ሰነድ መደረ ኣብ Pal talk democracy for all.

 

1 Eለት 6-7 ወርሒ 05 20062

ቦታ pal talk Room Democracy for all3 21.15 – 04.18 (7,03

ሰዓት)4

ኣማሓደርቲ መደረ room Democracy for all5 @

6 @Segem100

7 @Shumdahan

8

Ex_fbi ብዝሒ ህዝቢ ኣብ መስመር ዝራኣዩ ዝነበሩ 112 ነይሮም። 9 Invisible coded attendance

ዝነበሩ 11 ድምር(112+11=123)10

ከሓቱ ኣብ ሪጋ ዝተመዝገቡ 32 ሰባት ነይሮም ። 11

ኣብ መስመር ሕቶ ኣርኪቦም ዝሓተቱ 26 ነይሮም። 12

ብልክE መልሲ ዘይረኸባ ሕቶታት 4 Eየን። 13

ተመሳሳሊ ሕቲታት 9 ነይሩ። 14

ምልU መደር ብቛንቛ ዓረበኛን ትግርኛን ተመዲሩ። 15

ሕቶ ኣሎና Iሎም ናይ ደገፍ ርEይቶን ምምሕያሽን ዝፈተኑ 3 ነይሮም። 16

ሕቶታት ኣብ ሰለስታ ክፋል ክስራዓ ይካኣል። 17

መሰሎም Eዩ ብናይ ሃገር ግዝኣተ ሕጊ ቅዩዳት ካብ ኮኑ ዝብሉ ዉሑዳት ነይሮም። 18

ንናይ Eስላማዊ ሰልፊ መደባትን Eላማታትን ክፈልጡ ዝደልዩ ግና ብዙሓት ነይሮ። 19

ኣብ ሃገር ሃይማኖታዊ ሰልፊ ኣድላይነት የብሉን ዝብሉውን ውሑዳት ኣይነበሩን። 20

ዘይሕጋዊ ኣገባብ ተጠቒሞም ነቲ ሃዋህው ክጸልዉ ዝፈተኑ 7 ሰባት ነይሮም። 21

ምሉE መደረ ኣብ CD ተሓቲሙ ስለዘሎ ንELF-RC Germany ክሕተት ይካኣል Eዩ። ኣጋይሽ ንመደረ ዝቀረቡ ካብ ሰልፊ Eስላማዊ ንልምዓትን ፍትሕን።

1.

ብሽም(Abdat2) ኣቶ ዓብደልከሪም ሙስጣፋ 2.

ብቀዳምነት ንክቡር ሓው

ብመጀመርያ ኣቶ ዓብደልከሪም ኣብ ናይ

ቀዳመይ መEተዊ ናይ መደሪ

ከም

ብሽም(abo_saleh k) ኣቶ ካራኒ ነይሮ። (Abdat2) ዓብደል ከሪም ኣቀዲሙ ስለዝመጸ Eንቛ ደሓን መጻEካን Iሉ፤ ንመደረU ኣሳልጦን ዓወትን Eንዳተመነየሉ ምስቶም ሽU ኣብቲ ክፍሊ ምስ ዝነበሩ @ex_fbi ኣላሊዩዎ።ቀጺሉ ንኹሎም ብጽሞናን ብኽብሮትን ንኽንረዳዱU ብግቡE ከኣ ከሓቱ ንኹላቶ ተሳተፍቲ ተማሕጺኑ።ቀጺሉ ከኣ ዝኾነ ሕቶን ርEይቶን ብሓላፍነት ክወሃብ ሰናይ ምሽት ክኾነና ተላቢዩ። ኣቶም ንውድብ ኣስላማዊ ሰልፊ ንልምዓትን ፍትሕን ወኪሎ ንመደረ ክቅረቡ ዝተሓስቡ። ሓደ ካብ ሱዳን ክልተ ከኣ ካብ ኤውሪጳ ነብሩ። Eንተኾነ Eቲ ካብ ሱዳን ብናይ ተክኒካዊ ጸገማት ክሰልጥ ኣይከኣለን።ኣቶም ኣብ ኤውሮጳ ዝነበሩ ግና ብግቡE ተሳቲፎ።ስለዚ ኣቶ ዓብደልከሪም ብሽም ውድብ ኣስላማዊ ሰልፊ ንልምዓትን ፍትሕን ሰላምታ ድሕሪ ምቅዳም መደሪU በዚ ዝስEብ ኣገባብ ጀሚሩ። Pal talk መደረ ሓዲሽ ክምዘይኮነን ብዝተፈላለየ ምኽንያት ኣብቲ ናቶም ክፍሊ ምስ ብዙሓት ኤርትራውያን ይራኸብን ይምድርን ክምዝነበረ ሓቢሩ።ቀጺሉ ኣብቲ ቀንዲ ትሕዝቶU ብምEታው ነቲ ናይ ሰልፉ መደባት ኣብ ዓርባዓተ ወገናት መቂሉ ክቅርቦ ምዃኑ ኣመልኪቱ። U ኰይኑ ኣስላማዊ ሰልፊ ኣብ ኤርትራ ከመይ ማለት Eዩ ዝብላ ተመላለስቲ ሕቶታት ስለዝኾና ነዚAን ዝገልጽ ፈተነ ክምዘለዎ ሓቢሩ። ካልኣይ መደብ ከኣ ታሪኻዊ ኣጀማምራ ሰልፊ ኣስላማዊ ንልምዓትን ፍትሕን ክኸውን Eዩ በለ። ሳልሳይ Eላማታትን ርኽክባትን ሰልፊ ኣስላማዊ ዘብርህን ዝሕብርን ክኸውን Eዩ ተባሂሉ። ራብዓይ ውድብ ኣስላማዊ ሰልፊ ኣብ ውሽጢ ተቃወምቲ ውድባት ከመይ ይመስል ዝብል ክኸውን Eዩ። Uውን ኣብ መጻIት ኤርትራ ብኸመይ ክዋሳE ምዃኑ ዝሕብር መደብ ክኸውን Eዩ Iሉ። 1

. ብመጀመርያ ንመንነቱን ንመዝነቱን ሓቢሩ፤ ማለት ዓብደል ከሪም ሙስጣፍ ልክ

 

ዝመረጽኩምዎም ከኣ ተኣዘዙዎም ይብልና ቅዱስ ቍርዓን በለ

E ሽሙ ምዃኑን ኣብቲ ውድብ ናይ ምኽትል ወጻI ጉዳያት መዝነት ክምዘለዎን።ኣቶ ሙስጣፋ መትከል Eምነት ውድቡ ቅዱስ ቁርኣን መሰርታዊ መበገሲ ስለዝኾነ ብሓንቲ ዓንቀጽ ናይ ጽሎት ክጅምር ምዃኑ ሕቢሩ። ቝጽራን ቦታኣን ኣብ ቅዱስ ቝርዓን ግን ኣይሓበረን።ንሳ Eንታይትልበቲ ረቢ ዝሃበኩም ብቓዓት ንኣሕዛብ ዓለም ክተማሓድሩ ከሎኹም በቲ ረቢ ዝሃበኩም ክEለት ብቅንEና ኣማሓድሩ፤ክምU ከኣ ኣቱም ኣመንቲ ንረቢን ብነቢያቱ ተኣዘዙ። በቶም በዓልኹም ። ስለዚ ብዙሓት ስለምንታይ Eዩ ኣብ ኤርትራ ኣስላማዊ ሰልፊ ይምስረት ኣሎ Eና በሉ ዝሓቱን ሓበሬታ ዝደልዩን ኣለዉ።ንሕና ግና ካብዞ ጥቕስታት ናይ ቁርኣን ረቢ ዘበየነልና Iና ተበጊስና በቲ ናይ Eምነትና መሰረት ክንመሓደር ንሓስብ ዘሎና።ቀጺሉ ብEምነት ክርስትና መንግስትን ሃይማኖትን ክፈላለ ዝኻኣሎ ብምኽንያት ይብል ኣቶ ሙስጣፋ መራሓቲ ሃይማኖት ክርስትናን ምሁራት ኣካላትን ኣብ ናይ ዘይምርድዳE ምስበጽሑ፤Eቶም ናይ ክርስትና ኣማሓደርቲ ንሙሁራት ኣካላት ክቕንጽልዎምን ከሳድድዎምን ምስጀመሩ ብፍላይ ከኣ ኣብ ግዜ ናይ ፈረንሳይ ለውጢ ኣብ ማከላይ ክፍለዘመን ንኽፈላለዩ ተገደዱ በለ። ኣብ ምስልምና ግና ካብ ዝጅምር ማለት ካብቲ ናይ መጀመርያ መንግስት ኣብ መዲና ብነቢ ማሓመድ ዝቖመ ጀሚሩ ስጋብ ናይ Uስማናውያን መንግስቲ ብሕደ ተጠሚሩ Eዩ ሃይማኖትን መንግስትን ይነብር ዘሎ። ስለዚ ምስልምና ንኣመንቱ ካብዝፍጠሩ ጀሚሩ ስጋብ ግዜ ሞቶም ንምሉE ሂወቶም ክገብሮዎ ዘለዎም ትEዛዛት ኣሎ ንሱ ከኣ ግዴታና Eዩ ንኽነመሎO Eና በለ ቀዳማይ መደቡ ደምዲሙ።መደረ ነውሕ ነይሩ። 2

. ኣብታ ካልኣይቲ ክፋል መደሪ

U ብምቕጻል ሓደ ኣስላማይ ሕጋጋትን ድንጋጌታትን ናይ ሃይማኖቱ ክሕሉ ግዴታ ኣልዎ።ምኽንያቱ ክምቲ ኣብ መጀርያ ዝበልክዎ Eስላም ክምሃይማኖት ሓላፍ ዛራፍ Eምነት ንኸይግበር ጥንቁቅ ገደባት ተመዲቡዎ ኣሎ በለ።ንምጅማር ውድቡ ብዙሕ ኣብነታት ኣብ ሃገረ ኤርትራ ዝተፈጸም ዝተፈላለየ ጉዳያት ጠቒሱ። ንኣብነት ንራቢጣ ጠቒሱ Eቲ ውሽጣዊ ትርግታ ናይ Eቶም ሽU ግዜ ዝነበሩ ናይ ራቢጣ ኣስላማዊ መራሕቲ ውሽጣዊ ሕልኖOም ወይ ባህጎም ንምስልም ሓልዮት Eዩ ነይሩ በለ።ክምUውን ንማሕበር ኣንድነት ናይ ክርስትያን ትርግታ ዝነበሮ Eዩ በለ።ኣብ ጀብሃ ውን ውሽጣዊ ምንቕስቃስ ክምዝነብሮም ግና Eቶም ጽጋማዊያን Eድል ክምዘይሃቡዎም ገሊጹ። ድሒሩ ውን ብዝተፈላለየ ሽም ክዝተንቀሳቀሱ ሓቢሩ መወዳEታ ግና 2004 ውድቡ ካብ ምንቅስቃስ ናብ ሰልፊ ከምዝተቀየረን ንደቅ ኣንስትዮ ኣብ መርሕነት ናይ ባይቶ 10% ተሓዚUለን ክምዘሎን ሓቢሩ። ኣብዚ ውን Eቲ መደረ ነውሕ ነይሩ። 3

. ኣቶ ሙስታፋ ኣብ መ

Aተዊ ንመንግስት ኤርትራ ወገናዊ Eዩ ክብል ክሲስዎ።Eቲ ምኽንያት ከኣ ኤርትራ ናጻ ምስ ወጸት ነቶም ኣብ ኣሱዳን ብስደት ዝሳቐዩ ንዝነበሩ ኤርትራውያን ብዝሖ ኣዳርጋ 500 000 ዝኾኑ ናብ ሃገሮም ንኸይምለሱ መንግስቲ ኤርትራ ኣይተባቦOምን።Eቲ ዝግመት ግና Eዞም ስደተኛታት EዚO95% ኣስላም ስለዝነበሩ Eዩ በለ ሙስጣፋ።ንትምህርት ብዝምልከት ከኣ መንEሰያት ተማሂሮም ኣብ Eቤ ሃገር ዝላEለ ኣበርክቶ ዝግበረሎ ምዃኖም ብሩህ Eዩ።ግና Eቶም ንወጻI Eድል ረኺቦም ብመንገዲ መንግስት ኤርትራ ተሰኒዮም ናብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዝኸዱ ተምሃሮ ዳርጋ ኩሎም ክርስትያን Eዮም Eንተበልኩ ምግናን ኣይኮነን በለ።ኣብ ውሽጢ ሃገር ከኣ ንቛንቛ ዓረበኛ ብዝምልከት ብናይ ኣደ ቛንቛ ተተኪኣ ዳርጋ ኩሉ ሰብ ትግርኛ ክምዝዛረብ ተገሩ።በዚ ኣገባብ ከኣ ንኣስላም ኣሕዋትና ኣብቲ ናይ ኣደ ቋንቋ መቃቂሎሞም ዓረበኛ ዋና ዘይብላ ቋንቋ ኰይና ትርከብ በለ ኣቶ ሙስጣፋ። ስለዚ ካብዚ ተበጊስና ንመንግስቲ ኤርትራ ወገናዊ Eዩ ንብሎ።Eላማና ከኣ ነዚ ኣብ ላEሊ ዝተጠቕሰ መሰላት ብግቡE ኣብ ማዓላ ክነውEል ምዃና Eዩ።ከምUውን ካልE ንኣስላማይ ኤርትራዊ ክEብን ክደልድል ዝኽል ዘበል ክንትግብር Iና በለ። 4

. ኣሓቢርና ምስ ተቃወምቲ ወድባት ምስራሕ ካብ ንጅምር ነዊሕ ግዜ ኣሎና። ንኣብነት ኣብ ግዜ ምሕዝነት ናይ መርሕነት ግደና Eንከሎ ምEንት ሃገራዊ ሓልዮ ንብጾትና ኣማሓላሊፍናዮ።Eዚ ምEንት ሃገራዊ ሓልዮትን ናይ ሃባን ኣንካን ብህሊ ክዓዝዝን ክልመድን ዝተገብረ ሃግራዊ ሰናይ ድልየት

Iና ንብሎ በለ።ኣብ መጨረሽታ ንሕና ብሕጊ ሃገር ክንምEዘዝ Iና። ህዝቢ ተመረጸና ከኣ ነቲ ቀንዲ Eላማታትና ማለት ኣብ ግብሪ ክነውEIና።ንመሰል ኣስላማይ ኣብ ኤርትራ ከኣ ክንጣበቕ Iና። ቛንቛ ዓረብን ሃይማኖት ምስልምናን ከኣ ፈላሊና ክንርE ኣይንኽልን። ንስርዓት ዲክታቶር ከኣ ምስ ተቃውምቲ ውድባት ኰና ክሳብ ዓወት ክንቃለሶ Iና Eናበል ንሖቶን መልስን ቅሩብ ምዃኑ ሓቢሩ።ኣቶ ካራኒ ውን ብሽም (abo-saleh k)ዝብል ንተሳትፎ ድልው ክምዘሎ ተመልኪቱ። ከራኒ ቀንዲ ሽሙ ምዃኑን ብቛንቛ ዓረበኛ ጥራሕ ክዛረብ ክምዝኽል ውን ኣቶ ሙስጣፋ ሓቢሩ። መልሲ ዘይረኸባ ሕቶታት

1

2

3

ነይሮም Eዚኸ ውገንነት ድዩ ወስ Eንታይ ሽም ትህብዎ

4

ኣይኮኑንዲዮም

ኣቶ Iሳያስ ንኣመንቲ ምስልምና ዝያዳ ባይታ ኣንተሃበ ወድብኩም ኣፍሪስኩ ክትኣቱ ትክEሉ ማለት ድዮ? ኣብ ግዜ ደርግ የራስ ገጅ ዝብሉ ዝነበሩ ኩሎም ኣስላም ነይሮም Eሞ Eዞም ወገናውያድዮም ወስ ሃገራውያን? ኣብ ግዜ ጀብሃ መብዛሕቶOም ብጀብሃ ተሰኒዮም ናብ ሃገራት ዓራብ ከይዶም ዝተማህሩ ኣሕዋትና ኣስላም ? Eቲ ኣብ ቤት ፍርድታት ሃገረ ኤርትራ ዘለዉ መሻይኽ ንናይ ኣስላማይ ሸሪዓ ዝሰርሑ ብቑዓት መሻይኽ ? ወስ Eንታይ ጉድለት ኣለዎም? ወደሓንኩም

ሹምደሓን

Short URL: https://english.farajat.net/?p=2583

Posted by on May 9 2006 Filed under Articles. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net