ይኣክል!

ዕለት-20/04/2011

ብቐዳምነትሰላምታ

ክቡራንንክቡራትን

ህዝቢኤርትራብዝተፈላለዩገዛእቲንነዊሕዓመታትዝተሳቐየደላይመንነቱንናጽነቱንሙኻኑንማሕበረሰብዓለምስዉርኣይነበረን፡፡ንዝተሓኸኸመንነቱ፣ዝተረገጸክብሩንሰብኣዊመሰላቱን፣ዝተመንዝዐመሬቱንንምምላስኩሉንተናዊከቢድዝኾነዋጋከፊሉናጽነቱኣምጺኡንብድምጹድማሉኡላውነቱኣረጋጊጹንእዩ፡፡እዚድማነጻፖለቲካዊመድረኽ፡ ሰናይምሕደራንቁጠባዊምዕባለንምርግጋጽን፡ ምሰጎረባብቱንማሕበረሰብዓለምንብሰላምተኸባቢሩንኽነብርጥራይዘይኾነስኤርትራንሓባራዊቁጠባዊረብሓታት፡ንምዕባለንልምዓትንእትዋሳእምዕብልቲሃገርንኽትከዉንብዙሕትጽቢትንባህግንነይሩዎእዩ፡፡ይኹንእንበርንዝነበረሰናይድሌትንባህግንዓንቂጹ፡ ልኡላዉነትህዝቢረጊጹፖለቲካዊስልጣንብዓመጻዝጨበጠዲክታቶራዊስርዓትህግደፍንኹሉባህግታትንከቢድመስዋእትንኤርትራዉያንብምኽሓድምልካዊመንግሰቲተኺሉ፡፡ኮይኑድማኤርትራብሕግንልዕናሕግንዘይኣምንስርዓትእትምራሕ፡ ኩሉፖሊቲካዊ፡ማሕበራዉንቁጠባዉንዓቕምታታዝተረመሰት፡ህዝባኣብክንዲእፎይታራህዋንሰላምንናብዘይተደለየሓሳረመከራ፡ማእሰርቲ፡ስደትንሞትንተቓሊዑይርከብ፡፡

ክቡራንንክቡራትን

እዚሓጺርታሪኽቅድመባይታኾይኑኣብህሉውኩነታትምስእንሰግር፡ኣብዚስልጡንእዋንመበልዕስራንሓደንክፍለዘመንኤርትራኣብዓለምናቁዋምንቁዋማዊመንግስቲዘይብላኡንኮመዳርግቲኣልቦሃገርኾይናትርከብ፡፡ ከምሳዕቤኑድማ

  • ሰብኣውንደሞክራሲያዉንመሰላትህዝቢተረጊጹ፡
  • ምዝመዛንጭቆናንኣብልዕሊንጹሃንዜጋታትነጊሱ፡
  • መሰልሓሳብካምግላጽተነፊጉ፡
  • ፍትሒኣልቦዝኾነማእሰርትንመግረፍትንኪኖኡዝኸይድመጭወይትንመቕተልትንሳዕሪሩ፡ኤርትራነጻቤትፍርዲዘይብላሃገርገይሩ፡
  • ጃምላዊማእሰርቲከምልሙድዝተወስደላ፡
  • መንእሰያትብሽፋንሃገራዊኣገልግሎትኣደዳግዱድወተሃደራዊዕስክርናንባርነትንዝኾኑላ፤
  • ዜጋታትሃይማኖታዊነጻነቶምዝተነፍጉላ፡
  • ቑጠባዊሓርነትሃገርኣብትሕቲፍጹምምቁጽጻርኣእትዩ፡
  • ነጻነትትምህርቲነፊጉ፡ ነታዝነበረትሓንቲዓለምለኻዊመለክዒእተማልእዩኒቨርሲቲዓጽዩ፡
  • ህዝቢሸቂሉ፡ሓሪሱን፡ነጊዱንሂወቱኸይመርሕ፡ርእሰማሉከየዉፍርንናይስራሕንምንቅስቓስንነጻነቱሓሪሙ፡  ህዝቢኣብከቢድቁሉውላው፡ ድኽነትንስደትንሸሚሙ
  • ዲክታቶሪያዊስርዓትህግደፍኤርትራኣብክንዲንሓባራዊቁጠባዊረብሓታትንልምዓትንምዕባለንትዋሳእሃገርመደበርሽበራንዕግርግርንገይሩንጹርዝኾነሰላማዊናይውጻኢፖሊሲዘይብላንጽልቲሃገርገይርዋይርከብ፡፡

 

እኩብድምርናይዚኩሉፖለቲካዊዓፈና፡ቁጠባዊምዝመዛ፡ግዱድልጓም-ኣልቦወተሃድራዊዕስክርናን፡ ጊላዊባርነትንህዝብናኣደዳማሕበራዊቁሉውላው፡ምብትታንስድራቤታትንሰደትንኾይኑይርከብ፡፡ብፍላይድማዕሸላትመንእሰያት፡ ደቀነስትዮንህጻናትንመጻኢሂወቶምኣብሃገሮምዉሕስነትስኢናሉኩሉሞትኾይኑናእንፈትዎምሰድራቤትናንሃገርናንራሕሪሕናንስደትካብእነምርሕዓመታትኣቑጺሩኣሎ፡፡ ነቶምኣብዉሑስቦታዑቕባዝረኸቡገዲፈና፡ ብኣሽሓትዝቑጸሩመንእሰያትናይሂወትዉሕስነትኣብዘይብሉመንገድታትክጥቀሙንዘስከሕክሕናይሂወትዋጋክንኸፍልንተገዲድናኣሎና፡፡

ክቡራንንክቡራትን      

ንሕናብኣሽሓትእንቑጸርኣብመዓስከራትንከተማታትንኢትዮጵያእንርከብኤርትራዉያንናይፖሊቲካስደተኛታትነዚሰላማዊሰልፊንምግባርክንዉስንእንከለናብሰሪእቶምልዕልኢሎምተጠቂሶምዘሎዎዓበይቲዓመጻታትንግጉይፖሊሲታትስርዓትህግደፍንእንኸፍሎምዘሎናመረርቲዋጋታትንክሳራታትን(ሞት፡ፍርዲኣልቦማእሰርቲ፡መጭወይቲ፡ስደትንምብትታንህዝብታትን) ስለዘስካሕካሓናኢና፡፡ናይዚኹሉኣደራዓትእንኮተሓተትቲኢሰያስንጉጅለኡንኡኳእንተኾኑሕጂግን“ይኣክልጭቆና” “ይኣክልምዝመዛንምብትታንን” ሕራይንሰላምንምዕባለንምርግጋእን፡ሕራይኣብክልተኣዊምክብባርዝተሞረኮስሰናይጉርብትና፡እንዳብልናብሰናይድሌትናንሙሉእፍቓድናንእዚስላማዊስልፊክንገብርወሲና፡፡

ዝኸበርኩምወከልቲ

ፈደራላዊመንግሰቲኢትዮጵያ

ሕቡራትመንግሰታትኣሜሪካ

ኣፍሪቃዊሕብረት

ኣውሮጳዊሕብረት

ዓረብሊግ

ዉድብሕቡራትሃገራት

ተጣበቕቲሰብኣዊመሰላትን

ዓለምለኻዉያንዘይመንግሰታዉያንትካላትን

ወከልቲዝተፈላለያመንግሰታት(ኣምባሳድራት)ዓለም

ቀጺልናንደለይቲሰላምንምርግጋእንማሕበረሰብዓለምክነመሓላልፎእንደሊመልእኽቲእንተሎ፡ ፈለማነተንሽግራትናተረዲአንዉሑስዑቕባስደትንዉጹዕህዝቢኤርትራዝለገሳሃገራትንህዝብታትንደጊምናልባዊምሰጋናነቕርብ፡፡

ኣብመወዳእታኣዕናዊፖሊሲዉልቀመለኺስርዓትኢሳያስኣፍወርቂንሳዕቤናቱንማሕበረሰብዓለምብሓፈሻንህዝብኤርትራንህዝብታትቀርኒኣፍሪቃንድማብፍላይኣዝዩኣዕናዊብሙኻኑሽግርናብዝግባእክትርድእዎእንዳተማሕጸና

  • እቲቅድሚሕጂኣብልዕሊእቲስረዓትብባይቶጸጥታዉድብሕቡራትሃገራትዝተወሰነማዕቀብስጋብእቲስርዓትካብኢሰብኣዊዝኾነኣካየድኡንዓንዳሪፖሊሰኡንዘየዐረየብጽኑዕተግባራዊክኸዉን፡
  • ኣድላይዘበለተወሳኺስጉምቲክዉሰደሉንደጊምይአክልክበሃልን፡
  • ብተወሳኺእቲንህዝቢኤርትራዘይዉክልስርዓትንኣምባሳደራቱንኣብልዕሌናዝገብሩዎዘሎዉናይጸለመወፍሪብጽኑዕክትኩኑኑ፡፡
  • ጠንቂስደትኤርተራዊስደተኛፖሊቲካዊደኣእምበርቑጠባዊከምዘይኮነብግቡእክትርድኡልና፡
  • ብሰሪዘይሓላፈነታዊስርዓትህግደፍዝፈትዋሃገሩንህዝቡንንድሕሪትገዲፉኣብፈቐዶኣጻምእበረኻታትሲና ፡ሰሃራማእከላይባሕሪንካልእቦታታትዓለምከርተትዝብልዘሎንሂዎቱብዘይሓታቲዝጠፍእዘሎንዉጹዕኤርትራዊናይፖሊቲካስደትኛግቡእቆላሕታንኣቃልቦንክተገበሩሉ፡
  • መንግሰታትንዓለምለኻዉያንትካላትንመከራንሸግርንስደተኛዘብቃዓሉባይታከጣጥሓንምሕጸን፡፡

 

በቃይኣክል!

የቐንየልና፡፡

ኣሰናዳኢትኮሚተንሰላማዊስለፊ

ኤርትራዉያንስደተኛታት

ኣዲሰኣበባ – ኢትዮጵያ

Short URL: https://english.farajat.net/?p=4230

Posted by on Apr 23 2011 Filed under News. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net