NewsNotices

ሓበሬታ ብዛዕባ ስነ ስርዓት ሓዝን

ሓበሬታ ብዛዕባ ስነ ስርዓት ሓዝን

ስውእ ተጋደላይ/ ኣቡብከር ሱሌማን እድሪስን

ስውእ ተጋደላይ/ ሱሌማን ኣደም ሱሌማንን።

ፌደረላዊ ደሞክራስያዊ ምንቕስቃስ ኤርትራን ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራን ስነበት ዕለት 12 ለካቲት 2917፡ ስዓት 10፡00 ናይ ንግሆ ኣብ ዋና ቅጽሪ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስነ ስርዓት ሓዝን ስውእ ተጋደላይ/ ኣቡብከር ሱሌማን እድሪስን ስውእ ተጋደላይ/ ሱሌማን ኣደም ሱሌማንን ክካይዱ ምዃኖም ንሕበር።

 

ኣዳላዊት ሽማግለ

09 ለካቲት 2017

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top