News ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኮምሽን ኣብ ኦስሎ-ኖርወይ By farajatPublished 08/04/20111 min read0 comments አባል ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ፡ ኣወሃሃዲ ዞባ ኣውሮጳ ኮምሺነር እድሪስ ኑሩ፡ ምስ ኩሎም ግዱሳት ኤርትራውያን ንምርካብን ንሓባራዊ ሃገራዊ ጉዳያት ሕድሕድ ልዝባት ንምግባርን ሰፊሕን ኣገዳስን ኣኼባ ተዳልዩ ምህላዉ ንገልጽ። ብደሓን ምጹ::
Comments