ምዝንባE ገለጻ ታሪኽ EላምU ግህዶ ኮይኑ

 

ብ ኑራ ሑሴን ሓምሻይ ክፋልን መወዳ

Eታን ሽርሒ ህግደፍ ኣብ ውሽጢ ግንባር ተቓውሞ

ኣብ መስርሕ ቃልሰና፡

ምስ ዝቐደመ ተሞኩሮ ብምትሕሓዝ ህልዊ ናይ ቃልሲ ክውንነትና ብጽሞና ምስ ንEዘብ፡ ንስልኳታት መሪሕነት ግንባር፡ ብኣገባባቱን Eማማቱን ጭምር ኣብ ክልተ መድረኽ ብምኽፋል ክንግምግሞ ንኽEል ይመስለኒ። 1-

ናይቲ መድርኽ

ኣብ ሜዳ ኤርትራ ቅድሚ ሰማንያታት ኣብ ልEሊ ጀብሃ ዝካየድ ዝነበረ ሱልኳን Eማማቱን፡ ንወተሃደራዊ ቅጽያን መጥቃEትን ዘመችE ጽጹይ ሓበሬታ ንምEካብ ኮይኑ፡ ኣብቲ ጀብሃ ትቆጻጸሮ ቦታታት ሶሊኽካ ብምEታው፡ መብዛሕትU ብመንገዲ ስሩዓት ኣቢልካ ሓፈሻዊ ኩነታት ጀብሃ ንምፍላጥ ዝሃቐነ ድማ ክኸውን ከሎ፡ Eቲ ኣዝዩ ኣገዳስን ኣድላይን ሓበሬታታት ምስዝኾውን ግና፡ ብቕጽበትን ኣብ Eዋኑን ናብ ዝምልከቶም ኣካላት ግንባር ከም ዝመሓላለፍ ጌርካ ብምውዳብንዩ ዝዋደድ ነይሩ። Eስትራተጂ መራሕቲ ግንባር Eንታዩ ነይሩ ምስዝበሃል፡ ከምቲ Iሳያስ ብኣፉ፡ ናይ ደቂቕ ፍሩይ ንኽትከውን ንፍሩያት ከተዳቕቕ ክትክEል ኣለካዝብሎ፡ ናይ ጀብሃ ፖለቲካውን ወተሃደራዊን ዓብላልነት ቆጺኻ ዓብላልነቶም ንምርግጋጽ ዝዓለመ ምንባሩዩ ክግምገም ዝከኣል። ነዚ ንምEዋት ከኣ ንጀብሃ ብጎንጻዊ መንገዲ ህልውናኣ ንምድኻም ዘሰላስሉሉ ሜላታት ጽጹይ ወተሃደራዊ፡ ጸጥታዊን ፖለቲካውን ሓበሬታታት ብመንገዲ ስለያ ብምEካብ ኣብ ዝጥEሞም ግዜን ኩነታትን ወላውን ምስ ሰይጣን ተዋሃሂድካ ምትግባሩ ዝሃቀነ ነይሩ። 2-

ኣብ ላEሊ ተጠቂሱ ዘሎ፡ በቲ ዘመን ዝነበረ Eስትራተጂን ሜላን መራሕቲ ህግድፍ ክኸውን ከሎ፡ ኣብዚ ሎሚ መዋEል ግና፡ ህግደፍ ንተቓወምቲ ሓይልታት ብዝምልከት፡ ምስ ህልው ኩነት ተጠዓዓሙ ከምዝኸይድ ንምግባር፡ ንEስትራተጂOምን ሜላታቶምን ብምጽጋን ብተዛማዲ ኣገላልጻ ብኣድማEነት ካብ ዘሰላስልዎ ዓመታት ቆጺሩሎ። ጃንዳ ህግደፍ ንተቓውሞ ምሉE ብሙሉE ንምብራስ ከምዘይክኣል ብኣግU በጺሕዎ Eዩ። ብኻልE ሸነኽ መሰሉ ዝተገፈ ህዝቢ ትም ከምዘይብል ሕርሕራይ ገይሩ ይርዳEዩ። መሰሉ ዝተሰልበ ህዝቢ፡ ሓደ መሪሕ ተራ ሒዙ ዘዋስOEምነቱ ዘንብረሉን ውድብ፡ ሰልፊ፡ ወይ ከኣ ካብ ብዙሓት ውድባት ዝቆመ ግንባር የድልዮ። ብተመሳሳሊ Eዚ መሪሕ ተራ ዝጻወት ውደባ፡ መታን ተቐባልንትን Eምነትን ህዝቢ ክረክብ ከማልO ዝግባO ረቓሒታት ኣለዎ። ንሳተን ድማ፡ 1-

ንጹርን ቅቡለን ዝኾነ ፖለቲካዊ መድብ E2-

ንጹርን ኣድማEን ዝኾነ መድርኻዊ መደብ E3-

ህዝቢ

ግሉጽነት ዘለዎ ግምገማ መድርኻዊ መደብ Eዮን ንጥፈታትን Iየን EAን ተጠቒሰን ዘለዋ ረቛሒታት ተግባራውነተን ምስ ዝEዘብ፡ ይስEበካን መሰላቱ ንምርግጋጽ ንኽትመርሖ ፍቓደኛ ይኸውን። E

• ዓመጽ፡ ምቕንጻልን ምጭዋይን ም

• ሰልኳ፡ ስንክፍናን ድኽመታትን ተቓውሞን ኣገዳሲ ተራ ዘለዎም ባ

• ህዝቢ ህልውና ተቓውሞ ከይፈልጥን ከይስ

ምበኣርከስ ካብዚ ክውንነት ብምብጋስ ህግደፍ ንተቓወምቲ ብዝምልከት EስትራተጂU ኣብዚ ስስEብ ኣምር ይሙርከዝ፡ ንሱ ድማ ተቓውሞ ሓይልታት መሪሕ Eጃመን ዘዋስE ብቕዓት ንኸይውንና ምምህማነንን ምልማሰንን Eዩ። ነዚ ንምEዋት ዝጥቀመሎም ሜላታት፤ Eሳርን ምርዓድን Eታታትን ብምልላይ ከምዘየድምUን ኣብ ውሱን ዓንኬል ጥራይ ከምዝዝንብዩ ምድራት። EንተተኻIሉ ኣብ ውሽጢ ተቓውሞ ኮይኖም ተልEኾታቱ ክፍጽሙ። ወይ ከኣ ተመልሚሎም ዝተላEኩ። Eብን ንቅኑE Eላማታተን ዘዘናብE ፕሮፓጋንዳ ምጥቃምን ጸጥታዊ ንጥፈታት ምክያድን የጠቓልል።

1

ጃንደ ህግደፍ ብትሪ ዘትኮረላ

ድሕሪ ሰማንያን ሓደን፡

ንም

ሓደ ተቓላሳይ፡ መቓልስቱ ምስ

ስለዚ ረቂቕ ኣሰራርሓ ህግደፍ ነዚ ዝመስል ካብ ኮነ

Eሞ ከኣ ብውልቃዊ Eግበተይ፡ ንሱ ዘድመዓላ ሜላ ስልኳ Eያ። ነዚ ንምትግባር ስርዓት ኣስመራ ዓቢ ኣድህቦን ባጀትን ከምEውን ዘድሊ ናውትን ሰብኣዊ ዓቕምን ሰሊUሉ ከምዝነበረን ዘሎን ጥርጥር የልቦን። ብናይ ሻEብያን ወያነን ውግE፡ ጀብሃ ተደፊኣ ናብ ጎረቤት ሃገር ሱዳን ምስ ሰሓበት፡ ናይ መሪሕነት ግንባር ናይ ሱልኳ ኣገባባትን Eማማትን ምሉE ብምሉE ተለዊጡ። Eዚ ድማ ከምቲ ዝቐደመ ሓበሬታ ጥራይ ዘመሓለልፍ ውደባ ዘይኮነስ፡ መምርሒ ካብ መሪሕነት ግንባር Eናተቐበለ ኣብ ውሽጢ ውድብ ተሓኤ ኮይኖም፡ ዘጥቅU Eታታት ተተከA። ነዚ Eማምዚ ንምEዋት ክኣ፡ ገለገለ ድኹም ጎንታት ዘለዎም ባEታታት ግንከኣ ኣብ ላEለዋይ ጽፍሒ መሪሕነት ውድብ ወይ ከኣ ግደ ዘለዎም ካድርታት Iሎም ዝግመትዎም ደረጃ ዝርከቡ ተጋደልቲ ኣጽኒEካ ብስንክፍናOም ኣብ መጻወድያ ብምEታው፡ ገለ ክኸስብዎም ዝኸኣሉ ንዝተወጠነ መደብ ብኣድማEነት ንምስልሳሉ በቕU፡፡ ብንጹር ኣዘራርባ ኣብ ውሽጢ ዘለውዎ ውድብ ኮይኖም ከገልግልዎም ዝተመደቡ ኣባላቶም ኣቢሎም ናይ ውድብ ምንቅስቓሳት ከምዝለምስን ውሽጣዊ ሂወቱ ከም ዝቡኽቡኽ ይገብሩ። Eዚ ኩነትዚ ኣብ ኣካላት ናይ ተሓኤ ዝኾና ውድባት ጥራይ ዝተወሰነ ዘይኮነስ፡ Eቶም ንምሉE መዋEሎም ኣብ ህ.. ኣሚኖም ብተወፋይነት ዝቃለሱ ዝነበሩ፡ ድሒሩ መሪሕነት ህግደፍ ብምቁዋም፡ ንዝተጠልመ Eላማታት ቃልሲ ህዝቢን ዝተረሰA ሓደራ ስዋኣትን ክመልሱ ዝቃለሱ ዘለዉ ውድባትን፡ ሰቪክ ማሕበራትን፡ ዌብ ሳይታትን፡ ካብ Iደ ሱልኳዊ ወረራ ምሕዱጓት ከምዘይኮኑ ዘጠራጥር ኣይኮነን። ኮታ ካብ ውድበይ ጀሚሩ ምናልባት Eተን ብኣጻብE ዝቑጸሩ ኣባላት ዘለውወን ውድባት Eንተዘይኮይኑ ካብዚ ላሕኲዚ ነጻ ዝኾነት ውድብ ወይ ትካል ኣላ ዝብል Eምነት የብለይን። ናይ ሱልኳ ወሃዮታታ ካብቲ ዘድምUሉ ቦታ ንኸይዘናበሉ ብቐጥታ ይኹን ብተዘዋዋሪ ሓድሕድ ምድግጋፉ ይገብሩ Eዮም። ብዝረኸብዎ Eድል ተጠቒሞም ድማ፡ ናይ ሰራሕ መደባት ከትዓናቕፉን፡ ንንጹሃት ተቓለሰቲ ከዛሕትሉን ይጽEሩ። Eማት ዝኣክል ንኣብነት፡ ሓደ ካብ ላEለዎት ብማEዶ ዝጥመቱ መራሕቲ ወይ ካድር ኮይኑ፡ በዓልቲ ቤቱ ወይ በዓል ቤታ ድማ ብስውር ኮነ ብግሁድ ኣብ መጻወድያ ህግድፍ ዝኣተወ Eንተኾይና/ኑ ወይ ከኣ ንዓዲ ዝመላለስ/ትመላለሰ Eንተኾይኑ/ና ፡ ብቤተ ዘመድ ኣቢልካውን ኣብ ዓዲ ዝኾነ ንብረት ክህልዎ/ዋ ዝሕልን/ትሕልን Eንተኾይኑ/ና፡ ኩሉዚ ብዘይ ዋጋ ከም ዘይረጋገጽ ርዱE ነገርዩ። ይትረፍዶ ብEሊ ንስርዓት Iሳያስ ዝቃወም፡ ትEዝብቲ ዘለዎ ባEታውን Eንተኾነ፡ ህግደፍ ኣብ ዝቆጻጸርዎ ጉዳዪ ይኹን ጉዳይ ናይ ቀረባ ቤተሰቡ ከሳልጥ ዝህቅን ካብዚ መጻወድያ ኣየምልጥንዩ። U ኮይኑ ብልቡ ይቃለስ ምህላዉ ዘይዓግበሉ ከንሱ፡ ካልE Eላማ ክምዘለዎ ዘረጋግጽ ወረቐት ሒዙ ባEሉ ክሳብ ዝመጾ ዝጽበ Eንተኾይኑ ግን፡ ሓደ ናይ ፖሎቲካ ሰብዩ Iልካ ክትገልጾ ብጣEሚ ዘጸገምዩ። ሓደ ተቓላሳይ፡ ብጻዩ ብልቡ ምሰU ኣሎን የሎን ዘረጋግጸሉ መለለይታት፡ ብንሱ ብዝዛረቦ ዘይኮነስ፡ ብኣካይዱUን ስርሑንዩ። ንኣብነት ሓደ ሓላፍነት ዝተዋህቦ ሰብ፡ ይበቕOየ ብምባል ካብ ዝምልከቶ ኣካል ይኹን ጉባኤ ተቐቢሉ ከብቀE፡ ብዘይ ብቑEን ቀቡልን ምኽንያት ዝተዋህቦ Eማማት ከደሰክሎን፡ ግዚU ብምምሕልላፍ ኣድማEነቱ ከማህምኖን ከሎ፡ ልEሊዚ ካልE ፖሎቲካዊ መርትO የለን። Eንታይ ይገበር? ስልኳታት ህግደፍ ኣብ ተቓውሞ ደንበ ብ

Eግበተይ ህያውዩ። Eቲ ቀዳማይ ግድል፡ ተቓወምቲ ብስልኳነት ንስርዓት ህግድፍ ዘገልግሉ ኣብ ውሽጠን ዘለዉ ባEታታት ወይውን ሰኪዔታት ብጭብጢ ክኸሽሐO ይኽEላዶ?… Eግበተይ ኣይከኣልንዩ። ምኽንያቱ Eቲ ንዓመታት ዝሰረጸ ጸጥታዊ ስልትታት ንምግጣሙ ማEU ክትኽውን ይግባE። ተቓወምቲ ሓይልታት ናብዚ ደረጃ ጌና ኣይበጸሓን። EEቲ ሕቶ Eንታይ ደኣ ይገበር? ዝብል ይኸውን። E

ቲ ቀንዲ መደብ ስርዓት ኣስመራ፡ ንተቓውሞ ብዝምልከት፡ ምድስካለንን መሪሕ ግደ ከይጻወታ መደባትን ከየድምE ምልማሱ ካብ ኮነ፡ ጠንቅን ሳEቤንን ክነለሊ ይከኣል ይመስለኒ። Eቲ ታቓውሞ ከየድምE ዝገበሮ Eዘን ዝስEባ ረቛሒታት ክኾና ይኽEላ፡

2

ወድዓዊ ሕጽረታት ፡ ኣብ ውሱን ግዜ ብሰንኪ ርUይ ካብ ቁጽጽርካ ወጻI ዝኾነ ዝመጽE ሕጽረታት ንኣብነት

ናይ ትሕዝቶ ሕጽረት፡ ቁጠባዊ ሰብኣዊ ናውቲ ወዘተ.. ከባቢያዊ ዘይምቹE ኩነታት፡ ቦታውን ኣህጉራውን ፖለቲካዊ ኩነት….ወዘተ

ምስዝርከብ

Eላዊ ሕጽረታት፡ ውሱን Eማም ኣብ ውሱን ግዜ ክፍጸም ኣኽEEንከሎ፡ ከይተፈጸመ ንኣብነት፡

ዘይተጸንA ወይ ከኣ ኣብ ጌጋ ዝተሰረተ መደብ ክትፍጽም ምህቃን

ብቁE ዘይኮነ ሰብኣዊ ዓቕምን ናውትን ንዝተሰርA መደብ ምምዛዝ

መደባትካ ብግዚU ዘይምቁጽጻርን ምትEርራይን E

መሪሕነት ህግድፍ፡ ብዘይካ ነተን ስልጣኑ ንኽጓስያ ዘቖመን ፍሉያት ናይ ጸጥታ ጉጅለታትን ቡኽር

ሓቂ

ቲ ቀንዲ ተልEኾ ስልኳታት ህግድፍ ኣብ ልEሊ ተቓውሞ፡ ባEላዊ ሕጽረታት ከምዝዓብይ ምግበሩን ኣማስይU ድማ ተቓውሞ ኣብ ማEሙቕ ባEላዊ ሕጽረታት ባሕሪ ጥሒሉ ከምዘይወጽU ምግባርዩ። ነዚ ተልEኾ ንምፍጻም ናይቲ ተቓውሞ ተነካI ቦታታት ብዝካAል መጠን ብምቁጽጻር ንኣድናማEነት ተቓውሞ ምድራት ይኸውን። Eዚ ካብ ኮነ ነዚ ኩነት ንምቁጽጻር ኮነ ንምEራዩ ይካAልዶ? .. Eዚ ብርግጽ ይካAልዩ። ውድባት ሰልፍታት ካልOት ናይ ተቓውሞ ስርርዓት ዝመደባO መዳባት ኣብ ግዚU ብምምዛንን ምግምጋምን ምትEርራይን በዚ ኣቢለካ ኣEዳው ስልኳ ምቕንጣብ ዝካAል ይመስለኒ። ኣብዚ ዘለናዮ መዋEል ዝተዋህቦ መድብ ብተደጋጋሚ ብጉቡE ዘይፍጽም ኣገዳሲ Eማም ዝተሰከመ ባEታ ትካል ወዘተ.. ካብ ክልተ ምኽንያታት ይነቅል። Eቲ ሓደ ብቕዓት ዘይምህላው ክኸውን Eንከሎ Aቲ ካልኣይ ምኽንያት ከኣ ናይ ልቢ ምሕካል Eዩ፤ Eዚ ይኹን Eቲ ከምዚ ዓይነት ኩነት ምስ ዝርAEቲ ዝምልከቶ ኣካል ማለት ዝለዓለ መሪሕነት ናይ ምEላዩ ተኽEሎ ኣለዎ። ነዚ ንምEራይ ዘይክል መሪሕነት Eንተሎ ብባEላዊ ሕጽረትን ስላኳን ዝተበከለ ጥራይዩ። U ዝመልኣሉ ትካላትን Eንተዘይኮይኑ፡ ካብ ሕብረተሰብና ዝግደሰሉ ሸነኽ የብሉን። Eዚ ጉጅለዚ በቑል ክብል ኣብቲ ከበሳዊ ክፋል ሕ/ሰብና ተሓንጊጉ፡ ናዓኻ ክብልየ ተላIለ ሕቖፈኒ ዝዓይነቱ Eናቐዘምዘመ፡ ንገለ ሸነኽ ከም ደቀደ ንገለን ድማ ከም ደቀቦ ዝሰርA ፈላላይ ኣመለኻኽታ ኣብ ኣEምሮ ህዝብና Eናሕደረ፡ ነዚ ከም መሳልል ተጠቒሙ ኣብቲ ዝላዓለ ጥርዚ ናይ ሕልምታቱ ከምዝበጽሐ ምብራህ ዘድልዮ ክዉል ጉዳይ ኣይኮነን። ነዚ ኣገባብዚ ክኽተል ዝመረጸሉ ቀንዲ ምኽንያት ክኣ፡ ንክልተ ጉዳAዩ፡፡ ንሱ ድማ፡ሓደ፡ ነቲ ጉጅለ ዘገድስ ጥራይ ፍሉይ መደባት ስለ ዝነበሮ

ክልተ፡ ህዝቢ ንቕድሚት ብምም

ሞ፡ ንጉጅልUን ናይ ተንኾል ናወቱን ዘEቁብ ኣዝዩ ዝተኣማመነሉ ባዓቲ ስለ ዘድልዮ፡ ነዚ ባይታዚ ንምውሓስ ዝዓለመዩ፡፡ Eዳው ዘስተውEሎም ሓደጋታት ይኹኑ፡ ወይውን ዘወትር ኣብ ልEU ብዝፍጸሙ በደላት፡ ሓቢሩ ከይቅይሶን፡ ንምEላዩ ዝሕግዙ መንገድታትውን ሓቢሩ ከየናዲን፡ ካብዚ ሐሊፉ ክኣ ኣራሚ ስጉምቲ ናብ ምውሳድ ገጾም ከየቐንUዩ። ስለዚ EEንኮ ናይ ነዊሕ መደባቱ ዘረጋግጸሉ ሜላ፡ ንህዝቢ ብሃይማኖት፤ ዓሌትን ኣውራጃ ከፋፊልካ፡ ሓሳብ ሓድሕድ ዘጣልለሉ Iሂን ሚሂን ካብ መንግU ከምዝበርስ ንምግባርዩ። ነዚ ዘብርህ ገለ ኣብነት ንምጥቃስ ድማ፡ድሕሪ መፋርቕ ሰማንያታት፡ ኣብ መንጎ ተዛረበቲ ቋንቋ ሳሆ ሓዊ ኣጒድካ፡ ደም ናብ ምፍሳስ ዝድርኽ ሜላ ብምኽታል፡ ዓሚቕ ቅርሕንቲ ኣብ መንጎ

Oም ተኺልካ ንምምቓሎምሞ ነዚ ከም Eድል ተጠቒምካ ኣብ ምቁጽጻርካ ንኸተውEሎም ብዝብል ውጥን፡ ክልተ ካደራት ተዛርብቲ ናይቲ ቋንቋ፡ ናብ ሱዳን ቦታ ስደተኛታት ብ ህ.. ከም ዝላኣኹ ተገብረ፡፡ ካብ ሓደ ቤት ጽሕፈት ብሓባር ነቒሉም ክኣ፡ Eቲ ሓደ ናብ ገለ ዞናታት Eናኸደ ዓሳውርታዩ ናይ ቋንቋኹም መጸውI ብምባል ከልዓEል ከሎ፡ Eቲ ካልኣይ ድማ በቲ ካልE ቦታታት፡ ሳሆዩ መጸውI ቋንቋኹም ብምባል ከነሃህር፡ ክልቲOም ሰበብ ዘናኽስ ጎስጓስ ከካየዱ ይዉEሉ ነይሮም። ከም ውጽIቱ ድማ ተቐመጥቲ ሓሙሸተ ማዓስከራት ዞባ ሰምሰም ሴፍን ጉራደን መዚዞም ኣብ ጎቦታት Uምሰቐጣ ተሰሊፎም ብመን ይቐደም ተፋጢጦም

3

ከለዉ ኣባላት ጀብሃ ንሱዳናውያን ናይቲ ዞባ ሰበ

ከም

ስልጣን ሒዞም ኣብ መንጎOም ብምEታው Eቲ ክፈስስ ዝተቐረበ ናይ ኣሕዋት ደም ድሒኑ። U ብተመሳሳሊ፡ ኣብ ውሽጢ ህዝቢ ቢለን ነገር ነቓቒሰካ፡ ኣብ መንጎ ታርቐን ነገደን ድሕሪ ናጽነት ኣብ ከባቢ ከረን ካብ ምትፍናን ሓሊፉ ናብ Eምባጋሮ ዝተቐራረበ ኩነታት ከም ዝተፈጥረ ዝዝከርዩ። ከምU’ውን ንህዘቢ ባርያ፡ መEተዊ ነቓE ስለ ዝሰኣንሉ፡ ባርያ ዝብል መጸውI ብትግርኛ ጸርፊዩ ብዝብል፡ ብውሽጢ ውሽጢ ንህዝቢ ባርያ ብምምቐቓል ኣብ መንጎ Eቶም ንሙሉE ወሎዶታትናን ዘርEናን ዝተጸዋEናሉን መለለይ መንነትናን ዝኾነ ስምናዩ ብምባል ዝጸንUን፡ ኣብ መንጎ Eቶም መራሕቲ ህግደፍ ዝዓግብሉ ስም ናራ ክንጽዋE ኣለና ዝበሉን፡ ኣብ ክልተ ከምዝፈላለዩ ተገይሩ። ኣብ መንጎ ሓማሴንን ሰራየን፡ ሓማሴንን ኣከለጉዛይን ድማ፡ ዳርጋ ከም ቀዳማይ ካልኣይ ደረጃታት ብዘምስል ኣከያይዳ፡ ሓቢረካ ንምልዛብ ዘየተኣማምን ሓለፋታት ይረA። ህዝቢ ድማ፡ ብሰርቲ ዝኣተዎ ሓድሕድ ምርሕሓቓትን ውዲታወዊ ሓለፋታትን፡ ሓሳብ ንሓሳብ ከይዋሃህድን ሓባራዊ ሚዛኑ ከየEኩኽን ይጋዳዳE። በብመንገዱ ዓገብ ክብል Eንተፈቲኑ ድማ ይጥቃEE

ነዚ ብዝያዳ ዘብርሃልና ድማ፡ ድሕሪ ናጽነት ብቑሩብ፡ ኣብ ስ

ኣብ ር

ከምቲ መሰልቲ ክምስሉ፡

ኣከያይዳ መሪሕነት ህግደፍ ነጺሩ ይረ

ዚ ጉጅለዚ ብመሰረቱ፡ ካብቲ ጥልቂ ፖለቲካዊ ባህርያቱን ተግባራቱን ነቒልካ ምስ ትEዘቦ፡ ሓደ መን ይኹን መን ብዘየገድስ ንስልጣኑ ዘገልግሎ ክሳበ ዝኾነ ዝቐረበ ወገኑዩ፡፡ ይEዘቦ ዘሎ መሲሉ EንተተሰሚEዎን፡ ኣምልኾይ የብሉን ዝብል ገምጋም Eንተበጺሑ ግን፡ ዝንሕፎ ሸነኽ የብሉን። Uድያ ዝቕመጡ ገለ መራሕቲ Eስልምና ሃይማኖት ዝኾኑ ኤርትራውያን ንኣስመራ ምስ መጽU፡ ብቐጥታ ኣብ ቤት ማEሰረቲ ኣትዮም፡፡ ቀጺሉ ድማ ዓቢ መራሒ ተዋህዶ ሃይማኖት ጳጳስን ተኸተልቲ ጴንጠ ሃይማኖትን ተኣሲሮም። Eቲ ዝገረም ግና፡ መሰልና ተገፊፉ ብምባል ዝንቀሳቐሱ ኤርትራዊ ናይ ኣስላም ውደብ ከም ክህሉ ዘይግባEን ሓደገኛ ውድብ ጌሩ Eና ጎስጎሰ ከንሱ፡ ነቶም ብዓለም ደረጃ ከም ናይ ቴሮር ተፈሊጦም ዝህደኑ ኣካላት ከEቁብ ይረከብ። EEቲ ኣብ ሶማል ዘሎ ናይ Eስላም ሓይሊ ብዝለዓለ ደረጃ ንኸደልድሎ ኩሉ ጻEርታት ከካይድ ይረAEቲ ከምዚ ክገብር ዝደረኾ ቀንዲ ምኽንያት Eምብኣር፡ Eቲ ኣብዚ Eዋንዚ ንስልጣኑ ዓቢ ሓደጋ፡ Iህኣዴግ ጌሩ ስለ ዘቐመጠ፡ ነዚ ሕሉፍ Eስላማዊ ናይ ሶማል ሓይሊ ኣደልዲልካ ንIህኣዴግ ንምድኻሙን ብU ኣቢልካ ከኣ ካብ ስልጣኑ ንምግልባጥ ይሰልጥዩ ካብ ዝብል ግምት ስለ ዝነቅልዩ። ጥቓ ዓጋም ዝበቖለት ቁልቋል EናነበAት ትነብርዝበልዎ፡ Eዚ ስርዓትዚ ንህዝቢ ኤርትራ ዘሳቕዮ ዘሎ ከይኣክለ፡ ንጎሮባብቲ ሃገራትውን ሓንቲ ድሕሪ ሓንቲ ንኹሎን ሓሓሊፉ Eናተንኮሐ ህውከት ክኣጉድ ግዜ ኣይወሰደሉን፡፡ ኣብዚ ጥራይውን ኣይተደረተን፡፡ ነተን ምስ ኤርትራ ብዶባት ዘይራኸባ ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ማለት ከም ባዓል ምንቅስቓሰ ደቡብ ሱዳን፡ ኮንጎ(ናይ ቀደም ዛይር) ሕጂ ድማ ሶማልን ኣብ ዳርፎርን፡ ነቶም ዘይሓመሎም ሰራዊት ደቂ ህዝቢ Eናለኣኸ፡ ኣብ ተኣጒዱ ዝጽንሐ ሓዊ ይኹን ባEEናኣጎደ ክሩግሩጎም ምጸንሑ ከይኣክል ጌና ይቕጽሎሎ። Eቲ ዝኸፈA ግና፡ ከምቲ ኣቐዲሙ ዝተመልከተ፡ ጸላI ጸላIየይ ፈታዊየይ ዝብል መርሆ ተኸቲሉ፡ ነቲ ብናጽነት ህዘቢ ኤርትራ ዘይኣምን ጥራይ ዘይኮንስ፡ Eንተ ዶልዩዎን Eድል ረኺቡውን ናይ ዝሓለፉ ጎበጥቲ ሃገርና ሕልምታት ንኽትግብር ዘይማታኣሉ መርገጹን ልUEማሙ ዝሰርA ውድብ ቅንጅት፡ ኣንጻር IAዴግ ብምዃኑ ጥራይ፡ መንግስቲ ኤርትራ ኩሉ ጠለባቱ Eና ኣማለA ከደልድሎ ይርክብ። A ከምዘሎ፡ ብሓደ ወገን ህዝቢ ኤርትራ በቲ ደረት ኣልቦ ዝወርዶ ዘሎ ጨካን ግፍI ተጠቒU ከምዝዳኸምን፡ ብመሰረትዚ ሰኪሑ ድማ ትርጉም ናጽነት ናብ ዘጽልE ኣቅጣጫ ብዝደፋፍE፡ ክዓዪ ከሎ፡ በቲ ካልኣይ ድማ ነቶም ጸረ ናጽነት ህዝቢ ኤርትራ ዝኾኑ ሸነኻት Iትዮጵያውያን፡ ብዝለዓለ ደረጃ ደልዲሎምን ሓይሎምን፡ ዝተላEለሉ ሕልምታት ንኸAውቱ ዝካኣሎ ጻEሪታት ክገብር ንርIE

ምባAርከስ ነቲ ሰልፊ ናጽነት መስሪቱ ብህዝባዊ ሓይልታት ዓዂኹ ብህዝባዊ ግንባር ጎቢዙ ናብ ህግድፍ ዝተሰጋገረ ጭፍራ Iሳያስ ንሃገራዊ ዲሞክራስያዊ ቃልሲ ናይ ኩሎም ኣብቶም ንቁኑE ህዝባዊ Eላማ፡ ንህዝብን ብህዝብን ዝተቓለሱ ኣብ ተሓኤ ይኹን ህዝባዊ ግንባር ብዘየገድስ፡ ብኩሉ

4

ሜዳያት ዝተዋደቑን ዝዋደቁን ዘለዉ ኩሎም ታሪኾምን ቃልሶመን ብምዝንባ

EEዚ ጭፍራ ዝተወሰO Eናዊ ግደ ሓደ ነገር ንምርግጋጽ Eዩ። ንሱ ድማ ሓደ ውልቀሰብ ዝገበታ ቀዳምነት ንረብሓ ህዝብን ሃገርን ዘይኮነስ ንምድልዳልን ምቕጻልን ስልጣን ናይዚ ባEታን ጃንድUን ብዝከኣል መጠን ዘውሓሰ ኩነት ንምፍጣርዩ። ሕገኣልቦነት፤ ምቕንጻል፤ ውግE ወረ ውግE፤ ምEሳር፤ መግባት ቁጠባውን ሰብኣውን ዓቕሚ ሃገርን ከምUውን ብምዝንባE ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንዝና ውልቀ መላኺ ምብራኽ፡ ቀንዲ Eላማታት ስርዓት ኣስመራ ጥራይ ዘይኮነስ ናይ ኩሎም ዝሓለፉን ዘለውን መለኽቲ ስርዓታት መርሆ Eዩ። E

ቲ በጃ ስልጣን መላኺ ስርዓት Iሳያስ ክኸውን ዝተፈርዶ ህዝቢ ኤርትራ ድማ፡ ዳግም ኣብ ገምገም ዝኮዓተሉ ዘሎ ናይ ውዲት ጋህሲ ተንጠልጢሉ ኣብ ቃራና መንገዲ ይርከብ።

5

Short URL: https://english.farajat.net/?p=2354

Posted by on Mar 10 2006 Filed under Articles. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net