ምዝንባE ገለጻ ታሪኽ EላምU ግህዶ ኮይኑ

 

ብ ኑራ ሑሴን ራብዓይ ክፋል

ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ክፋላት ነዚ ሎሚ

ኣብ መንጎ ጸላ

• ብ

• ብ

• ብ

• ብ

• ብ

Eዉን (ብሩህ) ኮይኑ ሰሎ Eላማ መራሕቲ ህግዲፍ፡ ገለ ኣንፈት ንምEማት ነቲ ንሃገራዊ ናጽነትን ሓርነትን ዝቃለስ ዝነበረ ውድብ ንምምሓው ዘካይድዎ ዝነበሩ ውዲትን ምቱኽታኽን ብመጠኑ ተንኪፈ ነይረ። ቅድሚ ነቲ Eንታዩ ግሁድ ኮይኑ ዘሎ ዝብል ነጥቢ ምEማተይ፡ ገለ ካብቲ ኣEናዊ ምትኑዃላት ብተወሳኺ ክትንክፍ ኣገዳሲ ይመስለኒ። Eን ኣብ መንጎናን ዝነበረ ኩነታት ብኸምዚ Eናተኻየደ Eንከሎ፡ መሪሕነት ግንባር ድማ ኣብ ዘዝጥEሞም ቦታን ግዜን ናይ ሕድሕድ ውግE ካብ ምውላEን፡ ኣብ ገለ ኣEሊብካ ብምጽናሕ ኣብ ልEሊ ተጋደልቲ ህዝባዊ ስርIትን Eሳባትንናይ ምቕንጻል ስጉምቲ ካብ ምውሳድን፡ Aብ ጀብሃ ትቆጻጸሮ ቦታታት ብምስሏኽ ዓይኒዓይኒ ዝኾኑ ምሩጻት ካድራት መጥቃEቲ ካብ ምክያድን ዓዲ Aይውዓሉን። Eዚ ካብ ሃገራውን ሓላፍነታውን ሕልና ኣዝዩ ዝራሓቐ ስርሒት ኣብ ልEOም ዝተፈጸመ ገለ ብቐረባ ካብ ዝፈልጦም ስውኣት ንኣብነት፡ 1977 ስዉE ኩብሮም ምስ ብጻዩ ኣብ ማይ Eዳጋ 1977 ስዉE ናስር ክያር ሻውዓይ ርEሱ፡ ማይ ክሰትዩ ናብ ከባቢ IEናመጹ ከለዉ ኣብ ሰምሃር 1978 ስዉE መዘንግE ተኽላይ ምስ ብጾቱ ኣብ ጽልማ 1980-81 ስውEቲ ቅጭን ዝነበረቶም ጉጅል ኣብ ከባቢ ደምበዛን ሓማሴን ኣብ ኣኼባ ከለዉ 1980-81 ስውE መንግስትኣብ ማትዮስ ምስ ብጾቱ EናተጓEዙ ከለዉ ኣብ ደርሰነይ ዓንሰባ ወዘተ.. ወዘተ..ክጥቀስ ይከኣል። E

Eናሓለፍካን Eናተጻነትካን ዝግበር ዝነበረ መጥቃEቲ፡ ኣብ ርEቲ፡ ካብ ሓይልታት ንላEሊ ዝካየድ ዝነበረ ውግኣት ክኸውን ከሎ፡ Eቲ ብዓቢUን ንምሉE ህዝብና ዘሰምበረን ሚዛኑ ኣውሪዱ ክብሩ ዘግሃሰ ውዲታዊ ውግE ግን፡ Eቲ ንወያነ ዓዲምካ ኣብ ልEሊ ጅበሃ ዝተኻየደ ኣረሜናዊ ውግE’ዩ፡፡ Eዚ ውዲታዊ ኣገባብ መጥቃEዚ፡ ገና ኣብዚ ከብቅEወን ኣይከኣለን። Eደኣ ብዝያዳ፡ ተ..ኤ ዳግም ነብሳ ስሪዓን ተሓዲሳን ናብ ባህርያዊ ቦትኣ ንኸይትምለስ ኣብ ወሽጢ ሱዳን ብዙሓት ሙሩጻት መራሕትን ካደራትን ከምዝቕተሉን ዝጭወዩን ተገየሩ። ንተሓኤ ብዝያዳ ንምምህማን፡ ዝኾነ ይኹን ዋጋ ክኽፈሎ ዘለዎ ቀንዲ ውጥን ግንባር ስለ ዝኾነ ድማ፡ በቲ Eዋን መንግስቲ ሱዳን ንተሓኤ ከጥቕUሉ ከሎ፡ ብመንጽሩ ክኣ ውEለቱ ክኸፍል ናይ ግድን ብምዃኑ መጠን፡ ነቲ ንመሰሉ ዝቃለስ ዝነበረ ሰውራ ደቡብ ሱዳን ንምጥቃE፡ መሪሕነት ግንባር ሰራዊቱ ናብ ደቡብ ሱዳን ለኣኸ። ጀብሃ ንምጥፋE ዝዓለመ ውዲታዊ መደባቱ ከተግብር፡ ተጋደልቲ ደቂ ህዝብና ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣብ ዘይመልከቶም ኲናት ብምድቕዳቕ ተኻEዮም ተረፉ። Eዚ ገለ ካበቲ ብቐጻሊ ምስ ናይ ደገ ሓየሊ ተማሓዚኻ፡ ንጀብሃ ንምጥቃE ዝግበር ዝነበረ ወዲታት ንምጥቃስ ክኸውን ክሎ፡ በቲ ካልE ወገን ድማ ንገለ ገለ ውሽጣዊ ስንኩፍና ዘለዎም ተጋደልቲ Eና ኣናደኻ ብምሽማት ተሓኤ ብውሽጣ ተፋራኺሻ ከም ትሓቅቕ ንምግባር መሪሕነት ግንባር ጻEርታቱ ቀጸለ። E

ቲ ዘይተርፍ ዓወት ቃልሲ ህዝብና፡ ብዝተበጀወሉ ኣዝዩ ዝተዓጻጸፈ ክቡር ዋጋ ውIሉ ሓዲሩ ተረጋጊጹ፡፡ ህዝቢ ኤርትራ ድማ ናጽነቱ ህያው ኮይነ። Eንተኾነ ግን፡ ብመንጽርዚ ኣብ ኤርትራ ተኸሲቱ ዘሎ ኩነት፡ ትርጉም ናጽነት ማለት፡ ነቶም ናይ ህዝቢ ናጽነት ዝዘምቱ ጓሓሉ ናጽነት ዝህብ ካብ ምዃን ሓሊፉ፡ ህዝቢ ዛጊት ካልE መግለጺ ኣይረኸበሉን።

1

ህዝቢ ኤርትራ ከምቲ ንቃልሱ ንምዝዛም ምርጫ

ጃንዳ መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር፡ ሃገረ

(ሪፈረንደም) ኣካይዱ ብድምጺን ብወግEን ንናጽነት ሃገሩ ሕጋዊ ዝገበረ መጠን፡ ኣብ ውሽጣዊ ፖሎቲካዊ ሂወት ሃገር ክጻወቶ ዝግባE ወሳኒ Eጃሙ ተኣጊዱ ይርከብ። ኤርትራ ናጻ ንምውጻE ዝሰገረ፡ ማለት ህዝቢ ሓራ ወጺU ንጉዳዩ ብነጻ ምርጭU ንኽውስን ከምዘየፍቅድ፡ ነቶም ብEሸሉ Eንከሎ ዝገምገምዎን ዝኸሸሕዎንሲ ይትረፍ፡ ነቶም መሻርኽቱ ይኹኑ፡ ወይ ውን ነቶም Eንተ ብጥቕሚ Eንተ ድማ ብግርህና ብዘየገድስ፡ ዝስEብዎን ዘገልግልዎን ዝነበሩን ዘለዉን ከይተረፈ ብዘየማትE ነጺሩሎ። ይዋE ህዝቢ ኤርትራ ዘለዎ ጸንቂቑ ናጽነቱ ኣረጋጊጹ ከብቕE ሓርነቱ ብደቁ ተመንዚU Eንደገና ኣብ ስቓይን ምስትንታንን ተሸሚሙ ይርከብ። ነዚ ብዝምልከት ገለ ንኣብነት ዝኣክል ንምትቃስ፡ኣብ ፖሎቲካዊ ን ዲፕሎማስያዊ መዳይ

Eን ማለት ብዘይ ተጽEኖ ህግዲፍ ወይ ከኣ ካልE ፖለቲካዊ ሓይሊ ብነጻ ድልየቱ ዝተፈላለየ ሕብረተሰብAዊ፡ ባህላዊ፡ ሃይማኖታዊ፡ ጂOግራፊያውን ክውንነት ዝጸንበረ Eሞ ከኣ ብነጻ ድልቶም ብናይ ሓባር Eግበት ዝተነድፈን ዝጸደቐን ሕገመንግስቲ ኣጽዲቑ፡ ልEለ ሕግነት ብዘየማትE ኣረጋጊጹ፡ ነዚ ኣብ ላEሊ ዝተገልጸ ባይታን ሰረትን ገይሩ፡ ብሓደ ብዝተማልA ማሓውር ማለት ብሓጋጊ፣ ፈራዲ፣ ፈጻሚ፣ ኣካላት ዝቖመ ሕጋዊ መንግስቲ ክምስርት Eድል ተነፊግዎ ይርከብ። መላE ህዝቢ ኤርትራ ብዘይ ኣድልዎን ብማEረን ዝግልገለሉ ሕግን ስርዓትን ክሃንጽ ኣይከኣለን። U ድማ Eተን ዝተፈላለየ ናይ ህዝቢ ፖሎቲካዊ ኣረኣEያታት ዝውክላ ውድባት፡ ሰልፍታት ወዘተ.. ይኹና ብድሕሪ ሕጂ ውድEነት ክፈጥረን ዝኽEል ውዳቤታት ብዘየገድስ፡ ናብ ሃገር ንኸይኣትዋ ወይ ከይምስረታ ብምEጋድ፡ ህዝቢ ርEይቶታቱ ኣብ ዘዝዓግበሉ ውድብ ወይ ሰልፊ ጠሚሩ ወይ ካኣ ብምድንጋጽ ኣብ ፖሎቲካዊ መስርሕ ንኸይዋሳE ተገብረ። Iሉ ክጭድር ብተደጋጋሚ ይስማE፡፡ ብኣረዳድኣ Eዚ ስርዓት Eዚ ሰብኣዊ ዓቕሚ ማለት ሰብኣዊ ጉልበት ማለቱ ምዃኑ ርዱE Eዩ። ምኽንያቱ Eዚ ስርዓት ንሰብ ከም ሮፖት ክግልገለሉ ጥራይ ስለ ዝውጥን ክንየው Eዚ ከማEድው ኣይባህሪUን። ብህዝቢ ዝቖመ ሕገመንግስቲ፡ ናይ ሕጊ ልUልነት፡ ስብኣዊ መሰል ምኽባር፡ ናይ መዝራብን ምጽሓፍን መሰል ምትግባር፡ ህልወና ኣብዝሓ ሰልፍታት ምፍቃድወዘተ ብሸነኽ ስርዓት ኣስመራ ብዘይ ሕንከት ዘይመሰረታውን ዘይEዋናውን ወረውን ምቾታዊ Iዩ ዘስምE ኣገላልጻዩ ዝወሃቦ። Eቲ ሓቂ ግን ካብ መርገጽን Aበሃህላን ስርዓት Iሳያስ ኣዝዩ ፈንቲቱ ይርከብ። ምኽንያቱ Eዘን ኣብ ላEሊ ዝተጠቕሳ ነጥብታት ንሓንቲ ሃገር መሰረታዊ ትሕተቅርጻ ንምምስራት ዘገልግላ መተካEታ ኣልቦ ናውቲ Eየን። ነዘን ነጥብታት Eዚን ብምትግባር ጥራይ Iኻ መሰረታዊ ሃብቲ ሃገር ዝኾነ ወድ ሰብ ብምሉE ዓቕምታቱ ብሰናይ Eግበቱን ድርኺቱን ኣብ ጥቕሚ ሃገሩ፡ ሕብረተሰቡን፡ ገዛE Eሱን፡ ከውEሎ ዝኽEል። ብኣንጻሩ ከም ኣሰራርሓ ስርዓት ኣስመራ Eንተኾይኑ ፍጡር ሰብ ከም ናውቲ ንመሰላቱ ብዓመጽ ጓEጺጽካ፡ ክEለቱ ጉልበቱን ጥራይ ንምምዝማዝ ዝውጠን መደባት፡ ምስ ሙEሩይ፡ ዘላቒ፡ ኣድማEን ትሕተቅርጻ ናይ ሓንቲ ሃገር ንምንጻፍ ዘድልዩ ቅድመኩነት ዘይቃደው Eዩ። መደባት ስርዓት ህግደፍ፡ ኤርትራ ዘቐደመ ዘይኮነስ፡ ቅድም ቀዳድም ፖለቲካዊ ስልጣን ህልውና ሓደ መላኺ ንቕድሚት ዝሰረA Eዩ። መለኽቲ ቁጠባዊ መደባቶም ንጥቕምታቶም ብዘውሕስ ጥራይ ስለዝቕይስዎ ምሰቲ መሰረታዊ ንጥቕሚ ህዝብን ሃገርን ዝውEል ቅየሳ ስለዝራጸም መደባቶም ብዓመጽ ጥራይ ከተግብርዎ ይህቅኑ። ነቲ ቁጠባዊ ትሕዝትOም ንምርግጋጽ ዘቐደመ ምጣነሃብታዊ ስርሒታትን ንጥፈታትን ብመቓልሕ ኣብቲ ካብ ህዝቢ ዝገበትዎ ዜናዊ ናውቲ ከም ተኣምርን መወዳድርቲ ዘይርከቦ ፍጻሜ ጌርካ ብተደጋጋሚ ሓንጎል ህዝቢ ምሕጻብ ከም ቀንዲ ፖለቲካዊ ተዋሳEነት ይጥቀምሉ። መላኺ ጃነዳ ሃገርና ናይዚ ኣብነት ህያው ምስክር Eዩ። ቲ መንግስቲ ኣብ ልEሊ ህዝቡን ጎሮባብቱን ዝወስዶ ዘሎ ኣEናዊ ስጉመቲ፡ ኤርትራ ካብ ሕብረተሰብ ዓለም ክትንጸል ግድን ኮነ። ስርዓት ኣስመራ ምስ ጎረባብቲ ይኹን ዓለም ሕድሕዳዊ ጥቕምታትን ምክብባርን ዝሓለወ፡ ንቦታዊ ይኹን ኣህጉራዊ ርሑቕ 2

ዝጠመተ ርግ

Aትን ሓበራዊ ጥቕሚ ሰረት ዝገበር መደብ (ፖሊሲ) ምሕንጻጽን ምትግባርን ኣይጉዳዮምን። Eንታይ ደኣ ነታ ንስልጣኖም ብዘገልግል ቅይስ ጥራይ ዝነደፍዎ መደባት ንምትግባር ይጽEቱ። ስለ ስኾነ ድማ ሳEቤናቱ ኣብ ልEሊ ህዝቦም ማEሮ ክንደይ ሃሳዪዩ ብዘየገድስ፡ ፈታውን ጸላEን ኣኣብ ሓጺር Eዋን ምልወጥ ኣይሓንኩሉን። ከም ባህርያት ገበቲ ስርዓታት መጠን ጃንዳ ህግድፍ ትማሊ ደመኛ ዝሰረOም ሎሚ ክመሓዘዎም ምርኣይ ዘገርም ኣይኮነን። ብርግጽ ግን ጥቕሚ ህዝቢ ዘቐደመ ጉርብትና ከካይድ ዘይውEሎ ዛEEዩ። I

ኮኖምያዊ መዳይ E

ቲ ቀንዲ ሚንጪ Iኮኖሚ ህዝቢ ኤርትራ መሬትዩ፡ ንሱ ድማ ብመንግስትን መሻርኽቲ ናይቲ ስርዓት ዝኾኑ ሃብታማትን ተመንዚU ይርከብ። ናይ ወፍሪ ትካልት ዝገብሩ ሸነኻት ኮነ ነጋዶ፡ ብዝተፈላለየ ሜላታት ኣፍደገ ከምዝEጸዎም ተገይሩ፡፡ ህግዲፍ ዘይቆጻጸረን Iኮኖምያዊ ትካላት ክህልዋ ኣይፍቀድን። E

ብኻል

ብሓጺሩ ብሰንኪ ጉጉይ ምሕደራን ዝንቡ

ኣብ ሕበረተ

ይቕጽል

ቶም ናይ ምስራሕ ዓቕሚ ዘለዎም ክፍሊ ሕ/ሰብና (መንEሰያት) ሰሪሖም መነባብሮOም ንከየካይዱ፡ EEንኮ ዝውንና ሰብኣዊ ጉልበቶምን ክEለቶምን ተሃጊራ። E ሸነኽ ሓደ ካብቲ ንመራሕቲ ጃንዳ ህ.. ናይ ቀደም ናይ ሎሚ ህግዲፍ ጸብለልትነት ክዓትሩ ዘኽኣሎም ሮቛሒ፡ ቁጠባዊ ትሑዝተOም ምዃኑ ብሩህዩ። Eዚ ቁጠባዊ ዓቕሚ ገሊU Eላዊ ገሊU ድማ ብኣጸያፊ ወፍርታት ዝተጸፍጸፈ ምዃኑ ናይ ኣደባባይ ምስጢር ካብ ዝኸውን ነዊሕ Eዋን ኮይኑሎ። ኣመጻጽEU ብዘየገድስ ነዚ ናይ ስልጣን Eድመ ንምንዋሕ ሓደ ካብቲ ወሳኒ ዝኾነ ረቓሒ፡ ትሕዝቶ ቁጠባ ህግደፍ ንምድልጋል ጃንዳ Iሳያስ ዘይፍሕርዎ ጉድጓድ ከምዘየለ ዉሁብዩ። E ቁጠባዊ ቅየሳን ህግዲፍ፡ Iኮኖምያዊ ትሕዝቶ ሃገርና ኣብ ኣዚዩ ዘሰክፍ ጸፍI ተሳጢሑ ይርከብ። ሰብኣዊ መዳይውን Eንተኾነ፡ ስነ ጥEናዊ ኩነታት ህዝበና ኣብ ኣዝዩ ዝኸፍA ደረጃ ወዲቑ ምህላዉ፡ ንዝኾነ ድሃይ ህዝብን ሃገርን ዝከታተል ሰብ ክዉል ኣይኮነን። ናይ ገበርቲ ሰናይ ማሕበራት ካብ ሃገር ከም ዝስጎጋ ተገይሩ። ትምህርቲ ብዝምልክትውን ዩንቨርስቲ ተዓጽዩ፡ መጻI Eድል መንEሰያትናን፡ ብጠቕላላ ደማ ናይ ህዝብና ቀጻሊ ሂወት ኣብ ጽልግልግታ በጺሑ። ስደተኛታት ኤርትራውያን ብጥርኑፍ ምንገዲ ናብ ሃገር ንኽምለሱ ዝነበሮም ትጽቢት ሃጒጉ። መንEሰያትና ካብቲ ኣጎልጉሎት ዝስሙ ዘመናዊ ባርነት ከምልጡ ኣብ ፈቖዶ ምድረበዳን ቀላያትን ይጠፍU ኣለዉ። 3

ህዝቢ ኤርትራ ከምቲ ዝድለን ዝግባ

ብዓቢ

ስርዓት ህግድፍ፡ ሃብትና ሰብኣዊ ዓቕምና

ብዲፕሎማስያዊ መዳይ፡ ብሰንኪ

Short URL: https://english.farajat.net/?p=2351

Posted by on Sep 27 2006 Filed under Articles. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net