ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ስቶክሆልም

ውጽኢት ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢንምግላጽ

 

 

ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጥን ንህዝቢ ወኪሎም ኣብ ጉባኤ ዝተሳተፉን ብዛዕባ ካብ ዕለት 2130/11/2011 ኣብ ከተማ ኣዋሳ (ኢትዮጵያ) ዝተኻየደ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢን ውጽኢታቱን ንህዝቢ ዝገልጽሉ ኣገዳሲ ኣኼባ ተዳሊዩ ስለ ዘሎ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም።  

 

ዕለት፡ ቀዳም፡ 14/01/2012

ቦታ፡   ABF Hallonbergen

ግዜ፡  14፡00 – 18፡00

 

 

 

ብደሓን ምጹ!

 

 

ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ተሳተፍቲ ጉባኤን

 

 

Short URL: https://english.farajat.net/?p=6444

Posted by on Jan 7 2012 Filed under News, Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net