News

ብምኽንያት ርሑስ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ ዝወጸ ናይ ዮሃና መግለጺ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብምኽንያት ብድሕሪ ናይ ሓደ ወርሒ ዝተባርኸ ናይ ረመዳን  ጾም ምፍታሕ  ዝበዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣል ሙባረክ ብሓፈሻ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ብፍላይ ድማ  ንኣመንቲ ምስልምና ርሑስ በዓል ክኾነልኩም ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ፡፡

ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ ብኣጋጣሚ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣልሙባረክ  ህዝቢ ኤርትራ ሓድነቱ ኣደልዲሉ ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ኩሉ ዓቕምታቱ ኣታሓባቢሩ ቃልሱ ከሓይል ጻውዒቱ የቕርብ።

 

ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት

ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ

28/07/2014

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top