Melbourne Rally to support the report of UN Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea. We to call upon the UN security Council to take urgent and effective sanctions and to hold the Eritrean dictator to be accountable for the atrocities committed in Eritrea by referring it to the International Criminal Court
Oct 29 2016 | Posted in
Notices |
Read More »
ኣብ ስደት እንነብር ኤርትራውያን፡ ኣብየት!! ኣብየት!!!!ኣብየት!!!ስለ ዝግበር ዘሎ ገበናት፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት፡ ኣብ ልዕሊ ህዝብና፡ ብሰበስልጣን፡ መንግስቲ ኤርትራ። ንኩሉኹም ወከልቲ፡ ኣባላት ሕቡራት መንግስታት ዓለም። ንሕና፡ ኣብ ታሕቲ ዝኸተምና፡ ኣብ ስደት እንነብር ኤርትራውያን፡ ንኽቡር ዋና ጸሓፊ፡ ኣትሪርናን፡ ዓው ኢልናን፡ ነቲ ብውርሒ 21 ሰነ 2016 ዝቐረበ፡ ብመርማሪት ኮምሽን፡ ብናይ ሕቡራት መንግስታት፡ ኣማኻሪ፡ መሰል ሰብኣዊ መሰላት፡ ዝቐረበ፡ ጸብጻብ […]
Oct 23 2016 | Posted in
Notices |
Read More »
Demonstration Location or Address: 405 E 42Nd St (46th St. & 1st Ave) New York, NY 10017 Parking for the demonstration
Oct 21 2016 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ዕዙዝ ሕውነታውን ገድላውን ሰላምታና ብድሕሪ ምቕዳም፡– ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ኣቲናዮ ዘለና ተሃዋሲ መድረኽ ቃልስን ኣገጣጥምኡን ብዝምልከት ንዓሚቕ ሃገራዊ ዘተን ልዝብን ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ ኣዳልዩ ምህላዉ ይሕብር። እዚ ብኣቦ መንበር ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ተጋ/ዮሃንስ ኣስመላሽ ዝምራሕ ህዝባዊ ኣኼባ’ዚ ብዙሕ እዋናዊ ኣገዳሲ ሃገራዊ ጉዳያትን ነጥብታትን ዝድህስስ መድረኽ ኮይኑ፡ ህዝቢ ንፖሎቲካዊ […]
Oct 9 2016 | Posted in
Notices |
Read More »
ገዲም ተጋዳላይ ሓውና ዑስማን ኣሕመድ ፥ ኣባል ምምሕዳር ኣካለ ጽጉማን ኤርትራ መደበር ከሰላ ( ሱዳን ) ብዝጸንሖ መውጋእትን ፥ ስዒቡ ዝመጽኤ ሕማማትን ንነዊሕ እዋን ብጽንዓትን ትዕግስትን ክቃለሶ ድሕሪ ምጽናሕ፥ ብዕለት 26-09-2016 ብሞት ስለዝተፈልየና ዝተሰምዓና መሪር ሓዘን ንገልጽ ። ንሕና ማሕበር ኣካለ ጽጉማን ኤርትራ – ጨንፈር ሆላንድ ከቢድ ሓዘን እንዳተሰምዓና ፥ ንሓውና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ፥
Sep 30 2016 | Posted in
Notices |
Read More »
Dr. Andebrhan Welde Giorgis Educated at the University of Colorado and Harvard University, freedom fighter, scholar, central banker, diplomat, and now unhappy exile, no one could be better placed than Andebrhan Welde Giorgis to trace Eritrea’s distressing slide from triumph to tragedy. The future can be rescued, but only if the past is understood, and the present […]
Sep 23 2016 | Posted in
Notices |
Read More »
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ጨንፈር ስዊዘርላንድ ንዕለት 01/10/2016 ብላዕልዋይ ኣመራርሓ ዞና ኤውሮፓ ግሃድኤ – ሕድሪ ዝምራሕ ህሉው ኩነታት ውድብን ሰራዊትን ዝምልከት ሰፊሕ መብሪሂ ክህቡ ስለዝኮኑ፡ ኣብዚ ኩፉት ህዝባዊ ሰሚናር እዚ ኩሉ ጉዱስ ደላይ ፍትሒ ንኽሳተፎ ብክብሪ ንዕድም::
Sep 15 2016 | Posted in
Notices |
Read More »
Important Public Announcement Democracy activists are planning to demonstrate against the PFDJ festival in Stockholm. This festival is being used by the regime as a source of income and for propaganda purpose claiming that there are many who support the regime. Now that the wind of change in blowing all over the world in favor […]
Jul 20 2016 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ኩልኹም ፈተውቲ ፍትሕን ሰላምን ዝኾንኩም ኤርትራውያንን ተቐማጦ ቶሮንቶ፡ ብምክንያት ሃገራዊ ብዓል ናጽነት ኤረትራ ሃገራዊ ዘተ ከምኡውን በቶም ወናማት ሙዚቀኛታት ደለይቲ ፍትሒ ቶሮንቶ ተዳልይልኩም ኣሎ። ሃገራዊ ቆጸራ ዝብል ተማ እንታይ ንግበር እስከ ንዛተ: 25 ዓምት ናጽነት ካብ ኮነ ስደት : እስርባት: ቅትለት: ባርነት: ውርደት: ጥምየት: ጥፍኣት :ሞት እስከ በሉ ንዛተ ህዝብን ክረክብ ሓርነት። […]
May 11 2016 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ብመኽንያት ብሰንበት ዕለት 3 ምያዝያ ዝተፈጸመ ባርባርዊ ቅዝፈት መንእሰያትን ከምኡውን ሕጻናት ቆሉዕን ኣደታትን ናይ ዝኽሪ መዓልቲ ንቀዳም ዕለት 24.04.2016 ካብ ሰዓት 6:00 pm ኣብ ክሪስቲ ፒት ፓርክ በዚ ኣብ ታሕቲ ሰፊሩ ዘሎ ኣድራሻ ክንገበር ምኻኑ ንሕብር። Christie Pit Park 750 Bloor street west Sunday April 24 6:00 PM ኤረትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ቶሮንቶ Eritrean Justice […]
Apr 25 2016 | Posted in
News,
Notices |
Read More »