8 መጋቢት

 

ዓለምለኸ ማዓለቲ ደቂ ኣንስትዮ ብ ኑራ ሑሴን

 

8

መጋቢት:- Eታ ደቂ ኣንስትዮ ዓለም ካብቲ ደቂ ኣንስትዮ ብምዃነን ዝወርደን ፍሉይን መሪርን ጭቆና ንምንጋፍ: ጥሙር ቅልጽም ዘልዓላላን: ኣብ ቦታ ገዛEትን ጨኮንትን ስርዓታት ድማ ዲሞክራስን ፍትሕን ዝነግሰሉን: መሰለን ተኸቢሩ ጥቕመን ዝሕለወሉ ስርዓት ንምትካE ቓልሲ ዝኣወጃላ ክብርቲ ማዓልቲ E:: ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ

ይኹን

:- ከም ኣካል ደቂ ኣንስትዮ ዓለም መጠን: ኣብ ዝተኸየደ ናይ ሰላሳ ዓመታት ተጋድሎ ህዝብና: ብዝላዓለ ተወፋይነት ንሓጺርን ነዊሕን ቅዱስ Eላማታት ህዝቢ ኤርትራ ንምEዋት Eዙዝ ግዲAን ኣበርኪተን:: ብሳላቲ ተባE ዘይሕለል መኸተ ናይ ኩሎም ደቂሃገር ክA: ኤርትራ ናጻ ወጺኣ። Eምበር መግዛEታዊ ስርዓት ኣልጊስካ ብቅኑE ሃገራዊ ስርዓት ምትክU: ናይ ኩሎም ኣህዛብ ድልየትን EላማንEንተኾነ: ኣብ ብዙሓት ሃገራት ከምዝረA ግን: Eቲ ብህዝቢ ዝተበገስ ሰውራዊ ናEብታት ይኹን ውዱብ ፍትሓዊ ፖሎቲካዊ ቃልስታት ብገለ ውሱናት ጉጅለታት ተጨውዩ: ብጸቢብ ጉጅልዊ ዊንታታቶም ዝመርሕዎን ዝቆጻጸርዎን: U ጌሮም ድማ ምልካዊ ውጥናቶም ኣብ ግብሪ ዘውEልሉ ኣንጻር ጥቕሚ ህዝቢ ዝውEል ሓይሊ ክኸውን ዘይክኣል ኣይኮነን። Eቲ ኣብ ልEሊ ህዝቢ ኤርትራ ብተግባር ዝተኻየደ መስርሕ ድማ ንሱዩ። የግዳስ ብደርጃዚ ኣብ ሃገርና ዝረA ዘሎ ኣንፈትን ወገንን ዘይብሉ: ኩሉንትናዊ ግህሰት ኣብ ርEሲ ህዝቢ ክትርI ከለኻ ግን: ካብቲ ልሙድ ገበቲ ስርዓታት ስልጣኖም ንምሕላው ካብ ዝጥቐምሉ ኣገባብ ወጻI: ብሓደ ካብቲ ህዝቢ ዝተወልደን ምEንቲ ህዝቢ ተቓሊሰ ዝብል ዝፍጽሞ ተግባር ዘይኮነስ: ብሓደ ሰብኣዊ ሕልና ዝራሓቖን ኣዝዩ ቂምተኛ ዝኾነ ዓይነት ሰብሞ ብዘጋጠሞ ምቹE Eድል ተጠቒሙ ኣብ ርEሲ ኣቐይሞምኒ ነይሮም ዝብሎም ሸነኻት ሃኑ ንምውጻE ዝወስዶ ኣገባብ መቕጻEዩ ክበሃል ዝከኣል። E

ንተኾነ ግን:- Eቲ ነዚ ዝፍረድ ዘሎ ህዝቢ: ካብ ኣፍ ቆሉUቱ መንጢሉ ተጋደልቲ ስለ ዝዓንገለን፣ ስለ ዘEጠቐን ዘስነቐን፣ ስለ ዝተላEከን ሰውራ ዝሓብሓበ፣ ስለ ምስጥር ቃልሲ ዘEቆበን ብሂወቱ ደጀን ሰውራ ዝኾነን፣ ብጠቕላልU ኩሉ ዓቕምታቱ ጸንቒቑ ንሰላሳ ዓመታት ስኑ ነኺሱ ቃልሲ ዘAወተ ህዝቢ: በዚ ዝወርዶ ዘሎ ደረጃ በደል ክፍደ: Eንኳንዶ ነቶም ምEንቲ ራህዋን ረብሓን ህዝቦም ዝተቓለሱን: Eሞ ገና ሕጅውን ብሰሪቲ ኣረሜናዊ ስርዓት ኣብ ልEሊ ህዝብን ሃገርን ዝዝምቢ ዘሎ ሓደጋን: ከቢድ ሳEቤናቱን ብምርኣይ ኣብ ዓሚቕ ስግኣት ዝርከቡ ዘሎዉ ሸነኻ: Eቶም ብEውር Eምነት ” Iሰያስ ይኑር ዝብሉ ዝነበሩን ዘለዉን፡ ብዘይካ ንሱ ዝበሎ ካልE ከይሰምUን ከይፈልጡን ህዋሳቶም ዝደፈኑ ሸነካትውን: Eቲ ሽግር ናይቲ ህዝቢኳ ዘይንታዮም Eንተኾነ: Eታ ዘይትረዊ

1

ሓለንጊ ዜራ

ገለ

ዜራ ኣብታ ጥቕሞም ተረኻኽበሎም ስለ ዘላ: ዛጊት ሕንቁቓትውን ኣብ ስግኣትን ስክፍታን ከይትኣልኩ ኣይተረፈን። ገለ ነዚ ዝወረደ ማዓት ዘኸተለ ምኽንያታት ንምርኣይ: ቁሩብ ናብ ታሪኽ ምልስ Iልካ ንምEዛብ ዝሕግዙ:- ንዝተበጽሐ ሸቶ ንምውቃ

E ካብ ዘኽኣለ ተግባራት ህዝባዊ ግንባር 1.

ካብቲ ቀንዲ ተግባራዊ ስልቲ ህዝባዊ ግንባር ኣብ ግዜ ብረታዊ ተጋድሎ: ኣብ መንጎ ህዝቢ ይኹን ተጋደልቲ: ሓድሕዳዊ ምትEምማን ንኸጥፍE ዝኣክል ጻEሪ ምክያድ። 2.

ዝካየድ ዝነበረ ኩሉ ማኣዝናዊ ፕሮፓጋንዳ: ናይ ህዝቢ ይኹን ሰራዊት ፖሎቲካዊ ንቕሓት ንክሳብ ድሮ ነጻነት ዘገልግል ድAምበር: ክንይU ከይሰግርን ከይምEብልን ብኹሉ መንገዲታት ምሕጻር። 3.

Eሰያስ ናብ ብደረጃ ነብያት ገርካ ዘቑጽር ዝኣንፈቱ ውሽጢውሽጢ ኣምልኾ ዘሕደር ምልEዓላት ምክያድ። 4.

E

ቃልሲ ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ ድማ

ኩነታት ህዝብና ብጠቕላላ ኣብዚ

ብዓቢU ድማ: ኣብ ልEሊ ተ..ኤ ኩሉንትናውን ዘየቋርጽን መጥቃEቲ ምክያድ ኮይኑ: ከምቲ ዝተሰለA ክኣ ክEወት ብምኽኣሉ…. ቲ ሕማቕ Eድል ድማ:- ..: በቲ ናይ ህዝባዊ ግንባር ሓደገኛ ውጥን ኣብEሊ ህዝብና: ዓሚቕ ስግኣትEንተነብራ: ካብቲ ዝገጠማ ውዲታዊ ናይ መጥቃEቲ መጻወድያ ወጺኣ: ውሽጣዊ ሱልኳታታት ብጉቡE ፈቲሓ: Eቲ ብመስርሕ ቃልሲ ሃኒጻ ዘEከኾቶ ዲሞክራስያዊ ባህርን ስርዓትን ኣብታ ነጻ ሃገር ክትከል ብሰንኪ ዘይምኽኣሉ: ህዝቢ ኤርትራ Aብ ትሕቲ ርህራሄ Eቲ ብሂወት መንEሰያትን ረብሓ ህዝቢን ዝቛመር ጉጅለ ወዲቑ ርከብ። :- ብመሰረቱ ንምምላስ ሕቶ መሰልን ማEርነትን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ነጻ ኤርትራ ስለ ዝነበረ: ብባህርያቱ ካብቲ ቀንዲ መትከላት ዲሞክራስን ፍትሕን Eዩ። ስለ ዝኾነ Eቲ ኣቕጣጭU ጽልግልግ ዝበለ ዲክታቶራዊ ጉጅለ: ነዚ ቅዱስ Eላማ ክምልሶ: EላምU ኣይነበረን ባህርያቱ ውን ኣየፍቅደሉን። ከምU ስለ ዝኾነ ድማዩ ክኣ: ደቂ ኣንስትዮና ካብቲ ድርብ ጭቆና ክናገፋ መሪር ቃልሲ ኣካይደን ከብቕዓ: ተመሊሰን ናብ ንኽትገልጾ ኣዝዩ ዘጸግምን ዝተዓጻጸፈን መከራ ንኽሳጥሓ ተፈሪደን ዝርከባ ዘለዋ። Eዋን: ሓደ ንኸተዘንትዎ ከቢድ ዝኾነ ደልሃመት ክኸውን ከሎ: ናይ ደቂ ኣንስትዮና ብዝምልከት ግና ሓለፋ ኣለዎ። ብርግጽ ድማ: ኣብ ሕ/ሰብና ብዛንታ ተሰሚU ዘይፈልጥ: ብጣEሚ ዘስካሕክሕ ናይ ግፍI ሰለባ ኮይነን ይርከባ። ገለገለ ብኣካል ኣብ ከባቢቲ ኩነታት ማለት ኣብ ሳዋ (መደበር ምግሳስ) ካብ ዝነበራ ከም ዝገልጽO: ንኽትሰምO ኣዝዩ ዘሕምም2

E

ንተኾነ Eቲ መሪር ሓቂ ደቂ ኣንስትዮና ዝሓልፍO ዘልዋ ሃዋሁ ግን ንሱዩ። ስለ ዝኾነ ገለ ካብU ኣብነት ንምጥቃስ ዝኣክል Eነሆ:- ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሳዋ

Eሊም ይኹን ካብU ወጻI ዝርከብ ቦታታት:- ደቂ ኣንስትዮ: ኣብ ርEቲ ምስ ብጾተን ደቂ ተባEትዮ ሓቢረን ክሰርሕO ዝወሃበን E: ከም ደቂ ኣንስትዮ ክፍጽመO ዝጥለበን ተጨማሪ Eማም ኣለወን። ንሱ ድማ ነቶም ኣብ በብቦትU ዝርከቡ ሓለፍቲ: ናይ ግብረስጋዊ ጽምኣተ መንፈሶም ንኽርውያ ዝግደደO Eዩ። ኣብቲ ቦታ ኣEዊኻ ዘይትርዳኣሉ: ሓደ ደፊሩ ሃየንታ Eምበርዩ ዝፍጸም ዘሎ ዝብል ድምጺ ዘይስመዓሉ: ብሓፈሽU ንዝኾነ ዓይነት በደል ንኸይፍጸም ዝከላኸል ሕጊ ይኹን ሕልና ዘይብሉ ሃለዋት ከምዘሎ: ካብ ናይ ፍሉይ ጥቕሚ ዓንከል ነጻ ኮይኑ ንዝሓስብ ስዉር ኣይመስለንን። Eዘን ብጉልበተን ብዝያዳ ድማ ብጾታዊ ባህሪ ሰውነተን ኣኻEቢተን ከገልግላ ዝተገደዳ ደቂ ኣንስትዮ: ሓደ ካብቲ ሓደ Eናተቐያየሩ: ብኣዝዩ ሰብኣዊ ሕልና ዝራሓቖን ጨካን መንፈስ ይግናዘዩለን። ብሰንኪ: ብዙሓት ካብኣተን ገና ኣብ መርዓን ቆልዓን ከይበጽሓ: ማህጸነን ካብ ኣገልጉሎት ወጻI ኮይኑ: ኣደዳ ስቓይን መከራን ኮይነን ይርከባ። Eዚ መዘና ዘይብሉ ኣረሜናዊ ተግባር: ወላ ብናይ መግዛEታዊ ሰራዊትውን ኣብ ሃገርና ኣይተራEየን። : ወንጀል ከም ዝፈጸማ ካብቲ ዝነበረO ፈልዮም ኣብ ምስ ሰባት ዘይራኸባሉ ቦታ የግEዝወን። ንዳሕራይ ከቃላዓና ይኽEEየን ብምባል ንዝጠርጠርወን ድማ ሓንሳEን ንሓዋሩን ብሂወት የልግስወን። Iሰያስ ጀሚርካ:- ኣብ ዝተፈላለየ Eዋናት ብኩነታት ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሳዋ ይኹን ኣገልጉሎት ተሓቲቶም ክምልሱ ከለዉ: ንግደ ደቂ ኣንስትዮ ኣዝዩ ዘንኣEስን ንታሪኽ ናይ ቃልሰን ዘፏኽስን ኣብ ርEሲ ምዃኑ: ነዚ ኣብ ላEሊ ዝተጠቕሰ ገብን Aብ ልEAን ንኽፍጸም ድማ: ብዘይ ቀልዓለም ምሉE ፍቓድ ዝህብዩ። E

ኣብዚ ዝካየድ ዘሎ ናይ ገለ ተቓወምቲ ናይ ቃልሲ መልክዓት ምስት

ተን ኣብ ስልጣን ዘለዋ ደቂ ኣንስትዮ ከም ኣስካሉ መንቀርዮስ: ነቲ ዝፍጸም ዘሎ ግፍI ብዝምልከት ዝህበO መልሲውን ካብU ዝፍለ ኣይኮነን: ከም ኣገላልጸAን ድማ: Eተን ናይዚ ሓደጋ ግዳይ ዝኾና ዘለዋ ደቂ ኣንስትዮ: ተገዲደን ዘይኮናስ ብገዛE ምርጨAን ይፍጸም ከምዘሎ ዘረጋጽዩ። Eዚ ዘገርም ኣይኮነን ምኽንያቱ መጋበርያ Eንተዘይኮና ኣብቲ ዘለወO ቦታ (ስልጣን) ኣይምበጽሓን ኣይምሃለዋንውን። Eዘብ ውን:- ብሓፈሽU ጸረ ህልዊ ምልካዊ ጉጅለEንተኾነ: ክንዮ ምግላፍ ኣብ ስልጣን ዘሎ ጉጂለ ዘማEደወ ንጹር ፖሎቲካዊ ስትራተጂ ዘቐመጠ ግን ኣይኮነን። ብተወሳኺ EAብ ልEሊ ህዝቢ ዝዘንብ ዘሎ ማዓትውን: ከም 3

ሓደ ብባህርያቱ ምስ ምልጋስ

በቲ ካል

ግደ ናይ ኣብ ላ

Aብ ስልጣን ዘሎ ጉጅለ ዘኽትም ብምምሳል ንየዋሃት ብተስፉ ዘገርህ ጎራሕ ስልቲ ከይኮነ ኣተርፍን። Eዚ ማለት ክኣ ነቲ ዝነበረ ኣረሜናዊ ቅዲ ምሕደራ ብሓድሽ ምስሊ ቀይርካ: ንዝጸንሐ ሰራውር ከርሲ ኣበሳ ከምዘለዎ ሓቒፍካ ንምቕጻል ዝEምትዩ። E ሸነኽ ድማ: ኣዝዩ ሕሱር ዝኾነ ፖሎቲካዊ ቋንቋ ብምጥቃም ነዚ ሓደን ሓደ ሓባራዊ ሂወት ዘለዎ ህዝቢ ንምፍፍላይን ምርሕሓቕን ዝዓለመ: ድሑር ሃይማኖታውን ቀቢላውን ኣውራጃዊ ሕማማት ብምልዓል ጉልባቦም ቀሊOም ዝቑዙሙ ይረኣዩ ኣለዉ። Eዚ ዓይነት ጎስጓስ ምንምኳ ዝኾነ ዘይስሕቶ ፖሎትካዊ Eርቃን Eንትኾነ: በዚ ዝሽምትዎ ሸነኸ ፍጹም የለን ንምባል ግን ኣየኽEልን። Eዚ ተደጋጋሚ ዓይነት ፊልም: EIሰያስ ብEሸሉ ከሎ ፖሎትካዊ ልሳኑ (ኣፉ) ዘጽረየሉን ብU ዓዂኹን ደልዲሉን ክኣ ነዚ ሕጂ ህዝብና ዝነብሮን ዝኸፍሎን ዘሎ Eዳ ዘኸተለ ስለ ዝኾነ: ብኹሉ ሸነኻት ከምዚ ዓይነት መሰረት ኣልቦን ዘይሓላፍነታውን ምልEዓል: ብደረጃ ኪዳን ሓደ ቅኑE ፍታሕን ደረትን ክግበርሉ ይግባE። ምኽንያቱ: ቁሩብ ምልስ Iልና ምስንርI Eቲ ናይ ምፍልላይ ጥጅE ጉጅለ ሰብዓታት (Iሰያስ) Eዋት ዝኽኣለ: ህዝቢ ሓደ ልሳን ብምዃን: Eዛ ተንኮል Eያ ብሓምሳታት ፈላልያ ኣብ መግዛEቲ ዘምበርከኸትናን ነዞም ሕጂ ክጠፍU ዘይግበOም ምሩጻት ደቅና ከነበጅዎም ንግደድ ዘለና ብምባል: ሓቢሩ ወጊድ ደጊም በዚ ዝመጸና Iሉ ክምክት ኣይከኣለን። ናይዚ ውጻIዩ ደማ ሕጂ ኣብዚ ጸልማት ሃለዋት ተደኒሱ ዝነብር ዘሎ። Eሊ ዝተጠቅሱ ሸነኻት ኣብዚ ግዜ በሪሁ ይረA ከምዘሎ: ብዘይ ጥርጥር ነቲ ስሙር ናይ ተቓውሞ ኣመለኻኽታ ኣብ ልEሊ ምልካዊ ምሕደራ ንምዝንባልን፣ ነቲ ውዲታዊ ናይ ምርሕሓቕ ማሕለኻታት ህግደፍ Eናበተኸ ብምምጻE: ሂወት ዘሰኩE ዘሎ ሓድነት ህዝቢ ደጊምካ ንምዝራግን፣ ብዓቢU ድማ ነቲ ህዝብን ሃገርን ንምድሓን ዝጽEርን ዝቀራረብን ዘሎ ሓይልን: ናህሪ ከይዲ ቃልሲን ንምEንቃፍ Eዩ። ተልEኾ ናይዚ Eከይ ብልሓት ድማ ሓድሽ ነገር ዘይኮነስ: ብዙሓት ባEዳውያን ይኹኑ መለኽቲ ደቂ ሃገር: Eድመ ስልጣን ንምግዛE ዝግልገልሉ ፍቱን ሓኽሊ ገዛEቲ ከምዝኾነ: ተመክሮ ቃልስታት ዘረጋግጾ ሓቂ Eዩ። E

ኣብዚ

ንተ Eቲ ኣብ ልEሊ ዝተፈላለዩ ክፍልታት ሕ/ሰብና ዝፍጸም ዘሎ በብዓይነቱ በደላት ግን: ህልዊ ዲክታቶራዊ መንግስቲ ዝፈጥሮ ዘሎ ሽግር ስለ ዝኾነ: ንሱን ዝጥቀመሉ ዘሉ ብEሉግ ስርዓት ሓግሒግካ ብምልጋስን ኣብ ቦትU ድማ ቅኑE ፍትሓዊ ዲሞክራስያዊ ስርዓት ብምትካE’ዩ ሓንሳEን ንሓዋሩን መፍትሒ ክረክብ ዝኽEል። Eቲ ብግርህና ክጥመት ዘይግበO ነጥብታት:- • ክትኮረሉ ዘለዎ ነገር

: ነቲ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ጉጅለ ምልጋስ ዘይኮነስ: ነቲ ንሱ ዝዓየሉ ዘሎ ባህሪ ስርዓት ጎልጒልካ ምግሓፍዩ። ምኽንያቱ: ናይቲ ጉጅለ ምልጋስን ዘይምልጋስን ኣብዚ 4

ሰዓትዚ

• ሓደ ካብቲ ክማላ

: ንባEEቲ ንህዝቢ EናሻE ከደናግረሉ ዝጸንሐ ሜላታት ስለ ዘብቀA: ዘለዎ Eድመ ሓጺር ምዃኑ ንማንም ዘጠራጥር ኣይኮነን። Eቲ ዝትክO ፖሎቲካዊ ስርዓትከ ማEረ ክንደይ ፍትሓዊ ድሞክራስያዊ: ክንድምንታይ ክኣ ንኹሎም ሃገራውያን ዜጋታት ብማEረ ይሕለቕን: ምልኣት ዘለዎ ሰላምን ራህዋን ድማ የውሕስ። E ዘለዎ መለለዪ ናይ ሓደ ቅኑE ስርዓት ብዘርI ድማ: ነቲ ናይ ፍርቂ ሕ/ሰብና ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ጥቕምን መሰልን ብመትከል ዘቐመጠን: ብትብዓት ኣብ ተግባር ንምርግጋጹ ከም ቀንዲ EላምU ዝሰርAን ዝተዋደደን ምስ ዝኸውንዩ ቅኑE ስርዓት ክበሃል ዝከኣል። Eንተድኣ ሓደ ነዚ ጉዳይዚ ንጎኒ ጎስዩ: ቅኑE ስርዓት የቕውም ኣለኹ ክብል ኮይኑ ግን: ብዝገለጸ ይግለጾ: ዝኾነ ብልጭልጭውን ይቕባኣዮ ብዘየገድስ: ሓደ ፍርቂ ጎኑ ዝለመሰ ስርዓት ኣብ ርEሲ ምዃኑ: ብዘይጥርጥር ጸረ መስኖ ማሕበራዊ፣ ፖሎቲካዊ፣ Iኮኖምያዊ ምEባለ ከምዝኾነ ዘማትE የብሉን። 5

ኣብ መደበር ታ

ነተን ኣብቲ መስርሕ ከለዋ ብኣጋጣሚ ኣብ ጥንሲ ዝበጽሓ ደቂ ኣንስትዮ ድማ

መራሕቲ ህግደፍ ካብ

Short URL: https://english.farajat.net/?p=2356

Posted by on Mar 8 2006 Filed under Articles. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net