NewsNoticesPress releaseResistance

መግለጺ በርጌድ ንሓመዱ ኣውስትራልያ

መግለጺ በርጌድ ንሓመዱ ኣውስትራልያ

09/01/2024

ወፍሪ ንዘይተርፍ ዓወት፥ ኣውስትራልያ፥ ነቲ ንልዕሊ 22 ዓመት (ካብ 2001-23) ከይተደፍረ ፍንጥራዕ ዝበሃሎ ዝነበረ፣ ኣብ ሜልቦርን ናይ ፖላንድ ክለብ (Polish Club)፣ ብወፍሪ በርገዳውያን፣ እቲ ዝገብርሉ ቦታ ተሰሪዙ ኣሎ። እዚ ዘይተዋሕጠሎም ባራዩ፣ ሎሚ ተጓይዮም ኣብ ሓድሽ ቦታ ናይ Croatian Catholic Centre Sunshine ፣ ኣዳራሽ ዝኽፈል ከፊሎም ሒዞም ከም ዘለው፣ ምስ ዝምልከቶ ኣካል፣ ብዝበርናዮ ርክብ ሓበሬታ ክንረክብ ክኢልና ኣለና፡ ንሱ ዉን ከነሰርዞ ኣብ መስርሕ ንርከብ። እዚ ጥራይ ዘይኮነ፡ ኣብ ፈቐዶ ስፍራ ዝሕብኡሉ ይደልዩ ስለ ዘለዉ፣ ነፍሲ ወከፍ ተቓላሲ ንፍትሒ፣ ዝኸድዎ ንጥፈታት ብደቂቕ ምክትታል እናገበርና፣ ካብ 11-14 ዝግበር ወፍሪ ንዘይተርፍ ዓወት፣ ሓባራዊ ዘተ ስለዘጠቓልል፣ ኩልና ክንሳተፍ ነዘኻኽር።

ኣውስትራልያ ኣይትኸውንን እያ ጥራይ ዘይኮነ፡ ትምህርቲ ናይ ሰብኣዊ-ናጽነት ክወሃቦም አዩ።

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top