Category archives for: Notices

ሰፊሕ ህዝባዊ ሰሚናር ግሃደኤ ኣብ ጀርመን !!

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ መቐጸልታ ነጻ መድረኽ ፈስቲቫል ካስል ናይ 2015፣ ንቀዳም ዕለት 30 ጥሪ (January) 2016 ኣብ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት – ሃገረ ጀርመን ሰፊሕ ህዝባዊ ሰሚናር ኣዳልዩ ከም ዘሎ ነበስር፣ ንጽባሒቱ ሰንበት ድማ ገምጋም ናይቲ ሰሚናር ብምክያድ ተሳታፋይ ሰሚናር ናይ ሓባር ተረድኦ ሒዙ ከውጽእ ከም ዘለዎ ክግበር ኢዩ። ኣብዚ ሰፊሕ ህዝባዊ ሰሚናር እዚ ብዙሓት […]

Call for generla meeting inclusive of all Eritrean   justice seekers living in greater TORONTO area (GTA) and surrounding cities

History shows that Eritrean justice seekers living in GTA and surrounding cities have played a leading role in confronting the dictatorial regime of Eritrea and its operatives in Toronto. We have highlighted the plight of Eritreans who were forced to leave their beloved country and family but fell into the hands of human traffickers or […]

በይ ኤርያ ኤርትራውያን “ሓርነትና ንምውሓስ ፡ ሓድነትና ነጠጥዕ”

በይ ኤርያ ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብስምምዕን ኣውንታዊ ራኢን ናይ ኩሎም እቶም ኣብ በይ ኤርያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ናይ ለውጢ ሓይልታት ምርኩስ ጌሩ ዝተመስረተ፡ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምንጋስ  ብኹሉ ዓቕሙ ዝሰረሕ ዘሎ ምትእኽኻብ ‘ዩ። እዚ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኣብ ሕዳር 2013፡ ድሕሪ እቲ ኣብ ላምፐዱሳ ዘጋጠመ ዝስካሕክእ ሞት ኣስታት 400 ኤርትራውያን ብስሩዕ መሪሕነቱ መሪጹ ስርሑ ዝጀመረ ንሓድነትን […]

ምርሑኃው ህዝቢ ኤርትራ

ህይወትን ጉልበትን ከፊሎም ሃገር ዘረከቡና ተጋደልቲ፣ መሓልፎ አብ ዘበነ-ምልኪ፡ ንሳቶም እዞም ናይ ትምሊ ጀጋኑ፡ ሎሚ አብ ካልአዊ ዛዕባታት ክዋጠጡ፣ በዚ ከአ ንሶም – እዞም ተጋደልቲ – ብስም ህዝብን ሃገርን ክጭርሑ፣ ህዝቢ ይኹን ሃገር ከአ ጭርሖታቶምን መብጽዓታቶምን ብዘየገድስ ብግብሪ ከባድሙ፣ እሞ ናይ ዲያስፕራ ህዝቢ ገና ነዘን ንዓሰርቴታት ዓመታት ሓድሕድ ዚተሓናዀላ ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራ ክጽበ ክነብር፣ ድሮ […]

A call for a Demonstration in New York in support of The Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea

Eritreans in North America United in Support of the United Nations Commission of Inquiry would like to cordially announce a major Demonstration at the United Nations Headquarters in New York in support of the Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea. History was made on, June 26, 2015, where demonstrations were held in Geneva,Switzerland; […]

ጻውዒት ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኒውዮርክ

ሓባራዊ ድምጺ ደገፍ ኤርትራውያን ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ንመርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ኣብ ኒዮርክ ኣብ ቀጽሪ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንመርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ብምድጋፍ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ከካይድ’ዩ። ብ 26 ሰነ 2015፡ ኣብ ጀኔቫ – ስዊዘርላንድ፡ ተልኣቪቭ – እስራኤል ከመኡውን አብ ብዙሓት ከባቢታት ናይ ኢትዮጲያ ንጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ብዝድግፉ ዕውታት ሰላማዊ ሰልፍታት […]

ሰላማዊ ሰልፊ ንዝኽሪ መዓልቲ እሱራት ኤርትራ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም

ብምኽንያት 18 መስከረም መዓልቲ እሱራት ኤርትራ ሰላማዊ ሰልፊ ክንገብር ስለዝኾና ንኩሎም ደለይቲ ፍትሒ ኣብዚ ሰልፊዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። ዕለት፣ ዓርቢ 18 መስከረም 2015 ግዜ፣ ካብ ሰዓት 11.00 ክሳብ 14.00 ቦታ፣ ኣብ ቅድሚ ኤምባሲ ኤርትራ ሊዲንጎ ብድሓን ምጹ ኣዳለውቲ ሰልፊ ሰሳዱ ምስ ብጾቶም Rally commemorating Eritrean Prisoners Day in Stockholm Sweden We kindly invite all democracy […]

Oakland Bologna 2015 Music Concert with Fitsum Zemichael & Others‏

Oakland Bologna 2015 Music Concert with Fitsum Zemichael & Others‏

ኣገዳሲ ሕዝባዊ ጻዋዒት

ጽላል ስዊደናዊ -ኤርትራዊ ንደሞክራስያን ምዕባለን ኤርትራ ብምኽንያት መበል 54 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ሕዝቢ ኤርትራን አገዳሲ ሕዝባዊ ሰሚናር ምስ ፕሮፈሶር ዳን ኮነል ከምኡ እውን ምሽታዊ ትልሂትን ምስ መንእሰያት ደለይቲ ፍትሒ ኣዳልዩልኩም ሰለዘሎ ንኩሉኹም ደለይቲ ደሞክራስያን ፍትሕን ኤርትራ ብኽብሪ ይዕድም፡፤ ዳን ኮነል ናይዚ ዝኽሪ መ ዓልቲ ጋሻና ኮይኑ ብዛዕባ ሓደገኛ ጉዕዞ ስደተኛታት ኤርትራ፣ ሰለምንታይ ይስደዱ፣ ኣብ ስደቶም […]

ዓቢይ  ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ፈስቲቫል ህግድፍ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም-ስዊደን

አገዳሲ ሕዝባዊ ጻዋዒት ጽላል ስዊደናዊ/ ኤርትራዊ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ምስ መሓዙት ደለይቲ ደሞክራስን ፍትሕን፣ ትሕቲ ጭርሖ፣”ፈስቲቫላት ህግደፍ ኣብ ሃገረ ስዊደን ደው ይበል”  ቃልስና ኣንጻር ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ድማ ብናህሪ ይቕጽል ብዝብል ንክትሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም።   ዕለት> ቀዳም ዕለት 1 ነሓሰ 2015 ግዜ፣ ካብ ሰዓት 11.00 ክሳብ 20.00 ቦታ፣ ፎልከትስሁስ/ ኤግበግ[ርድ የርቫፈልተት       […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net