Notices ርሑስ በዓል ኣልፈጥር By farajatPublished 19/06/20181 min read0 comments ብስም መሪሕነትን ኣባላት ሰልፊ ንኩሎም ኣብ ውሽጥን ኣብ ወጻእን ሃገርን ዝርከቡ ኣመንቲ እስልማን ኤርትራውያን እንቋዕ ጾመ ልጓም ፈትሓልኩም፡ ርሑስ በዓል ኣልፈጥር ከኣ ይግበረልኩም ብምባል ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ። ኣቦ መንበር ሰዲህኤ ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ 15 ሰነ 2018
Comments