መስከረምዳት ኔጥ ኣለም ወዲ ጀነራል ጎቶኦም ዘይ ፈለጠ ክፈልጠካ

GiberhiwatAbuAsharahስመርርርርርርርርርርርርርርር

መስከረምዳት ኔጥ ኣለም ወዲ ጀነራል ጎቶኦም ዘይ ፈለጠ ክፈልጠካ

ክሳብ ህግደፍ ዘለዉ ከተጸልምን ከተካፍእን ናይ ዓሊ ዓብዱ ጫንፈር ብዓል ምሃያ ዕንቅፋትካ ቐጽሎ ንቃልሲ ፓልቶክ ስመርርር ሩም ኣንጻሩ ምዕጣካ ስመር ሩም ንኹሉ ተቃውሞ ደንበ ንመንእሰያት ንገደይም ሓርበኛያታ ኣናብስን ዋዕሮታትን ንኹሉ ደላይ ለውጥን ፍትሕን ጠርኒፋ እተዛትን ናይ ህግደፍ ከመይ ጌርካ ተመሲሕኻ ትድረር ከመይ ጌርካ ውዒልካ ትሓድር ናይ ሓሶት ፖሎቲካ ሂወቱ ስለ ዘቃልዑን ንህግደፍ ካብ ስሩ ሚሒኻ ሓንሳብ ንሓዋሩ ናብታ ናይ ዘላ’ኣለም መቓብሩ ንምእታው ጥራሕ ዘይ ኮነስ ነቲ ጽዩፍ ብልሽውና ኣሰር ዝገድፍዎ እውን ከም ሓመድ ሓግሒካ ጸሪካ ናይ መቃብሮም መድፈኒ ጊሩ ኣብ ኤርትራ ዘራይ ውጹዕ ዝኾነ ግዝ’ኣተ ሕጊ ንምንጋስ ዝቃለስ ዘሎ ፓልቶክ ስመርርር ሩም ካብዚ ንምክልኻል ዝግበር ጸለመን ጠቐነ’ን ሓፋሽ ህዝብና እቲ ኹሉ ሕሰምን መከራን ብህግደፍ ዝወርዶ ዘሎ ባዕሉ ዝስሕኖ ስለ ዘሎ ህዝብና ባኣኻ ኣለም ወዲ ጀነራል ጎይቶኦም ዝዳናገር ከይ መስለካ።

መስከረም ዳት ኔጥ ብዋን’ነት ኣለም ወዲ ጀነራል ጎይቶኦም ኣብዚ ወብሳይት እዚ ዝጥቃዕ ዘሎ ንህግደፋውያን ንምክልኻል ን’ስመርርር ሩም ኣተዂሩ ዘጸልም ዘሎ ስመርርር ሩም ተኻታ’ተልቱን ተሳተፍቱን ብዝሒ ካብ ዕቐን ንላዕሊ ስለ ዝኸደ ንህግደፍ ኣብ ሕልሚ ቀጻልነቱ ሓደገኛ ስለ ዝኾነ ኣብ ስመርርር ፓልቶክ ሩም ዝ’ዝረብን መደባት ዝስራዕን ህዝቢ ምእማን ክስእን ንኸይካታተል እንተ ተኻታቲሉ ድማ ኣንጻር ህግደፍ ህዝቢ ክላዓል ስለ ዝኾነ ንምክልካል ተባሂሉ ዝግበር ጸለመ ምዃኑ በዚ ኣጋጣሚ ንህዝብና ከነፍልጥ ንግደድ።

ካብቲ ዘገርምን ዘስደም’ምን ክኣ መስከረም ዳት ኔጥ ብ’ኣለም ጎይቶኦም ወዲ ጀነራል ጎይቶኦም ዝፍለጥ ኣብዚ ወብሳይት እዚ ንምክልኻል ህግደፍ ተባሂሉ ናይ ጸለመ ወፍሪ ኣበይናይ ግዜ ኣብ ከመይ ዝበለ ክነታት ህዝብና ዝብል ብሕልናዊ ሚዛን እስከ ንራዮ።

1. መስከረም ዳት ኔጥ ሃገረ ኤርትራ ምስ ህዝባ ኣብ ትሕቲ ጭኮና ምሕደራ ህግደፋውያን ሰብ ከም ፍጡር ሰብ ምዃኑ መጠን ክብሪ ናይ ሰብ ተሓኺኹ ከም ኮሚደረ <…..>ድንሽ ተቖጺሩ ናብ ዕዳጋ እና ተሸጠ ሕሉፍ ሓሊፎም ኣብ ሂወት ወዲ ሰብ ብኻራ ተቀዲዱ ኩሊቱ ተወሲዱ ናብ ዕዳጋ እና ኣውረደ ኣብ ትሕቲ ከምዚ ክነታት ዶ ነዚ ስርዓት እዚ ዝካላኸል ታሓባበሪ ገበንዶ ኣይ ኮነን ዘስምዕ።

2. ፍርቂ ዕድሚኦም ኣብ ቓልሲ ተዋጊኦም ዘዋጉኡ ንህዝቢ እንካ ናጽነት ዝበሉ ሓርበኛታት ጂ15 ናይ ናጽነት ከይ ኣስተማቐሩ ኣብ ማእሰርቲ ብደይ ፍርዲ ዝሓቁ ዘለዉ ነዚ ኣካይዳ እዚ ስለ ተገንዘቡ ተቓውሞኦም ስለ ዝስምዑ ኣብ ጽሓይ ዘይ ትሪኦሉ ጉድጓድ ክሓቁ ከለዉ ሕልና ዘለዎም ፓልቶክ ስመርርር ሩም ዓገብ ስለ ዝብሉ ዘሎው ነዚ ህልቀት ስለ ተቓወሙ ነዚ ገበነኛ ስርዓት ክትካላኸል ክትብል ጽያፍ ኣነዋሪ ጸለመ ኣየሕት’ትንዶ።

3. ሰውራ ዝመስረቱሎም ሰለስተ ርብዒ ዕድሚኦም ተቃሊሶም። ክሳብ ሕጂ ዝቃለሱ ክንደይ ስቓይ ዘሕለፉ ዘሕልፉን ዘለዉ ዘለዋን ኣካይዳ ህግደፍ ስለ ዝተቓወሙ ጥልመት ኣብ ርእሲ ሰፍ ዘይብል ከቢድ መስዋእትን ስንክልናን ብዋጋ ናይዚ ኣብ ርእሲ ህዝቢ ልዕሊ ሕጊ ኾይኖም ሃገርን ህዝብን እና ጸነተ ኾሎ ፓልቶክ ስመርርር ሩም ዓገብ ስለ ዝበሉ ተቓውሞኦም ስለ ዘስምዑ ንህግደፍ ክትካላኸል ክትብል ብጸለመ ጫንፈር ዓሊ ዓብዱ ናይ ህግደፍ ተኻላኸሊ ምዃን ወንጀል’ዶ ኣይ ኮነን።

4. መስከረም ዳት ኔጥ ኣለም ወዲ ኤነራል ጎይቶኣኦም ደሞዝ ክጎድለካ ኾሎ ካብ ህግደፍ ክትገድፎም ትደሊ ናብ ሓውሲ ምቅዋም በጨቕ ይብለካ ደሞዝ ክትውሰኽ ከለኻ ክኣ ኣብ ምክልኻል ህግደፍ ኣቲኻ ንፍትሓውያን ናብ ጸለመ ትዋፈር ጭብጢ ንምቕራብ ዝ’ኣክል ናይ ትማል ተዘክሮ ነብሲሄር ናይዝጊ ኩፍሉ ነታ ተጋደለላ ሃገሩ ምስ ሞተ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ኣብ ዓዱ ንኽቕበር ብህግደፍ ተኸልኪሉ ንዛ ተቃለሰላ ዓዱ ሚትሮ ጉድጋድ ምሕራሙ እናበልካ ቁሪምሪም ጀሚርካ ኔርካ ለከ እዚ ቁሪምሪም እዝስ ዶሞዝ ስለ ዝጎደለካ ድኣ’በር ናይ ስውእ ናይዝጊ ኩፍሉስ ሓሊኻ ኣይ ኮንካን ትሓልየሉ እንተ ትኸውን’ሲ ሜትሮ ግድጓድ ካብቲ ግድጋድ ዝተፋሕረ ገረውኛ ሓመድ መድፈኒ ተሓርሙ ቤተሰብን ደቁን ንልዕሊ ሰለስተ ወርሒ ለሚኖም ድሕሪ ቅባጼት ኣብ’ቲ ዘይ ተጋደለሉ ሃገር ዓዲ ጓና ከም ተቀበረ እና ፈለጥካ ተመሊስካ ነዚ ስርዓት ኣረሚናዊ ህግደፍ ምድጋፍካ ብወሰኽ ዶሞዝ ሰኺርካ ንጸለመ ፓልቶክ ስመርርር ሩም ከም ተዋፈርካ በዚ ኣጋጣሚ ንህዝብና ከፍልጦ ይፈቱ።

5. በል ኣለም ወዲ ጀነራል ጎይቶኦም ወናኒ መስከረም ዳት ኔጥ ተኻላኸሊ ናይ ህግደፍ ድፋዕ ዕርዲ ከምታ ናይ ልብያ ናይ ቀዛፊ ዕርዲ፥ እዛ ዕርዲ ድፋዕ ናይ ህግደፍካ ብዘይ ምሕር ተተርቢዓ ዕርዲ ምክልኻልካ ፈሪሱ ዲክታይተር ስርዓትካ ንማሓዙኡ ቀዛፊ ዝረኸበት ክትረኽቦ ምዃኑ ነዚ ንኽትሪኢ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ብድሕርዚ ግን ኣብ ሕሳብ ህዝቢ ከም ታቱ ፍለጥ ከም ምኽሪይልግሰልካ።

በዚ ኣጋጣሚ ን’ኣካየቲ ፓልቶክ ስመርርርር ሩም’ን በጻሕቶምን ንተኻታተልቲ ስመርርር ሩም በቲ ትገብሩዎ ዘለኹም ፍትሓዊ ጻዕሩኹም ኣብ ጎኒ ጭኩን ህዝቡኽም ደው ምባልኩም ኩርዑ ቃልስና ክሳብ ንዕወት በቢ ዘለናዮ ኣይ ንሕመቕ ነዚ ተርፉ ዘሎ ህዝብና ንምድሓን ንቃዳደም ቀሊል ዓቕሚ የሎን ዓቕምታት ናይ ኩሉ ንፍትሒ ዝቃለስ እንተ ኣጻሚድና ሓያላትን ሳዓርትን ምዃና ተረዲእና ኩሉ ንገብሮ ቃልሲ እና ኣጻፈፍና ንበርትዕ ኢየ ክብለኩም ኣጀኩም ኣጆና

ዓወትን ድሕነትን ነቲ ተሪፉ ዘሎ ጭኩን ህዝብና

ዕንወትን ውድቀትን ንስርዓት ህግደፍን ኮራኩሩን

ካብ ገብሪሂወት(ኣቡዓሸራ) በርበረ_15

 

 

 

 

 

 

 

Short URL: https://english.farajat.net/?p=7909

Posted by on Oct 30 2012 Filed under Articles. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net