ጽምብል ሓድሽ ዓመት አብ ኰለን
መርከብና ከይትህውትት መገዳ ረሲዓ
ሰውራና ከይትቅህም ስዉኣታ ዘንጊዓ
ቅድሚ ምሕናቕ፡ ይደልደል ዓጋቲ ቢንቶ
ቅድሚ ከውሒ፡ ይነደል ቡርሚሕ-ቤቶ*
ሰስኑ- ኃው ጃልባና ድሓን ትእቶ
Short URL: https://english.farajat.net/?p=9221
መርከብና ከይትህውትት መገዳ ረሲዓ
ሰውራና ከይትቅህም ስዉኣታ ዘንጊዓ
ቅድሚ ምሕናቕ፡ ይደልደል ዓጋቲ ቢንቶ
ቅድሚ ከውሒ፡ ይነደል ቡርሚሕ-ቤቶ*
ሰስኑ- ኃው ጃልባና ድሓን ትእቶ
Short URL: https://english.farajat.net/?p=9221