ናይ ህዝቢ ኣኼባ ምስ ኣ/መ ፈጻሚ ቤ/ጽ ሃገራዊ ባይቶ ኣብ ስቶክሆልም

ኣብ‘ቲ ብ”መርበብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንሰላም ” ዝተዳለወ ስሚናር ንምስታፍ ተዓዲሙ ኣብ ሽወደን ዑደት ኣብ ዘካይደሉ ዘሎ ግዜ፡ ተጋዳላይ ዶር. ዩሱፍ ብርሃኑ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብዛዕባ ህልዊ ፖለቲካዊ ኩነታትን ግደ ሃገራዊ ባይቶን ንምዝታይ፡ ምስ ሓፋሽ ህዝብና ኣብ ስቶክሆልም ኣገዳሲ ኣኼባ ከካይድ ምዃኑ ንሕብር። ኩሉ ሃገራዊ ኣብ‘ዚ ኣኼባ‘ዚ ንክሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም።

ኣኼባ ዝካየደሉ ዕለት፡ ሰንበት 20/05/2012
ኣኼባ ዝካየደሉ ቦታ፡ Kista Träff
ኣኼባ ዝካየደሉ ግዜ፡ ካብ 15.00 – 19.00

ብድሓን ምጹ !

“ብሓባር ምእንቲ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ! ”

ኣወሃሃዲ ሽማግለ ዞባ ኤውሮጳ
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲምክራስያዊ ለውጢ

Short URL: https://english.farajat.net/?p=7062

Posted by on May 18 2012 Filed under News. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net