ዕድመ ንሓዲሽ ዓመት አብ ከተማ ኰለን/ጀርመን

esvk+u

ክቡራትን ክቡራንን ደቂ ሃገር፦

ዓመት 2015 አፋኒና 2016 ንምቕባል አብ ድርኲኺት አሎና፣ እሞ ሓዳስ ዓመት 2016 ብሓባር ንምኽባርን ንምብዓልን ንኵልካትኩም ናብ ከተማ ኰለን ቅርብያ ዘለኩም ተቐመጥቲ NRW ብክብሪ ንዕድም።

አብ ናይ ሎሚ ዓመት ናይ ሓዳስ ዓመት በዓልና ንአኻትኩም ንምስትእንጋድ ብክብ ዝበለ ምቅርራባትን ድምቀትን ናይ ደረፍቲ ኰነ ናይ መግብን መስተን መደባት ተታሒዞም አሎዉ። ብኡ መጠን ከአ ናይ ቀዳምን ሰንበትን ወይ ናይ ወጋሕ-ትበል ለይቲ መደባት ወጺእሉ’ሎ።

ናይዛ ብቀንዱ ንዓበይትናን ንመንእሰያትናን ከተራኽብ ዓቢ ትጽቢት ተጌሩላ ዘሎ በዓል ኣዳለውቲ – ብፍላይ ናብ መንእሰያት ብምእንፋት –  ብፍሉይ ንስሱን ተሳትፎ መንእሰያት ንጽውዕ!

ማሕበረ-ሰብ ኰለንን ከባቢአን + ፖለቲካዊ ውድባት

በዓል ዚግበረሉ ቦታ፦ (ROM e.V.)Venloer Wall 17, 50672 Köln Ehrenfeld

በዓል ዚግበረሉ ዕለት፦ January 2, 2015

በዓል ዚጅምረሉ ሰዓት፦16:00 o’clock Berlin time

ብድሓን ምጹ!

Short URL: https://english.farajat.net/?p=10041

Posted by on Dec 24 2015 Filed under News. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net