ወግዓዊ መግለጺ ምንቅስቃስ መንእሰያት ኤርትራ ንሓርነት

ኣብ መፋርቅ 2018 ከም መንእሰያት መጠን፡ካብ ዜተፈላለየ ከተማታትን መዓስከር ስዯተኛታት ሱዲንን ህዜብናን
ሃገርናን ንምዴሓን ሃገራዊ ሓላፍነት ተሰኪምና ብግብሪ ክንፍጽም ዗ዴሊ ምቕርራብ ገይርና፡ ጎነጻዊ ኣገባብ
ቓልሲ ከነካይዴ ግዜያዊት መሪሕነት መሪጽና ከምዜነበርና ንህዜብና ብወግዓዊ መግለጺ ከምዜሓበርና ናይ
ትማሊ ተ዗ኩሮ እዩ። ማዕረ ማዕሪኡ እዉን ወትሃዯራውን ፖለቲካውን ተሞኩሮ ዗ለዎም ሙኩራት ሓርበኛት
ኣሕዋትና ክሕግዘና ጻውዒት ኣቕሪብና ነይርና። ኣብ እዙ ሕጂ እዋን ከም ውዴብ ሕጋውነት ኣልቢስና
ምንቅስቃስ መንእሰያት ኤርትራ ንሓርነት
ዜብል መጸውዒ ስም መሪጽና ጎነጻዊ ኣገባብ ቓልስና ብግብሪ ከነካይዴ ተዯሊና ከም዗ለና ንህዜብና ከነብስር
ክብርን ሓበንን ይስምዓና።
ዕላማ ቓልስና ኣንጻር ዱክታቶርያዊ ስርዓት ኢሰያስ፡ ሰልፊ ህግዯፍን ንዜኽተሉዎ ዗ይዯሞክራስያዊ ኣትሓሳስባን
዗ይፍትሓዊ ምምሕዲሮም ተቓሊስና፡ ብምርጫ ህዜብን ብውዴዴር ፖለቲካዊ ሰልፍታት ዜሰጋገር ዯሞክራስያዊት
ኤርትራ ንምህናጽ ተወዲዱብና ክንቓለስ ጸኒሕና ኢና። እቲ ውሽጣዊ ኩነታት ናይ ሃገርናን ኣብ ሞንጎ ኤርትራን
ኢትዮጶያን ዜተጀመረ ዜርርብ ናይ ሰላም ብፍላይ መዙና፡ ህዜቢ ኤርትራ ኣብ ጉዲያ ሃገሩ ክህልዎ ዜነበሮ ወሳኒ
ተሳታፍነት ዗ግለለ እዩ። ናይ ሰላም ስምምዕ ንህዜቢ ከየማኸሩ ብውልቒ ዴሌት ኢሰያስን ህግዯፍ ጥራይ ዜካየዴ
዗ሎ ግሉጽነት ዜጎዯሎ፡ እቶም ናይ ሰላም ስምምዓት ሚስጥራውያን ኮይኖም ንገለ ነጥብታት ጥራይ ብጥቕሉሉ
ዜግለጹ ንፖለቲካዊ መኽሰብ ዜዜርግሑ፡ መብዚሕትትኦም ዛናታት ብናይ ኢትዮጵያ ማዕከናት ዜፍነዉ እዮም።
እዙ ዗ይሕጋዊ ኣካይዲን ናይ ሰላም ስምምዕን ንህዜብን ንሉኡላውነትን ኤርትራ ጽባሕ ናብ ሓዯገኛ ጎዯናን ከቢዴ
ዕንወትን ከም዗ምርሕ ምልክታቱ ብግብሪ ንዕ዗ቦ ኣለና እዩ።
ከም መንእሰያት መጠን ን዗ሎ ኩነታት ሃገርና ኣዕሙቕና ስለዜገምጋምናዮ፡ ክነካይድ መዱብናዮ ዗ለና ጎነጻዊ ኣገባብ
ቓልሲ ንምሕያል ኣቐዱምና ዜጀመርናዮ ስርርዕ ሓዯ ዯረጃ ንቕዴሚት ሰጉምና ኣለና። ካብ ዜሰራዕናዮ መዯብ እቲ
ቐዲምነት ዜወሃቦ ምስ ኩሎም ዯለይቲ ፍትሒ ተራኺብና ሓዴነትና ከነዯልዴል ኣብ ዯሞክራስያዊ ጽምድ ኣቲና
ልዜብ ከነካይዴ ወሲና ኣለና። ምስ ካልኦት መቓልስትና ኣሓት ውዴባት ኣንጻር ገባቲ ስርዓት ኤርትራ ኣዴማዒ
ቓልሲ ንምክያዴ ተማኺርና፡ ኣብቶም ዗ሰማምዑና ዕላማታት ቐዲምነት ሰሪዕና ሓቢርና ክንቓለስ ዓቕምታትና
ዜጠራነፈሉ ኣገባብ ቓልሲ ከነወሃህዴ ከምዜግብኣና ተገንዙብና። ኣቐዱምና ተወዱብና ቕሩብነትና ኣረጋጊጽና
ግዜያዊት መሪሕነት መሪጽና ስለዜነበርና፡ ብዕጥቓዊ ኣገባብ ሓርነታዊ ቓልሲ ከነካይዴ ናብ ግብራዊ ስጉምቲ
዗ምርሕ ዕላማን እስትራተጅን ኣገባብ ቓልስን ሓንጺጽና ክንቓለስ ከም ኣቦወንበር ኢብራሂም ዑመር፡ከም ምክትል
ኣቦወንበርን ሓላፊ ወተሃዯራዊ ጉዲያት ዴማ ትክለ ሃብተገርግሽ ብኣጠቃላሊ 13 ኣባላት ዗ለዋ መሪሕነት መሪጽና
ኣለና።
ኦ ህዜቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ኣብ ወጻእን ዗ሎካ
ሃገርናን ህዜብናን ንምዴሓን ይጽንሓለይ ዗ይበሃለሉ ኣዜዩ ህጹጽ ሃገራዊ ጉዲይ ዜገበሮ ኣብ ሓዯገኛን ኩነታትን
ንሓርነታዊ ቓልሲ እዉን ኣዜዩ ፈታኒ ግዛን ከም዗ለና ካብ ኩልና ዜተኸወለ ኣይኮነን። ኣብ ዱያስፖራ ዜርከቡ
ዯለይቲ ለውጢ በብወገንኩም ከይተሓለልኩም ክትቓለሱ ብምጽናሕኩም ንሰምዖን ንከታተሎን ስለዜኾና ክብሪን
ምስጋናን ከምዜግብኣኹም ዗ለና ርእይቶን መርገጽን ክንገልጸልኩም ግቡእና እዩ። ተሪፉና ዗ሎ መስርሕ ግና
ሓይልና ምውህሃዴ ስለዜኾነብወገና ሓዴነትና ንምዴልዲል ምስ ኣሓት ውዴባትን ምስ ኩሎም ዯለይቲ ለውጥን
eyml2017@yahoo.com
ተኸባቢርና ኣብ ጽምድ ዯምኮራስያዊ ዗ተ ክንኣቱ፡ ሓቢርና ንሰርሓሉ ኣገባብ ቓልሲ ክህልወና ቕሩባት ከምዜኾና
ነረጋግጽ። ብወገን ፖለቲካዊ ሓይልታት፡ ዕጥቓዊ ቓልሲ ዗ካይዲ ውዴባትን ኣብ ኩሉ ዗የለዉ ዴምጺ ብዘሓትን
እዉን ተመሳሳሊ ኣወንታዊ ስጉምቲ ወሲዴኩም ኣብ ዯሞክራስያዊ ጽምድን ልዜብን ክንኣቱ ክትዕደምና፡ ቓልስና
ኣዴማዕን ቕልጡፍን ንምግባሩ ሓቢርና ንቓለሰሉ ባይታ ምጥጣሕ ከም዗ዴሊ ዗የወላውል እምነት ከም዗ለና በዙ
ኣጋጣሚ ክንሕብርን ክንጽውዕን ግዳታ ከም዗ለና ብዕግበት ንቕበሎ ጉዲይ እዩ።
ህዜብና ብወገኑ መንእሰያት ኣብ ዕጥቓዊ ቓልሲ ክጽንበሩና ንጽውዕ። ዜተረፈ ዯላይ ለውጢ ብሞራል ከተባብዓና
ንጎነጻዊ ኣገባብ ቓልሲ ንምዕዋት ኩሉ ዗ዴሊ ዓይነታውን ዓቐናውን ሓገዜን ንቓልስና ዗ማዕብል ሃናጺ ምኽርን
ክህበና ልዑል ተስፋን እምነትን ከም዗ለና እናገልጽና ሓገዜ ንምርካብ ህዜባዊ ጻውዒትና ብቕሉዕ ነቕርብ ኣለና።
ኦ ህዜብን ሰራዊትን ኤርትራ
ኣብ ሃገር ትርከቡ ህዜብና ብጠቕላል፡ እቶም ብረት ዓጢቕኩም ዗ለኹም ሰራዊት ምክልኻል ኤርትራ ብፍላይ፡
ገባትን ዱክታቶርን ኢሰያስን ህግዯፍን ንጥፍኣት ወለድታት ህዜብን ንዕንወት ሃገርን ክኸደዎን ክወስደዎን ዜጸንሑ
዗ይሕጋዊ ተግባርን ምግሃስ ሰብኣውን ዯሞክራስያውን መሰላት ካብ ዓይኒ ዓራት ከምዜበሃል ካብ ዓይኒ ህዜብና
ዜተኸወለ ኣይነበረን። ግዛ ንኹሉ ስለ዗ቓልዕ እቲ ናይ መወዲእታ ዕላምኦም ክፍጽሙ ሰይጣናዊ ሕልሞም ጋህዱ
ክገብሩ ብሽፋን ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ዜካየዴ ዗ሎ ዗ይሕጋዊ ስጉምቲ ከም ጸሓይ ቐትሪ ዯሚቑ ዋላ ነቲ
ዜጠራጠር ዜነበረ ዜተጋህዯሉ ግዛ ከምዜበጻሕና ኣብ ባይታ ኤርትራን ኣብ ዝባናን ዜተመስከረ ኮይኑ ኣሎ። ገባቲ
ስርዓት ኢሰያስን ህግዯፍን ካብዙ ንላዕሊ ግዛ እንተተዋሂቡዎም እዉን ሕልሞም ጋህዱ ዜገበርሉ ዕዴል ገፊሕ
ስለዜኾነ ከም ህዜብን ወለድን ንመንነትናን ንልኡላውነትና ዜፈጥሮ ሓዯጋ ጽባሕ ተጣዒስካ ዜምለስ ኣይኮነን።
ስለዙ ሰራዊት ምክልኻል ኤርትራ ብፍላይ ዓጢቕካዮ ዗ለኻ ብረት ንክብሪ ሉላውነት መታን ከውሕስ፡ ኣብ ጎኒ
ህዜብኻ ተሰሊፍካ ብረትካ ኣንጻር ጥፋት ህዜብናን ሃገርና ንዜተሰለፉ ገባትን ኣዕናውን ስርዓት ኢሰያስን ህግዯፍ
ከተቕንዖኦ መዴረኽን ታሪኽን ይጠልበካ ከም዗ሎ ተገንዙብካ ንዴሕነት ህዜብን ሃገርን ክትስለፍ ህዜባዊ ምልዖኣል
ክትገብር ንጽውዕ።
ህዜብና ብጸጥታውን ፍርሕን ብፖለቲካዊ ምፍልላይን ኣብ ነንሕዴሕዴካ ከይትተኣማመን ዜነዜሕዎ ከፋፋሊ
መርዙ ክትፍውስ፡ ንሃገራዊ ረብሓ ንሰብኣውን ዛግነታውን ክብሪኻን ከተረጋግጽን ወለድታትካ ከተውሕስን
ዜሓለፈ ይኣክል ሎምስ መሰለይ ከኽብር ግዙኡ ኣኺሉ እዩ ኢልካ ናብ ህዜባዊ ማዕበል ከተምርሕ ንጽውዕ።
እቲ ኣብ ባይታ ዗ሎ ሓቕነትን እቲ ግዛ ዜጠልቦ ለውጥን ይንዋሕ ይሕጸር፡ ይውሕዴ ይብዚሕ ዋጋ ተከፊሉዎ
ዲግማይ ሓርነት ክረጋገጽ ግዴነት ከምዜኾነ ዜእምቱ ናይ ለውጢ ሃዋሁው ንዕ዗ብ ስለ዗ለና፡ ነዙ ጽቡዕ ኣጋጣሚ
ብግቡእ ክንጥቐመሉ ናይ ኩልና ዯለይቲ ለውጢ ቕኑዕ ልቦናን ሓላፍነታውን ስጉምቲ ከም዗ዴሊ ንኣምን።
ምንቅስቃስ መንእሰያት ኤርትራ ንሓርነት።
02.01.2019
ቤጽሕፈት ም. መ. ኤ. ን
eyml2017@yahoo.com

Short URL: https://english.farajat.net/?p=11242

Posted by on Jan 3 2019 Filed under News. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net