Articles

ሙሴ ዮሃንስ /ወዱ ጣባ/ ምስ ሓቂ እናተሊተመ ክጋሇጽ ከሎ

ካልኣይ ክፋል፡-
ክቡራት ኣንበብቲ ዕዘዜ ሰሊምታይ ብድሕሪ ምቕራብ፡-
ዕሱብ ሙሴ ዮሃንስ ወ/ጣባ በቲ ብ06 ሕዲር 2017 ምስ ምለእ ጭብጥታቱን መርትዖታቱን
዗ቕረብኽዎ ጽሑፈይ ተሞርኲሱ ዜሃቦ መልሲ ክመሃር ወይ’ውን ኣብ ጥቓ ሓቂ ዜቐራረብ ሓድሽ
ድራማ ክሰርሕ ህድኣትን ትዕግስትን ኣይተዒዯሇን። ብርግጽ ሕማቕ ትዕድልቲ ኮይኑ፡ ኣነ’ዶ ከምዙ
ይበሃል ብዜብል ኣጉል ትምክሕታዊ ስምዑታት ተንፊሑ፡ ከምቲ ልሙድ ኣመለ ተመሉሱ ሰብኣዊ
ክብሩን ፖሎቲካዊ መንነቱን ንምሕሳር፡ ባዕለ ኣብ ዕዲጋ ንክወርድ ተሃንዱደ ብካልእ ተወሳኺ
ፈጠራታት ክመጽእ ክሳብ ዜመረጸ፡ ብወገነይ’ውን ነቲ ጻልጣ ሓሶታቱ ንምግሊጽ እንሆ ብርዏይ
ከልዕል ግድነት ኮይኑ ኣሎ።

Wide Taba 2

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top