መግለጺ በርጌድ ንሓመዱ ኣውስትራልያወፍሪ ንዘይተርፍ ዓወት:

13/01/24

መግለጺ በርጌድ ንሓመዱ ኣውስትራልያ
ወፍሪ ንዘይተርፍ ዓወት:

ህግደፍ ኣብ ሜልበርን፣ ሓንሳብን ንሓዋሩን ሲዕርናዮም፡

  1. ናይ ፖሊሽ ክለብ ኣሰሪዝናዮ
  2. ናይ ክርኤሽያ ካቶሊክ ክለብ፣ ኣሰሪዝናዮ
  3. ናይ ግሪክ ኦርቶዶክስ ኣሰሪዝናዮ
  4. ቪዛ ዩሱፍ ሳይቕን፣ ወዲ ሸኽን፣ ኣሰሪዝናዮ።
  5. ትማሊ ዓርቢ፡ ሰልፊ ኣንጻር በርገድ ንሓመዱ ብምእዋጅ ኣብ ጎልጎል ናይ ሳንሳይሽን ኮሙኒቲ ማእከል ተካኪቦም ክፍክሩ፡ ምጹና ክብሉ መናውራ ክገብሩ ድሕሪ ምውዓል፣ ኣማስይኡ ኣብ ኣዳራሽ ሎሞረስ ረሰፕሽን ንኹሉ ብምትላል ኣደራሽ ብምሓዞም፣ ኣባላት ቤርገድ ንሓመዱ ኣብቲ ቦታ ብምርካብ ምስቲ ዋና-ትካል ብተለፎንን፡ ኢሜይላትን፡ ጸጥታን እና ተራኸብና ከለና፡ ብድሕሪ እቲ መንድቅ ከቢቦም ዝነበሩ ህግደፋውያን፣ ጸርፊ፡ የእማን ጠራሙዝ ክድርበየና ብምጅማሩ፡ ዝሓረነ መንእሰይ ነብሱ ንምክልኻል፣ ነቶም ዝድርብዩ ዝንበሩ እናኾብኮበ፣ ኣብቲ ኣዳራሽ ከም ዝዕጸዉ ብምግባር፡ ብድሕርዚ ፖሊስ ተጸዊዖም ዉራዮም ከም ዝቋረጽን፣ ተግባራት ህግደፍ ከም ዝቃላዕን ጌርና።
    ኣብዚ ናይ ትማሊ ዝነበረ ቃልሲ፣ ህግደፋውያን፡ ከቢድ ዋጋን፡ ደም ንጹሃት የሕዋትናን ከፊልና፥ ግን ተዓዊትና፣

ወፍሪ ንዘይተርፍ ዓወት ብግብሪ!!

Short URL: https://english.farajat.net/?p=11528

Posted by on Jan 17 2024 Filed under News. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net