)​

ፈጻሚ ኣካል ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ፈጻሚ ኣካልውሓኤ) ኣብ ዕለት 13-07-2021 ህጹጽ ኣኼባ ኣካይዱ። ቀንዲ ኣጀንዳ’ቲ ህጹጽ ኣኼባ ከኣ ብዛዕባ’ዚ ኣብ ትግራይ ተኸሲቱ ዘሎ ሓዲሽ ኲነታት ንምዝታይ’ዩ። ነዚ…

Jul 20 2021 / No Comment / Read More »

መግለጺ »

ክቡራትን ክቡራንን፡ ኣሓትን ኣሕዋትን፡ ብመጀመርታን ቅድሚ ኩሉን ኣብ ዘለኹሞ ናይ ስደት መነባብሮ ጥዕናኹም ተሓልዩ ብሰላም ክትህልዉ፡ ካብ መላእ ስደተይናታት ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጽያ ኣሓትኩምን ኣሕዋትኩምን፡ ክቡር…

Jun 2 2020 / No Comment / Read More »

ዕድመ ናብ ኣኼባ ተሌፎንኮንፈረንስ »

ናብ ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ነበርቲ ኣውራጃ NRWን ከተማ ከለንን ከባቢኣን! ሰላምታ ብምቅዳም፡ ኣብ ህወትኩም ጥዕና፡ ኣብ ትገብርዎ ስራሕ ድማ ኣሳልጦ ንምነየልኩም። ኩልና ከምንፈልጦ፡ ዓለምለኸ ለበዳ ሐማም…

Apr 22 2020 / No Comment / Read More »

ናይ ዮሃና መልእኽቲ ብኣጋጣሚ ዒድ ኣል ኣልፈጥር »

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዒድ ኣል–ፈጥር ኣልሙባራክ፣ ንህዝቢ ኤርትራን ንኹሎም ሰዓብቲ ሃይማኖት እስልምና ኣብ ዓለምን፣ እንቋዕ ናብኡ ኣብጻሕኩም ብምባል፣ ርሑስ ዒድ ክገብረልና ልባዊ ምንዮትና…

Jun 19 2018 / No Comment / Read More »
Pictorial Report

ሰላማዊ ሰልፊ ብህዝባዊ ምንቅስቓሳት አብ ከተማ ጊሰን ጀርመን

09 ሓምለ 2017 ትማሊ ቀዳም 08.07.2017 ንናይ ህግደፍ ፈስቲቫል ንምቅዋም፣ ብህዝባዊ ምንቅስቓሳት አብ ሃገር ጀርመን ዚተጸውዐ ሰላማዊ ሰልፊ ጸብለልትነት ደለይቲ ፍትሒ አብ ልዕሊ ህግደፍ’ን ሰዓብቲ ህግደፍ’ን  አመሰኪሩ። ምምሕዳርን ፓርላማን ከተማ ጊሰን ንኣዳለውቲ ፈስቲቫል-ህግደፍ ፌስታ ንዝገብርሉ ኣደራሽ…

Jul 11 2017 / Read More »

ደለይቲ ፍትሒ ፍትሒ ትማሊ ሰንበት 14 ግንቦት 2017 አብ ከተማ ከሎን ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

“ያንግ” ህግደፍ YPFDJ መቐጸልታ ናይ’ቲ አብ ሓያሎይ ከተማታት አብ ሃገር ጀርመን ተዋፊርሉ ዝቐነየ ጽዑቝ ጎስጓሳት አብ ከተማ ከሎን እውን ሓደ ሰሚናር ጸዊዑ ነይሩ። ናይ እዚ ብጉልባብ 13th YPFDJ EURO CONFERENCE ዚተጸውዐ ሰሚናር ህግደፍ ሓቀኛ መንቀሊ-ዛዕባ ከአ…

May 17 2017 / Read More »

Pictorial Report of ESMNS Leaders tour to Melbourne

Pictorial Report of Eritrean Solidarity Movement for National Salvation Leaders tour to Melbourne- Australia.…

Feb 2 2015 / Read More »
Interviews

ርክብ ምስ ተጋዳላይ ሓሚድ ሳልሕ (5)

ሓምሻይ ክፋል ሓድሽ ዓመት 1968 ተጀምሩ ። ሰራዊት ሓርነት ከምቲ ልሙድ ኣንጻር ጸላኢ ምክልኻልን መጥቃዕትታቱ ምውርዋርን ቀጸሎ ። ቁጽሩ እንዳበዘሔ ከደ ፣ ስሪሒታቱ ድማ እንዳማዕበለ ስሌ ዝኸደ ኡሙን ደጀን ዝኾኖ ሓድሽ መሬት ኣብ ትሕቲ ምቁጽጻሩ ከእቱ…

Aug 15 2016 / Read More »

ርክብ ምስ ተጋዳላይ ሓሚድ ሳልሕ (4)

ራብዓይ ክፋል ብዛዕባ ኩነታት ናይዚ ወታሃደራዊ ክፍሊ ክገልጽ ከሎ ፣ ሓፈሻኡ ኩሉ ከበሳ ዘጠቃለለ     ኣውራጃታት ኣከለጉዛይን ሰራየን ሓማሴንን ምብራቃዊ  ገማግም ባሕሪ ኣከለጉዛይ ፣  ምዃኑ ገሊጹ ። ሓይሊ ጸላኢ ጦር ሰራዊት ኮነ ካልእ ወታሃደራዊ ሓይሊታቱ  ፖሊስ ፣…

Aug 15 2016 / Read More »

ርክብ ምስ ተጋዳላይ ሓሚድ ሳልሕ – ካልኣይ ክፋል

ሓምድ ቀጽሉ ፣ ካብ ወገናት ባጽዕ ንባርካ ተመሊሰ ካብኡ ከሰላ ኣቲየ ምስ ስዉእ ሳቤ ተራኽቤ ዳግም ንሜዳ ተመሊሰ ኣብተን ኣሃዱታት ተጸምበርኩ ። እዚ ድማ ብ1964 እዩ ነሩ ይብል ። መን እዩ እቲ ምስ ስዉእ ጣህር ሳልም…

Aug 8 2016 / Read More »
Press release

Forum for National Dialogue (FND)

Press Release (November 6, 2017) Almost four years ago, on Sunday, February the 2nd 2014, The Forum for National Dialogue (FND) announced its formation to the public. The event raised hope and expectations as well as…

Nov 8 2017 / Read More »

ጋዜጣዊ መግለጺ ስክረታርያ ሰሚናር ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፣ ኣቲይዎ ካብ ዝነበረ ደውታ ንምስጓሙ፣ ብፖለቲካዊ ሓይልታትና ክካየድ ዝጸንሐ ጻዕርታትን ቀጻሊ ዘተን ርክብን ብምጥንኻር፣ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤሃባደለ፣ ካብ ዕለት 20 ክሳብ 28 ጥቅምቲ 2017 ኣብ ትሕቲ “ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ንምድሓን ኩሉ…

Oct 31 2017 / Read More »

Press Release: Forum for National Dialogue (FND)

Forum for National Dialogue (FND) CONFERENCE ON TRANSFORMATIVE COLLABORATION (CTC) Reset. Refocus. Be Relevant. 20-22 October 2017 CTCPreparatoryCommittee@gmail.com Press Release: (October 9, 2017)   In an ongoing effort to promote a Shared Vision and United Action among the…

Oct 10 2017 / Read More »
Poetry

መን፡ዩ ከዳዕ?

ሕና ዲና ህዝብና እንዳ ተጨቆነ ነዘውትር ጓይላ ምስዕሳዕ? ንሕና ዲና ዲክታቶር እንድግፍ ህዝብና ክውጻዕ? ንሕና ዲና ደይ ረኣየና ናይ ኢስያስ ደም ህዝብና ሰትዩ ምጉሳዕ? ንሕና ዲና ህዝብና ንኽቅጥቅጥ ንስርዓት ህግደፍ ነውፍየሉ መግዝኢ ስላዕ? ንሕና ዲና ህግደፍ እንተ ተነቂፉ ዘብለና ጸላዕላዕ?…

Jul 26 2020 / Read More »

መስከረም. . . ናይ ሓርነት ጩራ

ጅግና ናይ ጀጋኑ. . . ሓምድ እድሪስ ዓዋተ ሰውራ ኣዊጅዋ ኣብ  መስከረም  ሱሳን ሓደ ክብርን መጎስን ይኹን ንኹሉ ዋጋ ዝኸፈለ ተባዕ ተጋዳላይ መስተንክር ሰሪሑ ዝተዓወተ ***** ብረትካ ደርቢኻ. . . .   ላኻ ዘይለወጥካ ዑቅባ ዘይጠለብካ. .…

Sep 1 2019 / Read More »

ንዝኽሪ መበል 57 ዓመት ባሕቲ መስከረም ሰዲህኤ

             ፈላሚ ኣዳል ተጎርባ            ዑበል ዓዲ ቐገነት ዝረኻባ            ሰንዓፈ ዓዲቐይሕ ጸላኢ ኣብ ከበባ            ወዲ ጀጋኑ ጸግዑ እምባ፡ ኣየ’ወ ኵናት መረብ ኦምሓጀር ስጋለት ቀጣን ኣማድር ማይድማ ማይምነ ዓናግር ብጥሙይ ከብዱ ክታኾስ ዝሓድር ዓደ’ቦ ኣሕሊፉ…

Sep 4 2018 / Read More »
Prisoners of conscience

LIST OF PRISONERS OF CONSCIENCE in ERITREA

 The vast list contains names of prisoners of conscience in Eritrea, collected from various sources and compiled by Farajat team. Please forward your comments, corrections, photos and other information related to all disappeared or imprisoned Eritreans…

Mar 31 2011 / Read More »
Editorial

Awate is majestic and indisputably one of Eritrean national symbols …

It is incontrovertible that martyr and hero Hamid Idris AWATE undoubtedly is one of our national symbols because he is the “Father of the Eritrean Armed Struggle and Revolution for Freedom and Independence.” The name Awate…

Sep 16 2012 / Read More »

On the occasion of the “Golden Jubilee” Awate’s appeal to Eritrean people…still the “gun” is the first choice

Farajat – Editorial…

Sep 9 2011 / Read More »

GOLDEN JUBILEE (September 01, 1961 – September 01, 2011)

MARTYR AND HERO “HAMID IDRIS AWATE” THE FATHER OF THE ERITREAN ARMED STRUGGLE AND   REVOLUTION…

Sep 7 2011 / Read More »
Documents

Why federalism or democratic decentralization in Eritrea?

By Fesseha Nair A paper presented at a zoom conference among scholars and researchers on federal state structure and unitary state structure Introduction The aim of this paper is to clarify the essence of federalism to…

Oct 22 2020 / Read More »

ህጹጽ ሃገራዊ መጸዋዕታን መድረኻዊ ርእይቶን ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንፍትሒ

ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንፍትሒ፣ ንህዝቢ ማእከሉ ዝገበረ፣ ነጻ ስርርዕ ተሳትፎ ሐፋሽ ክህሉ ዘተባብዕ ህዝባዊ ውደባ’ዩ። ከምቲ ስሙ ዚሕብሮ ከአ ንህዝቢ ኣላዒሉን ወዲቡን፣ ንህግደፍ ብህዝባዊ ዓመጽ አቢሉ ክስዕር ዘኽእሎ መደብ ዕዮ ዘለዎ ህዝባዊ ምንቅስቓስ  ኢዩ። መብዛሕትኦም ኣባላት ኤርትራዊ…

Dec 1 2018 / Read More »

ምትስሳር ሃገራዊ ሰላም ምስ ዞናዊ ሰላም፣ ባህርያት ስርዓት ኤርትራ

ወልደስላሴ ዑቕበ ኣብቲ ካብ ዕለት 20 ክሳብ 22 ኣብ ከተማ ስቶክሆልም – ሽወደን ዝተኻየደ ሰፊሕ በዓል ኤርትራ – ካስል ዝቐረበ ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኣሰናዳእቲ ፈስቲቫል ካስል-ስቶክሆልም ዝኸበርክንን ዝኽበርኩምን መሪሕነት ውድባትን ማሕበራትን ተሳተፍቲ ፈስቲቫል ዝኸበክንን ዝኸበርኩምን ዕዱማት ፈስቲቫል…

Sep 17 2018 / Read More »
Articles

The Ethiopian Bloodshed: Isu’s Win-Lose Crowded out by World Leaders’ Win-Win

In terms of “Games,” what has gone wrong in Ethiopia started with Isu’s declaration of “Game over, TPLF.”  Then, Abiy declared “End-Game” through Law and Order Operation, merging his and Isu’s envy, greed and hatred of…

Oct 18 2021 / Read More » ​መግለጺ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ውሓኤ)​

​መግለጺ ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ውሓኤ)​

ፈጻሚ ኣካል ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (ፈጻሚ ኣካልውሓኤ) ኣብ ዕለት 13-07-2021 ህጹጽ ኣኼባ ኣካይዱ። ቀንዲ ኣጀንዳ’ቲ ህጹጽ ኣኼባ ከኣ ብዛዕባ’ዚ ኣብ ትግራይ ተኸሲቱ ዘሎ ሓዲሽ ኲነታት ንምዝታይ’ዩ። ነዚ ኣመልኪቱ ፈጻሚኣ ኣካል ውሓኤ እዚ ዝስዕብ መግለጺ የውጽእ። …

Jul 20 2021 / Read More »

Going back to the future:መጻኢ ጉዕዞ ናብ ዘበነ ኣርባዓታት !!

ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ብገለ ኤርትራውያን ረብሓና ምስ ኢትዮጵያ ወይ ትግራይ ኢዩ ዝብሉ ነቲ ናይ ቡዙሓን መራክቢ ዓብሊሎም ንቡዙሓት ኤርትራውያን ኣብ ምድንጋር ተዋፊሮም ይርከቡ። ሓደ ካብኣቶም ኣዚየ ዘድንቆ ጸሓፋይን መዳራይን እንተሎ ዮሰፍ ገብሪሂወት ኢዩ።ዮሰፍ ገብሪሂወት ኣብ ኣዝማሪኖ…

Apr 25 2021 / Read More »

Support NYC Demonstration

Search Archive

Search by Date
Search by Category
Search with Google
Log in |2011 farajat.net