ብምኽንያት ርሑስ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ ዝወጸ ናይ ዮሃና መግለጺ
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብምኽንያት ብድሕሪ ናይ ሓደ ወርሒ ዝተባርኸ ናይ ረመዳን ጾም ምፍታሕ ዝበዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣል ሙባረክ ብሓፈሻ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ብፍላይ ድማ ንኣመንቲ ምስልምና ርሑስ በዓል ክኾነልኩም ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ፡፡
ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ ብኣጋጣሚ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣልሙባረክ ህዝቢ ኤርትራ ሓድነቱ ኣደልዲሉ ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ኩሉ ዓቕምታቱ ኣታሓባቢሩ ቃልሱ ከሓይል ጻውዒቱ የቕርብ።
ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት
ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ
28/07/2014
Short URL: https://english.farajat.net/?p=8737