ክውላት ህግደፍ ኣብ መቓቕሮ

 

ብ ኣልኣዛር ወልዱ ከም ሓደ ዝብላE Eንስሳ ዝሃድንሞ መሬት ስለ ዝወገሖ ድማ ነብሱ ክሓብE ዝጭነቕ ዝብI፡ ክውላት ድማ ብግስ ከይበሉ ተቓወምቲ Iና ትብል ኣርትፍሻላዊት መሸፈኒቶም ብምብላላ፡ Eንታይነቶም ካብ ግዜ ናብ ግዜ Eናተጋህደ መጽA። ብህዝቢ ናይ ዘይተኣማማንነቶም ዘይስገር ጸገም ብምዃኑ ድማ፡ ኣብ መንጎ ናይ ተቓዋምነት መጸውIOምን ጓሓሊ EላመOምን ተቓቒሮም ዝሕዝዎን ዝረግጽዎን ጠፊUዎም ዓንደፍደፍ ክብሉ ይርከቡ። Eንተኾነ ግን ዝተላEከ ነይፈርህከምዝበሃል፡ ክውላት ህግደፍ ብመሰረት ምብጽAOEንተድኣ ኤርትራዊ ተቓወምቲ ሓይልታት ኣዳኺሞምን ስልጣን ህግደፍ ድማ ከም ዝድልድልን ዝነብርን ጽIሮም፡ ኣብ ርEቲ ዝኽስከሰሎም ዓስቢ፡ ናይ ስልጣን ቦታ ክሕዝኣልኩምዩ ናይ ምባል መብጽዓ ብህግደፍ ክልገሰሎም ከቢድ ነገር ኣይኮነን። ንሳቶምውን ልEEEንታይ ክንደግም ዘይብሉ ዓይነት ኣይኮኑን። Aብ ምምራሕ ናይዘን ተቓወምቲ Iና ባሃልቲ ውድባት ዘለዉ ባEታታት ፖሎቲካዊ ባሕርያት ምስ ንEዘብ፡ ምስ ሰበስልጣን ህግደፍ ዝፈላሊ መሰረታዊ ዝኾነ መለለዪ ኣይንረክብን። Eቲ ኣብ ዝላዓለ ጽፍሒ ናይ ህግደፍ ዝነበረሞ ሕጂ ኣብ ናይ ተቓውሞ መስርE ኣለኹ ዝብል መራሒ ፖሎትካዊ መርገጽ ክንግንዘብ ከለና፡ ሽግር ህዝብን ሃገርን ኣማEኪሉ ዝነቅል ተሪር ፖሎቲካዊ ኣመለኻኽታ ኣለዎ ንምባል ዘድፍር ኣይኮነን። Eኳድኣ Eቲ ናብዚ ሕጂ ዝርከቦ ዘሎ ኩነታት ዘብጽሖ ምኽንያት፡ Eቲ ናብ ህዝቢ ዝወርድ ዝነበረን ዘሎን ገደብ ዘይብሉ ግፍI ዘይኮነስ ንሱ ከም ሰብ ምስ መራሒ ህግደፍ (Iሳያስ) ውልቃዊ ዘይምቅዳው ዘስዓቦ ፖሎቲካዊ ምሕካል ካብ ምኻን ንላEሊ ዝምጠጥ ኣይመስልን።

E

ካብዚ ክውንነት

ቲ ከም ካልኣይ ብተማሳሳሊ ፖሎቲካዊ ጠባይ ዝልለ ባEታ ድማ፡ ላEለዋይ ናይ ተሓኤ ሰ/ባ መራሒ ኮይኑ ኣሎ። ተሓኤ ሰ/ባ ህግደፍ Aብ ስልጣን ካብ ዝመጽE ኣትሒዙ ንሃገራዊ ዘተ ክጽውEን ንኣEናዊ መድባት ህግደፍ ከቃልEን ክቃወምን ዝጸንሐ ውድብ ምዃኑ ንኹሉ ስውር ኣይኮነን። ይኹን Eምበር፡ ቅድሚ ገለ Eዋን ኣብ ሓደ ጽሑፍ ከም ዝረኣኽዎ፡ ውድብ ተሓኤ ካብ ነዊሕ ግዜ ኣትሒዙ ኣብ ውሽጡ ብIደ ስልኳ ናይ ግንባር ዝተጸፍየ ድልዱል ጉጅለ ከም ዝነበረሞ፡ Eቲ ጉጅለ ስልጣን ብምሓዙ ድማ ኣባል ኣብ ሓድሕዱ ክናጸ ከም ዝጸንሐን ብሰንኪዚ ውድብ ከም ዝተዳኸመን Eዩ ዝEምት። Eዚ ነቒልና፡ ነዚ ዝካየድ ዘሎ Eንቅፋታትን ጸረ ሓድነታዊ Eዮ መንቀሊ ምኽንያት ክነለሊ ብዙሕ ዘጸግም ኣይመስለንን። ህግደፍ ድማ ነተን ዝሰግኣለን ውድባት ብውሽጠን ብደጊAን ጽUቕ ናይ መጥቃEቲ ወረራ ከካይደለን ክምህ ዘይብል ምዃኑ፡ ዘይሰማማዓሉ ዘሎ ኮይኑ ኣይስመዓንን።

E

ዚ ብመሰረት ኣካያይድU ብካልኣይ ደረጃ ጸረ ተቓዋምነት ዝልለ ኣካል Eምብኣር፡ Eቶም ናይ ቀረባ መሳርሕቱን ኣEሩኽቱን ብዛEU Eልሉ ከለዉ፡ ካብ ነዊሕ ግዜ ብናይ ግንባር Iደ ስልኳ ዝተኾርኮረ ነይሩ ኣብ ዝብል ኣረኣEEንተዘይበጽሑ፡ ብዘለዎ ስንኩፍ ባህሪ (ሕማም ስልጣን) ንድሒሩ ዝወርር ዘሎ ህግደፍዊ ሓባልነት ዝነጽግ ሕልና ይውንንዩ ዝብል Eምነት ኣይነበሮምን። ከም ውጽIቱ ድማ Eነሆ፡2

E

ቲ ኩልና ክንEዘቦ ዝጸናሕና ኩነታት ተቓውምቲ ውድባት ብሓፈሻ፡ Eቲ ዛጊልት ሳልሳይ ዓመቱ ኣቢሉ ኣብ ኣኼባ ሃገራዊ ምሕዝነት፡ Uቕባ ህዝቢ ንምፍራሰ ዝተወስደ ካብ ሓላፍነት ዝራሓቐ ስጉምቲ ድማ ብፍላይ፡ ንEንታይነትዚ ዝኸይድ ዘሎ ሓንከስከስ ኣነጺሩ ከብርሃልና ዝኽEል መረዳEዩ። Eዚ ማለት ድማ፡ Eቲ ምሉE ህዝቢ ኤርትራ ብዓቢ ተስፋ ዝጽበዮ ዝነበረ መስርሕ ሃገራዊ ምሕዝነት ምስባርን ንውድባት ብወንጀል ምኽሳስን፤ ናይ ተ..ኤ ሰ/ባ ፖሎቲካዊ ፕሮግራም ምጥሓስ፤ ተ..ኤ ምብታን፤ ህግደፍ ትንፋስ ረኺቡ ከምብሓዲሽ ብዝሓየለን ዝረቐቕን ኣገባብ ላሕኲታቱ ዘዝልቐሉ መስኖታት ከወሃህድ Eድል ሃበ። ንህዝቢ ኤርትራ ንቐጻሊ ህልቀትን ማEሰርትን ስደትን ዝበየነ ርህራሄ ዘይብሉ ጨካን መቑሕ ክሳቐን ክበልን ዝገበረ ኩነታት፡ ስቕ-Iሉ ብሃንደበት ዘጓነፈ ነገርዩ ንምባል ፍጹም ኣየኽEልን። ኪዳን ድማ፡ ወየድኣ ኩለን ውድባት ዘይነቕሓሉ ኣይመስላን ዘለዋ ምበር፡ ካብቲ ንምሕዝነት ዝተነጽፈሉ ፈንጂ ብዝተዓጻጸፍ ናይ መጥቃEቲ ፈተነ ከም ዝውርወረሉ ንማንም ግልጺ ከይኮነ ኣይተርፍን። Eዚ ካብ ኮነ፡ ክውሰድ ዘለዎ ተግባረመልሲ Eምብኣር፡

E

ክውላት መጋበርያታት በብወገኖም፡ ህግደፍ ብህዝቢ ቅቡል ዘይምዃኑ ምሉ

ናይ ፕሮፓጋንዳ ግብረ ል

ህግደፍ ብተቓወምቲ ውድባት ምዝራብ፡

ኽሊ ዘሪEካ ምስ ቦቖለ ጻህያይ Eንተዘየልጊስካሉ፡ Eንስሳ ናይ ገዛ ይኹን ናይ ደገ ከይበልO (ከየጥፍO) Eንተዘይተኻላኺልካሉ (Eንተዘይሓሊኻዮ)Eክሊ ስለ ዝበቆለ ጥራይ ፍርያቱ ከትረክብ ማለት ኮንቱ ትጽቢት Eዩ። ኪዳን ድማ ናይ ኩሉ ደላይ ሰላንምን ዲሞክራስን ዝኾነ ኤርትራዊ መድሕን ኮይኑ ንኽዋሳE ኩሉ ክድግፎን ንምEዋቱ ክቃለስ ኣማራጺ ዘይብሉ ህያውነትEንተኾነ፡ ብቐጥታ ካብ ተቓወምቲ ውድባት ስለ ዝቖመ ግን፡ ንድሕነቱን ሓያልነቱን ውሑስ ንምግባር ቅድሚ ዝኾነ ነገር ተቓወምቲ ውድባት ኣብ ውሽጠን ዘራE(ጻህያይ) ናይ ህግደፍ ዘፍርዓ ግራውቲ ንኸይኮና ብድቂ ምጥንቃቕ ከድሊዩ። E ብምሉE ዝሰማምEሉ ጉዳይዩ። Eቲ ዘይሰማምEሉ ነጥቢ ግን ኣብ ምትክU Eዩ። Eዚ ዓይነት ፖሎቲካ ድማ Eቶም ቀንዲ ኣባላት ግንባር፡ ናይ ሎሚ ህግደፍ ኣብ ስልጣን ካብ ዝመጽE ኣትሒዞም፡ ኣገባብ ኣመሓዳድራU ምስ ህዝቢ ዘይጠዓዓም ምኻኑ ዘይክሕድዎ ሓቂEንተኾነ፡ ህግደፍ መትካEታ ስለ ዘይብሉ ግን ይሕረድ ይቝረጽ ብዘየገድስ ብዝበሎን ዝወሰኖን ተማEዚዝካ ምኻድ፡ Eቲ ሓደ ምርጫዩ ብምባል መልEኽቲ የምሓላልፉ። ህግደፍ ውን ንኣባላቱ ብናይ መንግስቶም ዘይቅኑE ምምሕዳር ብምEማኖም ከም ጌጋ ኣይቆጽሮን። ምኽንያቱ ንመተካEU በብዝተቐልቀልዎ ግዜ ኣብ ምቕጻይ ብዘለዎ ክEለት ኣብ ርEሲ ምትEምማኑ፡ ኣባላቱ ካብ ውድEነታዊ ርትAክትE ንኽሃድሙ ካብ ላEሊ ዝወረደ ስሩE ታክቲክውን Eዩ። ሕጂውን ክውላት፡ ህዝቢ ከፊEሎ ብምባልEንተቖዘሙ፡ ብተግባር ምስ ንርI ግን ንምሕዝነት ብዝካኣሎም ደቚሶም፡ ንኪዳን ድማ ብኹሉ ዓቕምን ዔይነትን ናይ መጥቃEቲ ወፈራ ኣዳኺሞም፡ ህግደፍ EEንኮ መትካEታ ዘይብሉን ንኽነብር ዝተፈጥረን ጌርካ ንምቕራብ ዘይሰርሕዎ ነገር ኣሎ ንምባል ዝከኣል ኣይኮነን። Uኻን Eማን (ምምብርኻኽ) ኮይኑ ስለ ዝስመO፡ ብሓንጎሉ ዝተቐርጻ ለይትን ማዓልትን ዝግEራ ተጣበቕቲ ልሳናት (ዌብ ሳይታት) ፈጢሩ ምህላዉ ኩልና ንEዘቦ ዘለና ተርEዩ። ኩሉ ዓይነት መሳርሒታት ከዘውትር ምኽኣሉውን ዘገርም ነገር ኣይኮነን፡፡ ምኽንያቱ፡ Eቲ ካብ ዝፈረየን ዝደቐቐን ትሕዝቶ 3

ህዝቢ ብምጽሟቕ ጋብል

መንግስቲ ኤርትራ

1. I

U ዝዛዘመ ገንዘብ ድኣሞ ካብ ምክልኻል ስልጣኑን ምንዋሕ EድሚU ሓሊፉ ንምንታይሲ ክጥቀመሉ። ብፍላይ ኣብዚ Eዋንዚ ድማ፡ ንተቓወምቲ ከዳኽሙ ይኸEዮም ዝበሃሉ መሳርሒታት ምሽማት፡ Eቲ ዝላዓለ ተደላይነት ዘለዎ Eማም ህግደፍ ኮይኑሎ። Eቲ ካብ ዘየለ ኣልIልካ ዓይንን ኣEምሮን ህዝቢ ናይ ምድፋን ስልቲ፡ ብቑል ክብል ካብ ሰብዓታት ዝተታሓሓዞን፡ ሓደ ካብቲ ኣብዚ ዝርከቦ ዘሎ ህይወት ዘብጸሖን ምሳርሒ Eዩ። ንኣብነት ዝኣክል፡ሳያስ ምስ ጉጅልU ካብ ጀብሃ ክፍንጨል ከሎ፡ ዓማ ናየስላምን ንህዝቢ መታሕት Eምበር ንሕዝቢ ከብሳ ዘይትሕለቕ ሓራዲት ውድብ Eያ ኣብ ርEሲ ምባሉ፡ ኣነ ንከበሳውያን ምEንታኹም Eየ ዝቃለስ ዘለኹ ብዘስምE ፕሮፖጋንዳ ኣብ ጎነይ ተሰለፉ ክብል ቆዝመ።

2.

ብሰብዓን ሽድሽተን ካብ ህ...ኤ ክፍንጨል ከሎ፡ ሳበ ሃገራዊ ኣይኮነን ክብል ነጋሪት ሃረመ።

3.

ጸኒሑ፡ ውድባት ኤርትራ ብዘይካ ህዝባዊ ግንባር ኩለን ሓምሻይ መስርE Eየን ክብል ቀለመን።

E

መጋበርያታት

ዚ ሕጂ ከጸይፍ ይኽEዩ ተባሂሉ ከም ሓድሽ ዝፍኖ ዘሎ ዘመተ ድማ ብኣፍ መጋበርያታት ኣቢልካ ምግዓር ምናልባት ሰማI Eዛን ደኾን ይረክብ ብምባል Eንተዘይ ኮይኑ፡ ዝኣረገ ቋንቋ ናይዛ ናይ ሕጂ ህግደፍዩ። ክዉላት ልሳናት ድማ፡ስሙር ናይ ህዝቢ ኣድህቦ ካብቲ ከርሲ ነገር ንምልጋስ ብሓደ ሸነኽ፡ ምስ ህግደፍ ዝምድና የብልናን ንምባል ድማ ንገለ ሰበ ስልጣን ናይዚ ጨኳኒ ስርዓት ብዘርI ኣልIልካ ምጽራፍ ኣብ ምቅላE ህግደፍ ግደ የበርክቱ Aለዉ ዝብል የዋህ Eንተረኸቡ ንምድንጋር ክፍትኑ ንEዘብ። ህግደፍ Eዚ ዘሰክፎም Eንተዝነብር ንኣስታት ሳላሳን ሓሙሽተን ዓመታት Iሳያስ ኣብ ናይ ምምራሕ ቦታ ኣይምሃለወን። Eዚ ሎሚ ንህግደፍ ዝለከመ ብምምሳል ንህልዊ ሽግራት ህዝብናን ህጹጽ ናይ ኣድሕኑ ጸዋIቱ ንጎኒ ብምዝላል ኣቕልቦታት ኣብ ክንዲ ናብ ቁምነገር ናብ ጓልነገር ንምዝንባል ዝEየ ዘሎ ናበይ ንምብጻሕ ንዝብል ድማ፡ ባህሪ ህግደፍ ጽቡቕ ግይሩ ንዝፈልጥ ዘዳድዮ ነገር ኣይኮነን። ካብዚ ክውላት ልEኽቶና Iሎም ሒዘሞ ዘለዉ ግስሩጥ ሃበስ ቀድስ ውን ህዝብና ዝረኽቦ ረብሓ ብፍጹም የብሉን። ከም ኣድላይነት ዘለዎ ጉዳይ ገይሩ ርIውን ኣይፈልጥን። ብኣንጻሩ ህዝቢ ንሰበ ስልጣን ህግደፍ ዝጸልOም፡ ብዘርዘይኮነስ በቲ ኣብ ርOም መበቆሎም EU ዝፍጽምዎ ዘለዉ ግፍI Eዩ። (ክውላት ልሳናት) ህግደፍ፡ብሰንኪቲ ብጸቢብነት ዝቦኽኮኸ ትምክሕቲ ብዝተቕየሶ ኣመለኻኽታOም ክንደይ ከየድህብሉምበር፡ ህዝቢ ኤርትራስ Eዚ ዓይነት ኣተሓሳስባ ካብ ዝሰግሮን ንሰብ ብሰብነቱን ጠባያቱን ጥራይ ካብ ዝግምግሞን መዋEላት ሓሊፉ Eዩ። Eቲ ካብ ጫፍ ቃሩራ ክሳብ ጫፍ ደንካልያ ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ድማ፡ ኣቋቕማU ኮነ ዝምድንU ምስ ጎረባብቲ፡ ኣብ ሓመድ፤ Eምኒ፤ ገረብ ጥራይ ዝተደኰነ ኣይኮነን። ብዓጽመስጋ ዝተነድቀ ድልዱል ዝምድና ካብ መዋEላት ዝመስረተ ህዝቢ Eዩ። Eዚ ብሕሉፍ ብህረራ ደረቱ ስሒቱ ኤርትራውያን ኣይኮኑንEናበለ ዘህተፍትፍ ዘሎ ግEዙይ ኣተሓሳስባ ዘመልክቶ ነገር Eንተሎ ድማ ነቲ ትኽክለኛ ኣከዋውናን ባህርን ህዝቢ ኤርትራ ብልክE ንምግንዛብ ባህርያዊ ተኽEሎ ዝማሕደጎ ብምዃኑዩ። Eዚ ህዝቢEምብኣር፡ ኤርትራ ከም ሃገር ምስ ተኸለለት ብሰፈራ ወይ ብምጥያስ ናብቲ ቦታ ክቕመጥ ዝተሰደ ኮፍ-Eረ ዘይኮነስ፡ Eቲ ናይ ገዛEቲ ናይ Eንታይ ግደይ ናይ ዶብ ወደቓዩ፡ ኣብ ልEቲ ነባርን ሓደን ዝኾነ ህዝቢ 4

ክመቓቐል ዝፈረደ። ኤርትራ ማለት ክኣ፡

EEዚ ዓይነት ህዝቢ ዘለዋን ምስ ሱዳን፤ Eትዮጵያ፤ ጅቡቲ፤ ብመሬታን ብህዝባን Eትራኸብ Eትዛመድን ሃገር Eምበር ብካብዚ ወጻI Eትልለ ኤርትራ የላን። ናይዚ ኣህዛብዚ ኩነታት ልUል ኣቕልቦ ዝሃበ ፍታሕ ድማዩ፡ ኣብቲ ዞናታት ዘትኣማምን ሰላምን ርግኣትን ህያው ዝገብሮ።

E

ቲ ዝገርም ግና፡ገለ ካብዘን ዌብ ሳይታት ፡ ናይ ሓድሕድ ምጥርጣርን ምፍንፋን ሕንዚ ምዝራE ከም Eላማ ዝሓዘO ኣለዋ። ኣብዚ ዘለናዮ ዘመንን ዓለምን ንወድሰብ መለከIU፡ ኣተሓሳስብUን ተግባሩን ከንሱ፡ መበቆሉ ብምልዓል ከም ሓደ ዓቢ ኣበሳ ከቕርባ ይረኣያ። ወየድኣ ዘበን ውበ ዝጸመመት Eዝንስ ውበ Eናበለት ትነብርከም ዝበሃል ብሕሉፍ ትምክሕቲ ዝሰረጸ ሕማም ሓንጎል ኮይኑ Eምበር፡ Eቶም ናይ ዘርEን መብቆልን ኣፍራሲ ኣረዳድኣ ዝፈጠሩ ደቀባት ባሃልቲ መሳፍንቲኳ፡ ባEላቶም ካብዚ ዓንኬልዚ ወጺOም ደምብር ሰጊሮም ምስ መሳፍንቲ ከምኣቶም ዝዋሰቡን ዝዋለዱን ምንባሮም ኩሉ ዘይዝንግO ነገርዩ። ኣብተን ዝማEበላ ሃገራት ኣውረፓ ውን ገና ክሳብዚ ግዜ ንጉሳውያን ቤተሰብ ካብ ሃገሮም ወጺOም ምስ ንጉሳውያን ከምኣቶም ዝዋሰቡ ዝፋረዩን ብዘርOም ድማ ዝኾርUን ምኻኖም ንማንም ኣብ ኣውረፓ ዝቕመጥ ብሩህዩ። ኣብ ውሽጢዚ ኣውረፓዊ ብዙሕ ናይ ዘርI ፍልልይ ዘይረኣየሉ ሕብረተሰብ ተቐሚጥካ፡ Eዛ ገና ኣብ ሓንጎል Eኒ ከማይ በሰላ ዘቕመጠት ዘርI ጠቀስ ቁስልስ፡ ስማ ኣልIልካ ደጋጊምካ ብምቕንዛው ኮን ደኾን ነቲ ካብ ህግደፍ ዳርጋ መብዛሕትU ልቡ Eናሸፈተ ዝመጽE ዘሎ ህዝቢ፡ ጨዳዳት ፈጢራ ንጥቐሚ ህግደፍ ትዓዪ ትኸውን ብዝብል፡ ንሓደ ካብ ትግራዩ ተወሊዱ ክኒU’ባ፡ ብምባል ከም ሓደ ዓቢ ጽያፈ ገርካ ንምቕራብ ብዘይ Eርፍቲ ክንቅዉ ንርI

E

መጻ

ዞም ብመበቆል ንኽቋሸሹ ተመሪጾም ዘለዉ ሰባት Eምብኣር፡Eቲ ሓቂ ከምU ድዩ ብኣንጻሩ ንAOም ዝተርፍ ኮይኑ፡ ቅድሚ ምስ ጸላI ምትሕንናቖም ይኹን ድሕሪU ኤርትራዊ ዘብል ረቛሒታት ዝለበሱዮም:: ማንም ከሕድጎም ከኣ AይክEልን። ጥUይ ሓንጎል ብተግባሮም ክኸሶም ከሎ ብራሲስታዊ ኣተሓሳስባ ዝተላEጠጠ ኣረጊት ሓንጎልን ብኣነውን ይፈልጥየ ዋEላ ጌርኩም ቦታ ሃቡኒ ዘስምE ዓበድበድ ዝተወርሰ መንፈስ ኣብ ትውንኖ መርበባት ምጽሕታር ዘገርም ተርEዮ ከይከወን ይኸEል። በዚ ይኹን በቲ ግን Eዚ ዓይነት ፍንፉን ተግባራትን ጽሑፋትን ብፍላጥ ድዩስ Eርጋን ሓንጎል ዝፈጠሮ ጽላለ ብዘየገድስ ንኣገልግሎት ህግድፍ Eንተዘይኮይኑ ንተቓውሞ ዘበርክቶ ፋይዳ የሎን። ኤርትራ ድማ ብዙሓት ካብ ሱዳን፤ Iትዮጵያ፤ ጅቡቲ፤ ሶማልያ፤ ዓረብ፤ ጥልያን፤ ወ.ዘተ. ተወለድቲ ምEንቲ ነጻነታ በጃ ከምዝወደቑ፡ ብዘይካ ቶም ወትሩ ምጋብርያታት፡ ብሰንክዚ ድማ ካብ ቃልሲ ህዝቢ ማሕዲጎም ዝነበሩ Eንተዘይኮይኑ ዘይፈልጥ የልቦን። I ነባሪ ስርዓት ህዝቢ ኤርትራ ድማ፡ንኸምዚ ዓይነት ራሲስታዊ ኣተሓሳስባ ዘይጻውርን ዘየፍቅድን ከም ዝኸውን ብዚ ኣጋጣሚ ንምሃንድሳት ፍልልይ ከረጋግጸሎም ይፈቱ። Eቶም ኩሎም ተውላዶ ይኹኑ ተቕማጦ ኤርትራ ክኣ ብዘይ ኣፈላላይ ብታሪኾም መብቆሎም ኮሪOም ዝነብሩላ ሃገር ክትከውን ምኻና ጥርጥር የልቦን።

ክውላት ህግደፍ፡

ገለ ካብ

ንኣብነት ሓደ ካብኣቶም፡

Short URL: https://english.farajat.net/?p=2144

Posted by on Oct 16 2005 Filed under Articles. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net