Category archives for: Pictorial Report

ሰላማዊ ሰልፊ ብህዝባዊ ምንቅስቓሳት አብ ከተማ ጊሰን ጀርመን

09 ሓምለ 2017 ትማሊ ቀዳም 08.07.2017 ንናይ ህግደፍ ፈስቲቫል ንምቅዋም፣ ብህዝባዊ ምንቅስቓሳት አብ ሃገር ጀርመን ዚተጸውዐ ሰላማዊ ሰልፊ ጸብለልትነት ደለይቲ ፍትሒ አብ ልዕሊ ህግደፍ’ን ሰዓብቲ ህግደፍ’ን  አመሰኪሩ። ምምሕዳርን ፓርላማን ከተማ ጊሰን ንኣዳለውቲ ፈስቲቫል-ህግደፍ ፌስታ ንዝገብርሉ ኣደራሽ ብባኮታትን ካልእ መኸወሊታትን ክሽፍንዎ መምርሒ ስለ ዘውረድሎም፣ ብሃተሃታ ህግደፍ’ውን ድሒሩ ዚተጸውዐ ሰላማዊ ሰልፊ ጌሮም ተባሂሉና። እቲ ናይ ህግደፍ ሰላማዊ […]

ደለይቲ ፍትሒ ፍትሒ ትማሊ ሰንበት 14 ግንቦት 2017 አብ ከተማ ከሎን ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

“ያንግ” ህግደፍ YPFDJ መቐጸልታ ናይ’ቲ አብ ሓያሎይ ከተማታት አብ ሃገር ጀርመን ተዋፊርሉ ዝቐነየ ጽዑቝ ጎስጓሳት አብ ከተማ ከሎን እውን ሓደ ሰሚናር ጸዊዑ ነይሩ። ናይ እዚ ብጉልባብ 13th YPFDJ EURO CONFERENCE ዚተጸውዐ ሰሚናር ህግደፍ ሓቀኛ መንቀሊ-ዛዕባ ከአ አብ ሃገር ሆላንድ ወይ አብ ከተማ ፌልድሆቨን ስለ ዝፈሸልሉ ንሰዓብቶም ኣለዓዒሎም ገንዘብ ንምውጻእ ነይሩ። አብ’ቲ ሓውሲ ዕጹው ሰሚናር ዝተዘርበ […]

Pictorial Report of ESMNS Leaders tour to Melbourne

Pictorial Report of Eritrean Solidarity Movement for National Salvation Leaders tour to Melbourne- Australia.

ጽምብል ሓድሽ ዓመት አብ ኰለን

Pictural Rport >>> መርከብና ከይትህውትት መገዳ ረሲዓ ሰውራና ከይትቅህም ስዉኣታ ዘንጊዓ ቅድሚ ምሕናቕ፡ ይደልደል ዓጋቲ ቢንቶ ቅድሚ ከውሒ፡ ይነደል ቡርሚሕ-ቤቶ* ሰስኑ- ኃው ጃልባና ድሓን ትእቶ  

Rally Pictorial Report from Oslo 15 Feb 2013

Rally Pictorial Report from Oslo 15 Feb 2013

Pictural report : Eritrean National Democratic Change Seminar in Oakland ,California

Oakland California Pictural Report Of Redie Mehari By Eritrean National Democratic Change ….Gebrehiwot Ashra. [cincopa AYEAW76wFnxI]

Rally Pictorial Report from Rome

Rally Pictorial Report from Rome 28 May 2012 [cincopa AAIAL76lwNcG]

Melbourne Rally 2012

Melbourne Rally 2012 6 Jan 2012 Melbourne – Australia  

ዕዊቲ ዓመት 2011 ብውዕውዕ በዓል ተዛዚማ

ByEYCBayArea             ማሕበር ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ (EYC) ቤይ ኤርያ ካሊፎርንያ ዘዳለዎ ዕውት በዓል ሓድሽ ዓመት ብውዕውዕ ፍናንን ተሳትፎ ህዝብን ብዓወት ተዛዚሙ። አብዚ ቀዳም ምሸት ጀሚሩ ስጋብ ወጋሕታ ሰንበት ዝቐጸለ ባህላዊ ምሸት ቅድሚ ሕጂ ተራእዩ ዘይፈልጥ ህዝቢ ተሳቲፉ። ነዚ ብዓይነቱን አወዳድብኡን ፉሉይ ዝኾነ በዓል ልዕሊ ኣርባዕተ ሚእቲ ህዝቢ ተሳቲፍዎ። አዚ መደብ አካል ናይቲ አብ መላእ ዓለም […]

Picural Report :ENCDC 21 Nov 2011 Hawassa

Picural Report :ENCDC 21 Nov 2011 Hawassa

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net