ምልክታ – ሽማግለ ውደባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ

3ይ ምልክታ ንህዝቢ

እዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ፎርም ድሮ ክልተ ግዜ ብዕለት 09ን ግንቦትን ብዕለት 02ን ሰነ  2011 ንሕዝቢ ብመገዲ ኢንተርነት ተዘርጊሑ ምንባሩ ይዝከር፡፡  ሽማግለ ውደባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ነዚ ናይ ውልቐ ሰባት ፎርም መምልኢ ግዜ  ንሳልሳይን ናይ መወዳአታ ንዕለት 5 ነሐሴ 2011 ኣናዊሕዎ ምኻኑን፡  ድህሪ  5 ነሐሴ 2011 ዚኮነ ፎርም ኺቅበል ከምዘይኮነ ይሕብር፡፡

እዚ ፎርም’ዚ ኣባላት ኮምሽን ወይ ተሓጋገዝቲ ሽማግለታት ኣብ ዘይርከብሉ ከባቢታት ሙሉእ ህዝባዊ ተሳትፎ ንምርግጋጽ ብሓባራዊ ቃልሲ ዝኣምኑ ኩሎም ጉዱሳት ኤርትራውያን፡ ኣብ ሓፈሻዊ መስርሕ ሃገራዊ ጉባኤ ምእንቲ ንክሳተፉ ነዚ ዕድል ኪጥቀሙሉን ነዚ ፎርም’ዚ ክመልኡን፡  ወርሓዊ ውጽኢት ክኸፍሉን ምስ ኣብቀረብኦም ዝርከብ ኣባል ኮምሽን ክራኸቡን ክዋሱኡን ሽማግለ ውደባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ብትሕትን ይጽውዕ፡፡

እዚ ኣብ ትሓቲ ዘሎ ፎርም ቅድሚ 5 ነሐሴ 2011 ተመሊኡ ናብ ኣብ ኸባቢኩም ዘሎ ኣባል ኮምሽን ወይ’ውን ህዝባዊ ሽማግለ ንጉባኤ ይውሃብ፡ ወይ’ውን ናብ ዋና ቤ/ጽ ኮምሽን፡ ቁ. ሳ. ፖ. 16047 አዲስ አበባ, ኢትዮጵያ ይስደድ ወይ’ውን እስኻን ተጌሩ ናብ  encdc2011@gmail.com  ኢ-መይል ኪግበር ብትሕትና ነዘካክር፡፡

መተሓሳሰቢ

ወርሓዊ ክፍሊት፡ ንውልቐ ሰባት U$25 ዶላር ንስድራ ቤት $30 ዶላር ወይውን ተመሳስሊ መጠን ሽርፊ ምዃኑ ንሕብር፡ ኣብ ቀጻሊ ብኸመይ ኣገባብ ወርሓዊ ገንዝባዊ ውጽኢት ንኮምሽን ከምዚስደድ ሓበሬታ ከነውጺእ ምኻንና ንሕብር፡፡

 

 

ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብዓቕምና ግድን ክሰላሰልዩ !!

ስዕረትን ውድቐትን ንምልካዊ ስርዓት ህግደፍ!!

 

ሽማግለ ውደባ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ

20 ሓምለ 2011

www.encdc.com

ENCDC – INDIVIDUAL REGISTRATION FORM (Tigrinya)

 

 =========================================================

3ይ ምልክታ ንኹሎም ሲቭካዊ ማሕበራት

እዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ፎርም ድሮ ክልተ ግዜ ብዕለት 09ን ግንቦትን ብዕለት 02ን ሰነ  2011 ንሕዝቢ ብመገዲ ኢንተርነት ተዘርጊሑ ምንባሩ ይዝከር፡፡  ሽማግለ ውደባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ነዚ ናይ ሲቭካዊ ማሕበራት ፎርም መምልኢ ግዜ  ንሳልሳይን ናይ መወዳአታ ንዕለት 5 ነሐሴ 2011 ኣናዊሕዎ ምኻኑን፡  ድህሪ  5 ነሐሴ 2011 ዚኮነ ፎርም ኺቅበል ከምዘይኮነ ይሕብር፡፡

እዚ ፎርም’ዚ ብሓባራዊ ቃልሲ ዝኣምኑ፡  ሲቭካዊ ማሕበራት ሙሉእ ተሳትፎኦም ንምርግጋጽን ኣብ ሓፈሻዊ መስርሕ ሃገራዊ ጉባኤ ምእንቲ ንክሳተፉን ኩሎም ሲቭካዊ ማሕበራትን ናይ ሚድያ ማዕከናትን ነዚ ዕድል ኪጥቀሙሉን ነዚ ፎርም’ዚ ክመልኡን፡  ምስ ኣብ ቀረብኦም ዝርከብ ኣባል ኮምሽን ክራኸቡን ክዋሱኡን ሽማግለ ውደባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ብትሕትና ይጽውዕ፡፡

እዚ ኣብ ትሓቲ ዘሎ ፎርም ቅድሚ 5 ነሐሴ 2011 ተመሊኡ  ናብ ኣብ ኸባቢኩም ዘሎ ኣባል ኮምሽን ይውሃብ ፡ ወይ ናብ ዋና ቤ/ጽ ኮምሽን፡ ቁ. ሳ. ፖ. 16047 አዲስ አበባ, ኢትዮጵያ ይስደድ ወይ’ውን እስኻን ተጌሩ ናብ  encdc2011@gmail.com  ኢ-መይል ኪግበር ብትሕትና ነዘካክር፡፡

መተሓሳሰቢ

ሲቭካዊ ማሕበራት $100 ዶላር ወይ’ውን ተመሳስሊ ሚዛን ሽርፊ መመዝገቢ ክኸፍሉ ይድለ፡ ኣብ ቀጻሊ ነዚ መመዝገቢ ክፍሊት ገንዘብ እዚ ብኸመይ ኣገባብ ንኮምሽን ከምዝለኣኽ ሓበሬታ ከነውጺእ ሙኻንና ንሕብር፡፡

ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብዓቕምና ግድን ክሰላሰልዩ !!

ስዕረትን ውድቐትን ንምልካዊ ስርዓት ህግደፍ!!

 

ሽማግለ ውደባ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ

20 ሓምለ 2011

www.encdc.com

ENCDC – CIVIC ORGANIZATION REGISTRATION FORM (Tigrinya)

 

 =========================================================

3ይ ምልክታ ንፖሎቲካውያን ውድባት

እዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ፎርም ድሮ ክልተ ግዜ ብዕለት 09ን ግንቦትን ብዕለት 02ን ሰነ  2011 ንሕዝቢ ብመገዲ ኢንተርነት ተዘርጊሑ ምንባሩ ይዝከር፡፡  ሽማግለ ውደባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ነዚ ንፖሎቲካዊ ውድባት ፎርም መምልኢ ግዜ  ንሳልሳይን ናይ መወዳአታ ንዕለት 5 ነሐሴ 2011 ኣናዊሕዎ ምኻኑን፡  ድህሪ  5 ነሐሴ 2011 ዚኮነ ፎርም ኺቅበል ከምዘይኮነ ይሕብር፡፡

እዚ ፎርም’ዚ ሙሉእ ተሳትፎ ብሓባራዊ ቃልሲ ዝኣምኑ፡ ፖሎቲካዊ ውድባት ንምርግጋጽ ኣብ ሓፈሻዊ መስርሕ ሃገራዊ ጉባኤ ምእንቲ ንክሳተፉ ኩሎም ፖሎቲካዊ ውድባት ነዚ ዕድል ኪጥቀሙሉን ነዚ ፎርም’ዚ ክመልኡን፡ ሽማግለ ውደባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ብትሕትን ይጽውዕ፡፡

እዚ ኣብ ትሓቲ ዘሎ ፎርም ቅድሚ 5 ነሐሴ 2011 ተመሊኡ እውን ናብ ዋና ቤ/ጽ ኮምሽን፡ ቁ. ሳ. ፖ. 16047 አዲስ አበባ, ኢትዮጵያ ይስደድ ወይ’ውን እስኻን ተጌሩ ናብ  encdc2011@gmail.com   ኢ-መይል ኪግበር ብትሕትና ነዘካክር፡፡

ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብዓቕምና ግድን ክሰላሰልዩ !!

ስዕረትን ውድቐትን ንምልካዊ ስርዓት ህግደፍ!!

 

ሽማግለ ውደባ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ

20 ሓምለ 2011

www.encdc.com

 ENCDC POLITICAL ORGANIZATIONS REGISTRATION FORM (Tigrinya)

.

.

.

Short URL: https://english.farajat.net/?p=4564

Posted by on Jul 21 2011 Filed under News. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net