Notices

ሰፊሕ ህዝባዊ ሰሚናር ግሃደኤ ኣብ ጀርመን !!

ensf baner

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ መቐጸልታ ነጻ መድረኽ ፈስቲቫል ካስል ናይ 2015፣ ንቀዳም ዕለት 30 ጥሪ (January) 2016 ኣብ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት – ሃገረ ጀርመን ሰፊሕ ህዝባዊ ሰሚናር ኣዳልዩ ከም ዘሎ ነበስር፣ ንጽባሒቱ ሰንበት ድማ ገምጋም ናይቲ ሰሚናር ብምክያድ ተሳታፋይ ሰሚናር ናይ ሓባር ተረድኦ ሒዙ ከውጽእ ከም ዘለዎ ክግበር ኢዩ። ኣብዚ ሰፊሕ ህዝባዊ ሰሚናር እዚ ብዙሓት ምሁራትን፣ ናይ ቃልሲ ተሞክሮ ዘሎውም ሓርበኛታትን፣ ኣባላት ዝተፈላለያ ውድባትን፣ መንእሰያትን፣ ደቂ ኣንስትዮን፣ ስነ ጥበባውያንን ክርከቡ ምዃኖም እናሓበርና፣ በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ኩሉ ሃገራዊ ደላይ  ዲሞክራስያዊ ለውጢ  ኣብዚ ኣገዳሲ ሰፊሕ ህዝባዊ ሰሚናር ንክሳተፍ ብኣኽብሮት ዕዱም ምዃኑ ንገልጽ።

ኣድራሻ፣– ህዝባዊ ሰሚናር ዝካየድሉ ኣዳራሽ ኣብ ዝሓጸረ ማዓልታት ክንሕብር ኢና።

 

 

ብደሓን ምጽኡ

 

ድሕነት ህዝብን ሃገርን ልዕሊ ኹሉ !!

 

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ

ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top