ኣገዳሲ ሕዝባዊ ጻዋዒት

sesadu dan connel
ጽላል ስዊደናዊ -ኤርትራዊ ንደሞክራስያን ምዕባለን ኤርትራ ብምኽንያት መበል 54 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ሕዝቢ ኤርትራን አገዳሲ ሕዝባዊ ሰሚናር ምስ ፕሮፈሶር ዳን ኮነል ከምኡ እውን ምሽታዊ ትልሂትን ምስ መንእሰያት ደለይቲ ፍትሒ ኣዳልዩልኩም ሰለዘሎ ንኩሉኹም ደለይቲ ደሞክራስያን ፍትሕን ኤርትራ ብኽብሪ ይዕድም፡፤

ዳን ኮነል ናይዚ ዝኽሪ መ ዓልቲ ጋሻና ኮይኑ ብዛዕባ ሓደገኛ ጉዕዞ ስደተኛታት ኤርትራ፣ ሰለምንታይ ይስደዱ፣ ኣብ ስደቶም እንታይ ይጓነፎም ብዝብል ብፊልም ኣሰንዩ መደረ ክቅርብ ኢዩ።

ኣብቲ ናይ ባህላዊ መደብ ድማ መንእሰያት ዘለዓዕል ባህላውን ስነ-ጥበባውን መዘናግዕታት ክህልወና ኢዩ።
መደብ ባሕቲ መስከረም 2015

1. ሰሚናር ምስ ፕሮፈሶር ዳን ኮነል
2. ስነ- ጥበባዊ መደብ/ ብመንእስያት ደለይቲ ፍትሒ

ዕለት ፣ ቀዳም 12 መስከረም 2015
ግዜ፣ ካብ 18.00-0300
ቦታ ተንስታ ኣዳራሽ

ብዳሓን ምጹ
ኣዳለውቲ ባሕቲ መስከረም 2015
ጽላል ስዊደናዊ – ኤርትራዊ ንደሞክራስያን ምዕባለን ኤርትራ/ ሰሳዱ

Short URL: https://english.farajat.net/?p=9837

Posted by on Aug 11 2015 Filed under News, Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net