ናይ ሓዘን ተኻፋልነት ( ማ. ኣ .ጽ. ኤ- ጨንፈር ሆላንድ )

ዑስማን ኣሕመድ

ዑስማን ኣሕመድ

ገዲም ተጋዳላይ ሓውና ዑስማን ኣሕመድ ፥ ኣባል ምምሕዳር ኣካለ ጽጉማን ኤርትራ መደበር ከሰላ ( ሱዳን ) ብዝጸንሖ መውጋእትን ፥ ስዒቡ ዝመጽኤ ሕማማትን ንነዊሕ እዋን ብጽንዓትን ትዕግስትን ክቃለሶ ድሕሪ ምጽናሕ፥ ብዕለት 26-09-2016 ብሞት ስለዝተፈልየና ዝተሰምዓና መሪር ሓዘን ንገልጽ ። ንሕና ማሕበር ኣካለ ጽጉማን ኤርትራ – ጨንፈር ሆላንድ ከቢድ ሓዘን እንዳተሰምዓና ፥ ንሓውና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ፥ ንኩሎም ቤተ ሰብን ፡ ብጾቱን ፥ መቓልስቱን ጽንዓት ይሃብኩም እንዳበልና ዝስመዓና ሓዘን ንገልጽ። ማሕበር ኣካለ ጽጉማን ኤርትራ – ጨንፈር ሆላንድ

Short URL: https://english.farajat.net/?p=10472

Posted by on Sep 30 2016 Filed under Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net