መልእኽቲ ናብ መላእ ህዝቢ ኤርትራ

ህዝቢ ኤርትራ ነቲን ዓመታት ዝኣክል ብስርዓት ኢሰያስ ዝወረዶን ፡ ዝወርዶ ዘሎን ኣደራዕ ስቓይዘብቅዓሉግዜንምርኣይዝኣክል ፡ ንሃገራዊጉባኤብተስፋንሰናይትምኒትንክጽበዮድሕሪምጽናሕ ፡ እንሆእቲግዜኣኺሉጉባኤንምጅማር፡ገለመዓልታትጥራይተሪፍዎይርከብ፡ በዚኣጋታሚ’ዚውንሰልፊናህዳኤርትራንመላእህዝቢኤርትራ ፡ ንፖለቲካውያንሓይልታትንህዝባውያንትካላትን ፡ ንኹሎምብሄራትኤርትራንነዚዝስዕብመልእኽቲየመሓላልፍ ።እዚመልእኽቲ’ዚኣብሃገራዊሓድነትናዓቢእምነመሰረትከንብርን ፡ ኣብሞንጎህዝቢታትናውንሓድሕዳዊምትእምማንኣስፊኑ፡ ነቲጨፍላቒስርዓትህግደፍዝኽተሎዘሎ ፡ ፈላሊኻግዛእዝሰረቱኣዕናዊሽርሒታትንኸብቅዕን፡ ድሕሪምውዳቕእቲስርዓትውንስምብራቱንኽይገድፍ ፡ ኣብምግባርሓጋዚክኸውንስለዝኽእል ፡ ዓቢግምትተዋሂብዎ ፡ ብተገዳስነትክስረሓሉይግባእ። 1. ንኹሉመሰላዊጉዳያትህዝብናፍታሕንምንዳይ ፡ እቲኣማራጺዘይብሉመንገዲወይኣገባብ፡ ንፍትሒዕላማዝገበረሓባራዊዘተጥራይእዩኢልናንኣምን ።እዚምስዝኽወንውንደገፍናይመላእህዝቢኣብምርካብሓጋዚክኸውንይኽእል። 2. ድልየታትህዝቢብዝምልከትእቲናይምውሳንሓላፍነትዘለዎእቲዝምልከቶህዝቢባዕሉደኣምበር ፡ ካልእኣካልኣብልዕሊህዝቢውሳኔናይምንባርመሰልከምዘይብሉምፍልጥየድልይ ። እዚድማኣብልዕሊህዝቢዘሎናኣኽብሮትንሓልዮትንዝገልጽክንዲዝኾነ ፡ ኩለንፖለቲካውያንሓይሊታትከምዕላማክግደሳሉንክሰርሓሉንይግባእ። 3. ዝኾነመሰላዊጉዳያት ፡ ብፍላይከኣኣብብሄራዊመሰላትዝተኮሩጉዳያት ፡ስርዓትኢሳያስምስወደቕክርኤኣለዎኣብክንዲምባል ፡ሓላፍነታዊብዝኾነመንገዲቀዳምነትተዋሂብዎ ፡ ፍትሓዊመዕለቢክግበረሉይግባእ ። ምኽንያቱመዕለቢከይተገብረሉተንጠልጢሉንጽባሕክጽበይእንተበቒዑ ፡ ናይሓደጋጥጁእካብምኳንሓሊፉንህዝቢኤርትራዘርብሕከምዘይኮነንኣምን ። 4. ህዝቢኤርትራንጹርዝኾነመንነትዝውንንክንሱ፡ስርዓትኢሰያስንዕኡብዝጥዕሞኣገባብብቛንቛብምፍልላይሃለዋትህዝቢንምህሳስዘካየዶተንኮለኛስርሓትእናኣወገዝና ፡ህዝቢኤርትራንጹርቦታንሃለዋትንክህልዎንጽዕር ። 5. እንታይነትብሄርዝገልጹ ፡ ህሉውኣቃውማህዝብናኣብግምትዘየእተዉ ፡ ካብደገብልቓሕዝመጹመለክዒታት(DEFINITIONS) ፡ ኣብትሕቲዝኾነይኹንኩነትቅቡልከምዘይኮኑንሕብር።ምኽንያቱኣብዝተፈላለዩኩርናዓትዓለም፡ ዝተፈላለዩኣብኣቃውማናይዝተፈላለዩህዝቢታትዝተሞርኮሱ ፡ ንብሄርነትዝገልጹርድኢታትስለዘለዉን፡ ንሕናውንናይገዛእርእስናመለክዒስለእንውንንን። 6. ሰልፊናህዳኤርትራ ፡ ንመንነትጀበርቲኤርትራብዝምልከትከምቲኣብ 1ይ ጉባኤኡዘረጋግጾ፡ መንነትጀበርቲኤርትራ ፡ ከምቲጨፍላቒስርዓትኢሳያስንብሄርጀበርቲኣካልናይብሄርትግርኛንምግባርብሓይሊኣገዲዱዝወሰኖውሳኔዘይኮነስ ፡ ጀበርቲኤርትራብሄራዊምልክታትዝውንንነብሱዝኸኣለብሄርምኳኑደጊምናነረጋግጽ ። ነዚብዝምልከትውንሰልፊናህዳኤርትራካብዝምስረትኣትሒዙምስኩሎምኣብለውጢዝኣምኑመቃልስቱብምትሕብባርክሰርሕጸኒሑንከምዘሎንይሕብር ። 7. ሰልፊናህዳኤርትራ ፡ መስልብሄራትምሕላውሓላፍነትናይኩሉሃገራዊእዩኢሉይኣምን ። ነዚመሰረትብምግባርከኣ፡ መሰልብሄርጀበርቲምሕላውሓላፍነትናይሰልፊናህዳጥራይዘይኮነስ ፡ ሓላፍነትናይኩሎምኣብኤርትራፍትሒንሰላምንደሞክራሲንንምስፋንዝቃለሱሃገራውያንባእታታትምኳኑይኣምን። ዓውትንሃገራዊጉባኤ ዘልኣለማዊዝኽሪንስዉኣትና ሰልፊናህዳኤርትራ

 27/10/2011

Short URL: https://english.farajat.net/?p=6116

Posted by on Oct 29 2011 Filed under Articles. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net