ኣገዳሲ ሓቤረታ ንደለይቲ ፍትሒ

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ጨንፈር ስዊዘርላንድ ንዕለት 01/10/2016 ብላዕልዋይ ኣመራርሓ ዞና ኤውሮፓ ግሃድኤ – ሕድሪ ዝምራሕ ህሉው ኩነታት ውድብን ሰራዊትን ዝምልከት ሰፊሕ መብሪሂ ክህቡ ስለዝኮኑ፡ ኣብዚ ኩፉት ህዝባዊ ሰሚናር እዚ ኩሉ ጉዱስ ደላይ ፍትሒ ንኽሳተፎ ብክብሪ ንዕድም::

ዝጅምረሉ ሰዓት: 13:00 ድ/ቀ

ንገብረሉ ኣድራሻ ኣብ: ሉዘርን Hinter Listrig 1

6020 Emmenbrucke

ንዝያዳ ሓበሬታ በዚ ቁጽሪ ተለፎን ምውካስ ይካኣል:-

ኪዳነ 0041765035270

ተከስተ 0041765935119

ባህልቢ 0041786841328

ድሕነት ህዝብን ሃገርን ልዕሊ ኩሉ!!!

ዓወት ንሓፋሽ ብተግባር!!!

12 / መስከረም / 2016

Short URL: https://english.farajat.net/?p=10453

Posted by on Sep 15 2016 Filed under Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net