ናይ ዮሃና መልእኽቲ ብኣጋጣሚ ዒድ ኣል ኣልፈጥር

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዒድ ኣልፈጥር ኣልሙባራክ፣ ንህዝቢ ኤርትራን ንኹሎም ሰዓብቲ ሃይማኖት እስልምና ኣብ ዓለምን፣ እንቋዕ ናብኡ ኣብጻሕኩም ብምባል፣ ርሑስ ዒድ ክገብረልና ልባዊ ምንዮትና  ክንገልጽ ደስ ይብለና። ዝመጽእ በዓላትና ከኣ፣ ምልካዊ ስርዓት ብምልጋስ፣ ንሱ ካብ ዘስዓቦ ኩሉ መከራትን ሕሰምን  ህዝብና ተናጊፉ፣ ስላምን ራህዋን ኣብ መላእ ሃገርና ኣብ ዝሰፈነሉ ኩነታት ከብዕሎ ተስፋና ወሰን የብሉን።

 

ርሑስ ዒድ ኣል ፈጥር ይግበሮ !

Short URL: https://english.farajat.net/?p=11055

Posted by on Jun 19 2018 Filed under Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net