News

ኣኼባ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ምስ ኣቦ ወንበር ማሕሙድ እስማኦኢል

Sunday February 72021

ጽማቕ ኣቦወንበር ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ብጻይ ማሕሙድ እስማዒል ሰንበት ለካቲት 7/2021 ምስ ኩሎም ጨነፍራት ሰምየን ኣመርካን ከነዳ ኣገዳስን እዋናውን ኣኼባ ኣካይዱ።
ብጻይ ማሕሙድ እስማዒል
ብመዳይ ወታሃደራዊ ጉዳይ ኣብዚ መራኸቢ ብዙሓት ንምስጢር ክንዕቅቦ ኢና ሰፊሕ መደባት ከምዘሎ ነዊሕ ዓሚቕ መግለጺ ሂቡ።
ብመዳይ ፕሎቲካዊ ሑሉፍ ፍሽለትና ኣስፊሑ ክንማሃረሉ ገምጋም ብነዊሕ ኣጋላልጻ ገምጋም ንኣባላት ምስ ሃበ ምጻኢ ጉዕዞ ከይድና ክንገብሮ ዘለናን ክንክተሎ ዘለና ከይዲ ሰፊሕ መግለጺ ሂቡ ።
ብመዳይ ቁጠባዊ ውድብና ካብ ወታሃደራውን ፖሎቲካውን ፈሊኻ ነጺልካ ስለ ዘይ ይረኤ መደብ ዕዮታት ውድብ ከምቲ ንደልዮ ብግቡእ ክሳላሰል እንተዳኣ ኮይኑ  ተወፋይነት ክህሉ ኣለዎ ካብ ኣባላት ጥራሕ ምጽባይ ጥራሕ ዘይኮነ ከምቲ ውድብ ክውፈ ተቐሪቡ ዘሎ ህዝብና ብህዝባዊ ማሕበራት ተሳትፎ ኣበርክቱኡ ከሪኢ ክኽእል ኣለዎ ወታሃደራውን ፖሎቲክውን ምንቕስቓሳትና ማዕረ ማዕረ እቲ ቁጠባዊ ዕብየት እዩ ዓበይቲ ስራሕ ምንቕስቓስን ዝዕመም ቁርብ ቁጦባዊ ዓቕሚ እንተሊካ ማዕረ እቲ ዘንቃሳቕሰካ ኢኻ ትንቃሳቐስ ብዙሕ ቁጠባ ተለካ ብዙሕ

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top