Category archives for: Notices

ኩልኹም ፈተውቲ ፍትሕን ሰላምን ዝኾንኩም ኤርትራውያንን ተቐማጦ ቶሮንቶን ከባቢኣን፡

ብመኽንያት ብሰንበት ዕለት 3 ምያዝያ ዝተፈጸመ ባርባርዊ ቅዝፈት መንእሰያትን ከምኡውን ሕጻናት ቆሉዕን ኣደታትን ናይ ዝኽሪ መዓልቲ ንቀዳም ዕለት 24.04.2016 ካብ ሰዓት 6:00 pm ኣብ ክሪስቲ ፒት ፓርክ በዚ ኣብ ታሕቲ ሰፊሩ ዘሎ ኣድራሻ  ክንገበር ምኻኑ ንሕብር። Christie Pit Park 750 Bloor street west   Sunday April 24 6:00 PM ኤረትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ቶሮንቶ Eritrean Justice […]

Invitation : Eritrean Detainees Day April 14

Eritrean Detainees Day April 14

ኩልኹም ፈተውቲ ፍትሕን ሰላምን ዝኾንኩም ኤርትራውያንን ተቐማጦ ቶሮንቶን ፡

ኩልኹም ፈተውቲ ፍትሕን ሰላምን ዝኾንኩም  ኤርትራውያንን ተቐማጦ ቶሮንቶን ፡

Eritrean Justice Seekers of GTA is cordially inviting you to:

A. The Demonstration to support the CBC’s investigative Report “THE FIFTH ESTATE” in Eritrea, Regarding Nevsun’s treatment of the Eritrean workers, know as the in humane working condition of our people in collaboration with the brutal Regime.   Date: March 6/2016 starting @12 Pm in front of the Metro Convention Centre. (Down Town) B. The […]

ዝኽሪ ስዉእ ተጋዳላይ ማሕሙድ እስማዒል ኣብ ስቶክሆልም – ሽወደን

ዓቢ ሃገራዊ ተቓላሳይ ማሕሙድ እስማዒል ኣልሓጅ ብሮቡዕ ዕለት 10/02/2016 ኣብ ከተማ ሎንዶን ካብ’ዛ ዓለም ብመስዋእቲ ተፈሊዩና። ስዉእ ማሕሙድ እስማዒል ዳርጋ ዕድሚኡ ብምሉኡ ምእንቲ ህዝቡን ሃገሩን ዝተቓለሰ ሓርበኛ ኢዩ ነይሩ። ካብ’ዚ ብምብጋስ ከኣ፣ ንሰንበት ዕለት 28/02/2016 ኣብ ከተማ ስቶክሆልም – ሽወደን፣ ቃልሱን ተመክርኡን ሓቢርና ንምዝካር መደብ ሰሪዕና ምህላውና ብምሕባር ወከልትን ኣባላትን ፖሊቲካዊ ሓይልታትን በርጌሳዊ ማሕበራትን ከምኡ’ውን […]

ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኸባ ብግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት!!

ብኣቦ መምበር ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ብጻይ ዑቑባዝጊ ድቡስ፡ ዝምራሕ ሰፊሕ ህዝባዊ  ኣኼባ  ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ተዳልዩ ምህላዉ ንኹሉ ደላይ ፍትሒ ህዝብና በዓቢ ፍናን ንሕብር።   ኩሉ ደላይ ፍትሒን መሰረታዊ ለውጢን ነዚ ተዳልዩ ዘሎ ህዝባዊ ኣኼባ ብተገዳስነት ክካፈሎን፡ ብምሉእ ናጽነት ሓሳቡን ርእይቶኡን ከፍስስ፡ ክበርህ ዝደልዮ ሕቶታት ክሓትት ግሃድኤ – ሕድሪ ብኽብሪ […]

ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኸባ ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት!!

ብብጻይ ዑቑባዝጊ ድቡስ፡ ኣቦ መምበር ውድብ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ዝምራሕ ሰፊሕ ህዝባዊ  ኣኼባ  ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ተዳልዩ ምህላዉ ብዓቢ ተገዳስነት ንሕብር። ኩሉ ደላይ ፍትሒን መሰረታዊ ለውጢን ነዚ ተዳልዩ ዘሎ ህዝባዊ ኣኼባ ብተገዳስነት ክካፈሎን፡ ብምሉእ ናጽነት ሓሳቡን ርእይቶኡን ከፍስስ፡ ክበርህ ዝደልዮ ሕቶታት ክሓትት ይዕደም።   ኣጀንዳ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ፡- ሓፈሻዊ ኩነታት  ህዝብናን ሃገርናን […]

NCC Ad hoc Contact Organ Meeting in Houston‏

NCC Ad hoc Contact Organ Meeting in Houston‏  

Celebrating Women’s day and Togoruba in Toronto

Celebrating Women’s day and Togoruba in Toronto

Public Meetings in Boston and Washington DC

Planning, Proceedings and Outcome of the National Consultative Conference (NCC) Semere Tesfamicael Habtemariam   Boston                                                                                                                                                                             Date:    Saturday, January 30, 2016                                         Time:    6:00 PM                                                                                      Place:    The Eritrean American Civic Association                               590 Shawmut Avenue, Boston, MA 02118   Washington DC Date:    Sunday, January 31, 2016 Time:    1:00 PM […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net