መዘክር ንተካፈልቲ ጉባኤ ኤርትራዊ ዲሞክራሳዊ ኪዳን

 

ዝኸበርኩም ክቡራትን ክቡራንን መሪሕነት ኤርትራዊ ዲሞክራሳዊ ኪዳን ተካፈልቲ ጉባኤን፡ቅድሚ ኩሉን ልEሊ ኩሉን ልባዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም፡ ከምU Eውን Aብ ስራሕኩም Aሳልጦን ዓወትን ብምምናይ፡ ግቡE ፍታሕን ንኹሉ ተስፋ ዝህብን ብተወሳኺዉን ናይዚ ዘሎ ውጡር ኩነታት ኤርትራ Aፈታትሓ ዝEንፍት ስራሕ ክትሰርሑ ተስፋ ንገብር። EAብ ስራሕኩም ሓጋዚ ኮይኑ ዝርAየና መዘክር ከነቕርበልኩም ደስ ይብለና። Aባላት ናይ ዝተፈላለያ ውድባትን፡ ስቪካዉያን ማሕበራትን፡ ውልቀሰባትን በዚ ንህዝቢ ኤርትራ ብጸቢብ ሒዙዎ ዘሎ ስርዓት ንህዝብና ዝወርዶ ዘሎ ከቢድ፡ ሽግር ምኽንያት ብምግባር ከምዚ Aብዚ ሲIቡ ዝግለጽ ከም መፍትሒ ናይዚ ዘሎ ህልው ኩነታት ሃገርና ኤርትራ ጌርና Aብ ግምት ዘEተናዮ ሓሳባት ንልEከልኩም፡ ምስቲ Aብ መደብ AEቲኹሞ ዝመጻEኩም ዘይጋጮ ኮይኑ Aብ ስራሕኩም ሓጋዚ ክኸውን ዝብል ተስፋ Eናገበርና Iና። Eዛ ምሉE Eድሜና ቃልሲ ተኻይዱላ Aብ ዝኾነ ይኹን ምEባለ ዘይበጽሔትን ጌናውን ዝናAሰ ድዩ ዝዓበየ Aብ ከቢድ ሽግር ተሸሚሙ ላሕ ዝብለላ ዘሎ ሃገርና ኤርትራ ሎሚ መወዳEታ ሽግራ ንኽኸውን ብስም ኪዳን ተAኪብኩም ዘለኹም ድዩ ካብዚ Aኼባ ወጻI ዝርከብ ህዝቢ ብምልU ነቲ ክሳE ሕጂ ክካየድ ዝጸንሐ ሽግራት Aብ ምዓርፎU ንምብጻሕ ብሓባር ኮይኑ ክስርሓሉ ዝኽEልን ኩሉ ዝቕበሎን መደብ Eዮ ሒዝኩም ኽትወጹን፡ ሓደን ዝፈርሓላ ሓደን ዝተብዓላ ዘይኮነት ንኹልና ብሓባር ትሓቊፍ ኤርትራ ዝገብር ደሞክራሲያዊ ስርዓት Aብ ምትካልን ምድልዳልን ተዋፊርና ብናይ ሓባር ተሳትፎ ማለት ብሓባር ኩሉ ሰሪሑ መላE ህዝብና Aብ ቅሳነት ዝበጽሓሉ መገድታት ክርከበሉ ዝኽEል ምስ ትEወጁ ኩሉ ሓንጎፋይ Iሉ ዝቕበሎ ስራሕ ንኽትሰርሑ፡ Eዘን ዝስEባ ነጥብታት ሓደን ክልተን Iልና ከም ለበዋ ነቕርበልኩም። 1)

ጥርናፈ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን (ኪዳን) ውድባት ሓቢረን ንምልካዊ ሰርዓት ንምውዳቕ ተባሂሉ ክንድ ዝሕጸር፡ ኣብ ፖለቲካውን ሰልፋውን ብዙሕነት ዝተሰረተ፡ መሰልን ማEረነትን ናይ ኩሉ ኤሪትራዊ ዘኽብርን፡ ዲሞክራሲያዊ ስርዓት ንምታክልን፡ ስልጣን ንህዝቢ ምርካብን ቀኒዲ EላምU ክኸውን ኣለዎ በሃልቲና። ስለዚ ካብዚ ብምብጋስ ጉባኤኛ ኣብ ፖለቲካዊ ቻርተሩ ዝመዝገቦም ጉዳያት ብህዝባዊ ፓርላማ ኤርትራ ክውሰኑ ዝግብOም ክኣልዮ ንላቦ። 2)

3)

ኣብ ደምበ ተቓውሞ: ከም ሰላማዊ ሰልፊ ፡ ህዝባዊ ኣኼባ፡ ሕዝባዊ ብዓላትን ዝኣመሰሉ ኣብ ገለ ቦታታት ተዓዊቶም Eዮም Eዃ ክብሃል EንተተኻEለ ኣብ ብዙሕ ቦታታት ቦዀሮም ይርከቡ። Eዚ ከኣ ብEቱብ ከስርሕ ዝኽEል ውደባ ስለ ዘየለ Iዩ ክብሃል ይከኣል። Eዚ ካብ ኮነ ኣብ ጉባኤኹም ምስቶም ካብ ኪዳን ወጻI ዘልው ውድባትን ሲቪካውያን ማሕበራትን ከምUውን ደለይቲ ሎውጢ ዝኾኑ ኤርትራዉያንን ብሓባር ከስርሕ ዘኽEል ባይታ ንምፍጣር ዘተባብE ውሳኔ ሒዝኩም ክትወጹ ንላቦ:: Eደመ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንምሕጻር ሕብረት ተቃዉሞ ደንበ EEንኮን ኣማራጺ ዘይብሉን ኣገባብ ቃልሲ IIልና ስለ Eንኣምን፡ ኣብዚ ጉባኤ Eንኩሉ ደላይ ለዉጢ ዝኮነ ኣብ ስደት ዝረክብ ኤርትራዊ ዘካፍል ዋEላ ንኽካየድ ዘኽEል ውሳነ

1

ክትዉስኑ ንላቦ፡፡ ኣብ

ዚ ከነብርሆ Eንደሊ ሓላፍነት Eታ ንዋEEትወጽE ኮሚተ ይኹን ኪዳን ኣብ ምቅርራባትን ምEዳምን ንዋEላ ጥራይ ክድረት ኣለዎ። ብተወሳኺ ስልጣንን Eማማትን ናይታ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዘውጻEኩምዋ ፡ ኮሚተ ሃገራዊ ዋEላ ክንጸረልና ብትሕትና ንሓትት፡፡ 4)

መራሕቲ ኪዳንን ኣባልቱን ናብ ህዝቢ ሓቢሮም ዝቐርብሉ ኣገባብ Eዚ ጉባኤ ዉሳነታት ከሕልፍ ንላቦ፡፡ ህዝባዊ ድልየትን ድሕነትን ቅድሚ ዉድባዉን ዉልቃዉን ድሌታትኩም ክትሰርEዎ ንምሕጸነኩም፡፡ 5)

ኣብ ዉሽጢ ኪዳን ቀይዲ በተኽትነት (anarchism) ስለ ዝነበረን ይርA ስለ ዘሎን፡ ንመጻI ሓንቲ ንሕግታት ኪዳን ብኣባላቱ ክም ዝትገበርን ዝኽበርን Eትቆጻር፡ ከምዉን ኣድላዪ ኮይኑ ኣብ ዝረኸበቶ ብዘይ ነሓፍነት ንዝተፈጸሙ ጌጋታት ናብ ህዝቢ EተቃልE ኮሚተ ከተቑሙ ንምሕጸነኩም። 6)

ኣብ ዝተሓተ ነጥቢ ተሰማሚEና ኪዳን መስሪትናዮ Iና ተባሂሉ ክንሱስ፡ ኣብቲ ብዝተሓተ ነጥብታት መሰረት ብምግባር ዝተነደፈ ቅዋም ኪዳን፡ Eቃበታት ምፍቃድ ንኪዳን ኣልሚስዎ ስለ ዘሎ ዳግማይ ሪIቶ ንኽትገርሉ ንላቦ፡፡ ብተወሳኺዉን ህዝቢ ኤርትራ ካብዚ ጒሒላን ኣረሜናዊን ሕጊ ኣልቦ ስርዓት ህግደፍ ንምንጋፍ፡ ዝጠልቦ ዘሎ ለዉጢ፡ መሰረታዊ ለዉጢ ስለዝኮነ Eቲ ዝተሓተ መሰማምI ነጥቢ ኪዳን ንመሰርታዊ ለዉጢ ዘምጽEን ዘዉሕስ ክኸዉን ይግባE፡፡ 7)

ግደ ኪዳን ኣብ ምምስራትን ምህናጽን ሰራዊት ሃገረኤርትራ ኣንታይ ምዃኑ ክበርህ ንላቦ፡፡ ኪዳን ብኣብ ብዝሒ ሰልፍታትን (multi-party) ፖለቲካዊ ብዙሕነትን (political diversity) ዝኣምና ዉድባት ዝቘመ ሕብረት ካብ ኮነ፡ ነፍጠኛታት (warlords) መታን ከይፍጠሩ፡ ኣብ ኤርትራ ፖለቲካዉን ሰልፋዉን ብዙሕነት ዝተሰረተ ዲሞክራሳዊ ስርዓት ንምትካል ብሓደ ወተሃደራዊ ሓይሊ ዝብል መምርሒ ተከቲሉ ክቃለስን ከቃልስን ዘኽEል ዉሳኔ ንኸተሕልፉ ንላቦ፡፡ ነዚ ዉጺት ናይ ኣርባ

ኣብ መደምደምታ ጉባኤኹም፡

ሰላምን ፍትሕን ንህዝቢ ኤርትራ

Eተ ምEልትታት (ጥሪ 4, 9, 1116, 2007) ዝተኻየደ ምምይያጥ ዝዀነ ለበወታትና ብመልክE ብሕቶታት EEንተ ዘይEቕረብናዮ: ተቐባልነቱ መታን ክንፈልጥ ብጽሑፍ መለሲ ንኽወሃበና ብትሕትና ንሓትት። ብተወሳኺ Eዚ መዘክር ናብ ናይ ኤርትራዉያን ዜና ማEከናት ክንሰዶ ምዃና ንሕብር። Eዉት፡ ንሕብረት ናይ ተቃዉሞ ሓይልታት ደንበ ዘቃላጥፍ፡ ንስቅያት ህዝብና ዘሕጽር ውሳኔታትን ከሕልፍ፡ ከምEዉን ስኒት ዝሰፈኖን ክዀነልኩም ንምነ፡፡ ! ዘልኣለማዊ ኽብርን መጐስን ንሰማ

Eታትና! ካብ ኤርትራውያን

ሓሙስ

Aባላት ናይ ዝተፈላለያ ውድባትን፡ ስቪካዉያን ማሕበራትን፡ ውልቀሰባትን፡ ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ፓልቶክ (Paltak), ኣብ ኣዳራሽ Eritrean Patriots for Freedom and Liberty House” ብዛEባ ጉዳይ ሃገርናን ህዝብናን Eንመያየጥን Eንዝትን ሓርበኛታት ዜጋታት፡፡ , ጥሪ 18, 2007

ብምቕጻል

ንሕና ኤርትራውያን

ዝኸበርኩም ተካፈልቲ ጉባኤ ኤርትራዊ ዲሞክራሳዊ ኪዳን፡

Short URL: https://english.farajat.net/?p=2587

Posted by on Jan 19 2007 Filed under Articles. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net